ህዝቢ ምድረ-ባሕሪ ን800 ዓመታት ዝኣክል ንብዙሓት ወረርቲ ተኻላኺሉ መንነቱን መሬቱን ቀዪሕ ባሕሩን ባህሉን ኦሪታዊ-ሃይማኖቱን ዓቂቡ እዩ ጸኒሑ። እቶም ብድሕሪት ኮይኖም ነቶም ንምድረ-ባሕሪ ተተባራርዮም ዝወርዎ ዝነበሩ ወረርቲ ሓይልታት ብዓል መን ነበሩ?

ንመረዳእታ፣

1ይ. ምሓመድ ግራንኝ ብቱርክን ግብጽን ተሓጊዙ ንኢትዮጵያ ንምድረባሕርን ክወርር ጀሚሩ። ብጀጋኑ ደቂ ምድረባሕሪ ድማ ተደምሲሱ።

  1. ቱርኪ ብከባቢ ቀይሕ ባሕሪ ተቐልቂሉ ንምድረባሕሪ ንኽወርር ክመጽኣ ከሎ፣ ኣብ ባጽዓን ዓሰብን ተወሲኑ ንኽነብር ኣይኮነን ነይሩ ዓላምኡ ግና ንመላእ ምድረ ኣጋኣዝያንን ኢትዮጵያን ወሪሩ ምስሓዘ፣ ንቀይሕ ባሕርን ፈለግ ኒል (ኣባይ) ንምቍጻጻር እዩ።ወራር ቱርኪ መራሒኡ ኣብ ከተማ ፓሪስ ስለላ መርበብ ኤውሮጳውያን ዝገበሩዎ ውዲት ብደቀ ኣንስትዮ ተሰሚሙ ምስ ሞተ፣ እቶም ተረመረፍ ሰራዊት ቱርኪ ካብ ባጽዕን ከባቢ ቀይሕ ባሕርን ተሰናቢቶም። ወራር ግብጺ ወራር ማህዲ ወራር   ጣልያን፣ ወራር ሃይለስላሴ ወራር ደርጊን፣ ሎሚ ከኣ እኩብ ድምር ወራራት ባዕዳውያን ብሓደ ዕሱብ ጽዮናውያን ኢሰያስ ኣፈወርቂ ዝምራሕ ጭፍራ ማፍያ ህግደፍን መሻርኽቶም ልኡኻት ጽዮናውያን ወያኔን ወለዶ ደቂ ኣገኣዝያንን ኣምሓራn ኦሮሞን ከጽንቱ ኩንትራት ወሲዶም ኣለው።

ሽግር ኤርትራ ብህግደፍ ቅድመ-ግንባርነት እንዳጸነተ ከሎ፣ክሳብ ሎሚ ስለምንታይ ዲፕሎማስያዊ ደገፍ ማሕበረ-ሰብ ዓለም ዘይረኸበ? ብውዲት ብድሕሪት ኮይኖም ንህግደፍ ቾፕላ! ዝብሉዎ ዘለው ብፍላይ ኣየኖት ባዕዳውያን መንግስታት እዮም?
ህዝቢ ኤርትራ ብሰላሕታ ውግእ (ሳይለትን ዎር) ኣብ ምድረበዳ ስሃርን ማእከላይ ባሕሪን ዝጠፍኡ ዘለዉ ደቁ፣ እሞከኣ እዚ ህዝብዚ ብብዝሒ ህዝቢኳ ኣዝዩ ውሑድ ክነሱስ፣ እንዳተመንቆሰ ከሎ ማሕበረ-ሰብ ዓለም ኣማዕድዩ ዝዕዘብ ዘሎስ ስለምንታይ ኮን ይኸውን? እምብኣር ቅድሚ ነዘን ሕቶታት እዚኣተን ምምላሽና፣ እንታውነት ህዝቢ ምድረ-ባሕሪን እቶም ቀንዲ መለለዪኡ ዝኾኑ ረቛሒታት ብሕጽር ዝበለ ክንዝርዝር ኢና።

መለለዪ መንነት ህዝቢ ምድረ-ባሕሪ (ሎሚ ከኣ ኤርትራ) ዝኾኑ ረቛሒታት እዞም ዝስዕቡ እዮም።
1ይ.) ሓቀኛን ፈሪሃ እግዚኣ-ብሄር ብጽኑዕ ኦሪታዊ ሃይማኖት ዝተሰነየ
2ይ.) ማእለያ ዘይብሉ ባህርያዊ ጸጋኡን መኣዛ ዘለዎ ኣየሩን
3ይ.) ተባሃጊ ጆግራፊካዊ ኣቀማምጣ መሬቱን፣ንመላእ ዓለም ዘራኽብ ቀይሕ ብሕሩን
4ይ.) ውርዙይ ባህሉን ኩሩዕን ጭዋን መንነቱን
5.) ፍትሓዊ ምሕደራን ማዕርነትን ሰብኣዊ ክብርን ዝፈቅድ ስርዓተ ሕጊንዳቦኡ
6.) ካብ ቅድሚ ልደተ-ክርስቶስ ጀሚሩ ካብ ወለዶ ንወለዶ እንዳተዋራረሰ ዝጸንሐ፣”መሬተይ መቲረ ገባረይ ቆጺረ” እንዳበሉ፣ ደቂ-ምድረ ኣገኣዝያን ዘጽንሑዎ ደሳዊ ዋንነት መሬት (ብፍላይ ኣብ ሓማሴንን ኣከለጉዛይን ክሳብ ጭፍራ ማፍያ ህግደፍ መሬት መንግስቲ ኢሉ ዝግብቶ ዝጸንሐ ፍትሓዊ ዋንነት መሬት)
7.)   ካብ ኣሮንን ወዲ ለዊ (ለዋውያን) ዝተረከቡዎ፣ሎሚ ድማ ብላጐን ዝፍለጡ ቅዱሳን ዓሌት ዝሕሎ ቅዱስ ታቦተጽዮን
ስለዚ እዞም ረቛሒታት እዚኦም እዮም ንህዝቢ ምድረ-ባሕሪ ካብ መላእ ዓለም ዝፈልዩዎ። ነዚኦም ጸጋታት እዚኦም ስለዝወነን እምብኣር’ዮም ባዓድውያን ካብ ቅዲሚ ሓደሽሕ ዓመታት ጀሚሮም ክሳብ ሎሚ “መሬቱን ባሕሩን እንበር እቲ ህዝብስ ኣየድልየናን” ካብ ዝብል ተበግሶን እከይ ራእዪን የረብርቡዎ ኣለው።
እወ! ህዝቢ ምድረ-ባሕሪ ካብ ሽሕ ዓመታት ጀሚሩ ክሳብ 1991 ዓ.ም.ፈ. ንኹሎም ባዕዳውያን ወረርትን ገዛእትን ብፍላይ “ጻዕዳ ቆርበት ዘሎና ብብልሓትና ኣጽዋር ውግእ ዝወነና፣ብሉጻት ህዝቢ ኢና“ ኢሎም ዝምክሑ ግንከኣዘይኮኑ፣ ቀንዲ መላፍንቶምን ፕሮጀክት ሓንጻጺትን ድማ ቫቲካን  ዝኾኑ፣(ጻዕዳ ሕብሪ ዘይኮነስ ሕብሪ ሓሻማ ዘለዎም ኤውሮጳውያን) መኪቱ ስዒሩዎም እዩ። ካብተን ኣንጻር ትምክሕተኛታት “ጻዕዳ ቆርበት ዘሎና ብሉጻት ህዝቢ ኢና“ ዝብሉ ኤውሮጳውያን)፣ እታ ንመጀመርያ ግዜ ኣብ ታሪኽ ኣፍርቃዊ ህዝቢ፣ንኤውሮጳዊ ኮለንያል ሓይሊ ዝሰዓሩ ደቂ ምድረባሕሪ እዮም። ንመረድኢ፣ ኣንጻር ኮሎንያል ጣልያን ኣብ ዓውዲ ኵናት ዶጓሊ ብዕለት 27.01.1887 ዓ.ም.ፈ. ንኮለንያል ጣልያን  ስዒሮሞ። ካብታ ግዜ እቲኣ ድማ ህዝቢ ምድረ ባሕር፣ ብጸዓዱ ዝብሃሉ ኤውሮጳውያን ኣብ ጸሊም ሊስታ ኣትዩ ይሳቐ ኣሎ። በዚ መኽንያት እዚ እዩ እምብኣር ወለዶ ህዝቢ ምድረባሕሪ ንጭፍራ ህግደፍ ሊኡኾም ዘረብርቡውን ኣላሽ ዘብልዎ ዘለውን።
ምስ ደቂ ኣገኣዝያን ትግራዎትን ኣምሓራን ተላፊኑ ድማ፣ኣንጻር ኮሎንያል ጣልያን፣ ኣብ ኲናት ዓድዋ ተዋዲቑ ብዕለት 01.103.887 ዓ.ም.ፈ. ንኮለንያል ጣልያን ስዒሩ።
እዞም ጽዮናውያን ግና ከምዚ  ሎሚ ንዕዘቦን ዘሎና፣ ካብቲ ንመላኣ ኣፍሪቃ ንኽሻመውሉ ውዕል ዝኣተውሉ ግዜ ብ1881 ዓ.ም.ፈ.ን ብ19014ን ጀሚሮም፣እዮም መደብ ጥፍኣትና ኣውጺኦም ነይሮም።ኣብዚ መርበብ ሓብሬታዚ ተወከሱ https://en.wikipedia.org/wiki/Battle_of_Adwahe “Scramble for Africa” was the invasion, occupation, division, colonization and annexation of African territory by European powers during the period of New Imperialism, between 1881 and 1914. It is also called the Partition of Africa and the Conquest of Africa. እወ እቲ እዋን እቲ፣ ብሓፈሻ ንመላእ ኣፍሪቃ ብፍላይ ድማ ንቀርኒ እፍሪቃ ንኽቆጻጸሩ ዝሓንጸጽሉ ግዜ እዩ ነይሩ። ሎሚ ከኣ ብዝረቐቐ ስለላን ኮለላን ገሮም ኻዲሽ ዓለማዊ ስርዕት ብሓፍወሣ ብደም ገርህኛታት ደቂ ኣፍሪቃ ብፍላይ ድማ ብደም ደቂ ኣገእዝያን ገሮም ነቲ ዳስ ክተኽሉዎ ይሓልሙ ኣለው።
ካብኡ ጀሚሮም ድማ ብዘይካ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንኹለን ኣፍሪቃ ሃገራት ተማሲሖመን እዮም። ብኤርትራ ግና ካብ ስዕረት ኮሎንያል ጣልያን ጀሚሮም ክሳብ ለይቲ ሎሚ ኣይቀሰኑን። በዚ መኽንያት እዚ ግና ባዕሎም ብኣካል ኣንጻር ኤርትራውያን ገጢሞም ከምተሳዕሩ ስለዘረጋገጹ፣ድሕሪ ክንደይ መጽናዕትን ምርምርን፣ ንህርፋን ገንዘብን ጕርሒን ሽርሕን ዘለዎም ማይቤት ትግራዎት  (ተንቤናውያን) ብውዲት ዓሲቦም ንህዝቢ ምድረ ባሕሪ ይጽንቱዎ ኣለው። ጠላማት ኮይኖም እምበር ንግደ ሓቅስ፣ እቶም ኣምሆ ዘመን ብዓል ንጉስ የውሃንስን ሸቃ ኣሉላን፣ እቶም ሎሚ ብስም ወያኔ ዝጽውዑ ጭፍራ ማፍያን፣ደቂ ኣገኣዝያን ኣሕዋት ደቂ ምድረባሕሪ እኳ እዮም ነይሮም። ማሕበር ጸልማት ስለላ መርበብ ሃጸያውያን ፣ብሽርሕን ብውዲታዊ ሜላን ስለዝሰርሑ፣ነቶም ኣምሆ ዘመን መሳፍንቲ ትግራይ ዝብሃሉ ዝነበሩ እንተኾኑውን ድሮ ተኣታትዮሞም እዮም ነይሮ። ሎሚ ድማ ደቂ ደቆም ዝኾኑ ዋርሳይ ጭፍራ ማፍያ ወያኔ፣ መልሚሎም ኣሰልጢኖም ምስ ኢሰያስ ተላፊኖም ንህዝቢ ኣገኣዝያን ኣላሽ ንኸብሉዎ እገልዳሕ ክብሉ ንዕዘቦም ኣሎና።
ኣስተብህል፤ ኮሎንያል ጣልያን ብዓቢኡ ብመሃንድሳት ስለላ መርበ ዓባይ ብሪጣንያ እዩ ተሓጊዙ። ብርኡይ ግና ብመሳፍንቲ ትግራይ ተሓጊዙ እዩ፣ብኸረን ተዃሊሉ ነስመራ ክኣቱ ክኢሉ። ቃልሲ ኤርትራ ማለት እቲ መቐጸልታ፣ኣንጻር መሓመድ ግራኝን ቱርክን፣ ግብጽን፣ ማህድን፣ ኮሎንያል ጣልያንን፣ ኣንጻር ንጉስ ሃይለስላሴን ምዕራባውያንን፣ ኣንጻር ወተሃደራዊ ስርዓት ደርግን ሶቭየት ሕብረትን፣ ክልዓል ከሎ እግሪ እግሩ እቶም ሎሚ ዝመርሑ ዘለው ካብ ቢግ ብራዘር ኢሰያስ ኣፈወርቂ ጀሚርካ ጭፍራ ማፍያ ህግደፍን ወያኔን እዮም። እወ! ኣምሆ ዘመን ንሜዳ ዝወፈሩ እኮ፣ንህዝቢ ምድረባሕሪ ሓርነት ከምጽኡ ዘይኮነስ፣ ጸረ ሰውራ ኮይኖም፣ ኣብዝተናውሐ ኣዋን ብፍላይ ንነገደ ኣግኣዝያን ኣጥፊኦም ንረብሓ ጽዮናውያንን፣ ጸረግቲ መንገዲ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓትን ኮይኖም ከገልግሉ እዮም ብመሃንድሳት ስለላን ኮለላን ተመልሚሎም ሰልጢኖም። እወ! በቶም „ጻዕዳ ቆርበት ዘሎና ኣጽዋር ከኣ ዝወነና፣ብሉጻት ህዝቢ ኢና“ ኢሎም ዝምክሑ፣ግንከኣ “ፈራሕ ዓሰርተ በትሩ” ኮይኖም ብስርቅን ቅትለትን ጥራይ ንህዝቦም ዝቕልቡ ኤውሮጳውያን፣ጽዮናውያን፣ ተዓሲቦም፣ ንህዝቦምን ንቆርበቶምን  ኣሕሊፎም ዝህቡ ኣለው። ከም ሪሞት ኮንትሮል ኮይኖም ዘገልግሉዎም ዘልው ዘይሕንኩ ክደዓትን ክሓድትን እዮም። ኣብዚ ግና ክዝንጋዕ ዘይብሉ፣ፈሊጣውያን ፕሮፈሶራትን ዶክቶራትን (Eritrean Elits) ሰለይቲ የለውን ማለት ኣይኮነን። ወረ ሎምስ ኣብ መለኣ ዓለም፣ ካብ ሓደ ሽሕ ዘይውሑዱ ኤርትራውያን ምሁራት ሰለይቲ ኣለው እንተተባህለ ፣ካብ ሓቂ ዝርሓቐ ኣይኮነን። እወ! እቲ ሎሚ በጺሕናዮ ዘሎና እዋን, ዘመን ገንዘብን ስለላን ኮለላን ጥራይ ደይኮነን ኮይኑ ዘሎ። ነዚ ንኽትርዳእ ግና ብዕሙቕ ዝበለ ታሪኻዊን ስነፍልጠታዊን መጻሕፍቲ ኣንተገናጸልካ እዩ እምበር፣ ኣብ ፓልቶክ ኣብ ኢንተርነት፣ ካብ ጋንታ ብሔራት ኣብ ጋንታ ወገናውያን እንዳነጠርካ፣ ብፍላy መሳርሒ ህግደፍን ወያነን፣ብሓፈሻ ከኣ ንረብሓ ጽዮናውያን ኮንካ ዕንክሊል ክትብል እንዳውዓልካ ግና  ኣይግድን ፍልጠት ኣይርከብን እዩ። “ጎጉዱስ ንቀሺ“ ከምዝብሃል፣ ጽዮናውያን ከምዝልኣኹዎ ንነፋጥ መላኺ ኢሰያስፈወርቂ ከየሌለኻ፣ እኳድኣ 2 ሚልዮን ዝኣኽሉ ደቂ ሃገር ዘጽነተ፣ ሎሚ ብስም ጀጋኑንስውኣትን እንዳሸቀጠ መራሒ ማፍያዊ ስርዓት ኮይኑ፣ ከም ሓደ ነቢዪን፣ ፈላስፋን፣ ጅግናን፣ ሃገራዊን ገርካ ተቐቢልካን ኣሚንካን ምኻድስ ሞት ይሕይሽ። እወ! በዚ ሰብዚ ተዓሲብካ፣ንደቂ ሃገር ስሚ እንዳነዛሕካ ምቕንጻልን፣ንህዝብኻ ክሒድካ ኣብ ትኳቦ ባጤራ ኣምሊኽካ ክሳብ ኣብ ጉድጓድ ትኣቱ ከይለበምካ ሙማትስ ሕፍረት እምበርዩ!! ካብዚ የድሕነና! ንፋሶም ኣይጽለወና ዘብልዩ!!
https://youtu.be/TFbqxRuuqwM
 ህዝቢ ምድረ-ባሕሪ! ዋላኳ ምስ ውሑድ ቁጽሩ፣ህግደፍን ወያኔን ራእዪኡን ጻማኡን እንተዘመትዎ፣ከምኡውን ዘራያት  ጽዮናውያን ብዊድን ብጸልማት ተኸዊሎ ክምንቁሱዎ ገልዳሕ እንተበሉ፣ብሓይሊ ኣምላኽ ሓደ ምዕልቲ ከድግመሉ እዩ።
መርበብ ሓባሬታ ደቀባት ኣግኣዝያን