መራሕቲ ጭፍራ ወያኔን ህግደፍን፣ መንሽሮ ህዝቢ ሓበሽ እዮም። ጽባሕ ብጊሓት ከኣ ነቲዝተረፈ ህዝቢ ሓበሻ ሕማቕ ታሪኻዊ ክሕደትን ክድዕትን ገዲፎምሉ ክኣርቡ እዮም። እቲ ካብ ኩሉ ዘሕፍር ታሪኽ ከኣ፣ ሃገርን ኩሩዕ ባህልን ጅግንነትን ህዝቢ ሓበሻን፣ ዘይጥቀሙሉ ቢልዮናት ገንዘብን፣ ንሃጸያውያን ኣውሪሶም ክዓርቡ እዮም።

እዞም ክናናን ምናናን እዚኦም፣ ካብ ታሪኽ ከድዓት ኣባሓጎታቶምን፣ ካብ ሕሉፍ ተመኩሮ ህዝቢ ኤርትራን ዘይምሃሩ እዮም። “ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን የሕዋት ኢዮም“። “ተጋሩ ኣሕዋት ህዝቢ ኤርትራ ስለዝኾኑ፣ ኣብቲ ንነናጽነት ህዝቢ ኤርትራ ዝተገብረ ቃልሲ ዓቢ እጃም ኣበርኪቶም እዮም“ እናበሉ ክልፍልፉ ከለው ክትሰምዕ ከሎኻ ድማ መርዘን ይሕዘካ። መኽንያቱ ከኣ መሸቀጢ ዝዛረቡዎ ሃጠቀጠው ጥራይ ዘይኮነ ንገረሀN ህዝቢ ንምድንጋር ዝኣልሙዎ ማእለማ  ስለዝኾነ።

ብርግጽ፣ እቲ ዝብልዎ ዘሎው ሕውነታዊን ልፍንታዊን ረዲኤታዊን ዝምድና፣ በቲ ግቡእ ኣገባብ ኣይኮነን ተተግቢሩ። እንታይድኣ መሃንድሳት ውዲት ምዕራባውያን፣ ጽዮናውያንን፣ ሃጸያውያንን፣ “እዚ ብውዲት ናትና ክልተ ህዝቢ ገርና ዝመቐልናዮ፣ብመበቆሉን፣ ብባህሉን፣ ብርትዓዊ ሃይማኖቱን፣ ብቋንቊኡን፣ ብፊደላቱን፣ ሓደ እዩ። ይኹን እምበር፣ ነዚ ህዝቢ እዚ ፈላሊና ክንገዝኦ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ንስትራተጂካዊ ረብሓና ግን ኣሕቢርና ክንጥቀመሉ እንተዘይኮይኑ፣ ሓቢሩን ተወሃሂዱን ክነብር እንተገዲፍንዮ፣ ማዕሬና ንክስልጥን ግዜ ኣወስደሉን እዩ። ዝብል መደብ ስለዘለዎም እዩ።

“ስለዚ ነዚ ህዝቢ ሓበሻዚ፣ ብድሎ ከይትዕሎ ክንምክቶ ስለዘልንበቅዕ፣ ብገረብ ብሓኽላ ዝብል ረቂቕ ፕሮጀክት ሓንጺጽና፣ ኣላሽ ኣቢልና ክንስዕሮ ጥራይ ኣሎና“ ዝብል እከይ ፕሮጀክት ኣውጺኦም፣ ትግሪኛ ቋንቋ ዝዛረቡ ደቂ መሬትዝኾኑ ክልተ ጭፍራ ወያኔን፣ ሻዕብያን መልሚሎምን ኣሰልጢኖምን፣ ብምዕስካር ብድሕሪ መጋረጃ ኮይኖም ነቶም ከድዓት መራሕቲ ወያኔን ህግደፍ እንዳጓሰዩዎም የጽንቱና ኣለው። እቲ ቀንዲ ምስጢራዊ መኽንያቶም ድማ፣ ህዝቢ ምድረ ባሕሪ ካብ መላእ ኣፍሪቃ ካብ 5000 ዓመታት ንላዕሊ ጀሚሩ፣ ብገዛእ ቋንቍኡ ገሩ ምዕቡል ምህዞታትትን ቴክኖሎጂን ዝነበሮ ህዝቢ ምኻኑ፣ ብመጽናዕትን ምርምርን ገሮም ታሪኹን መንነቱን ስለዝፈለጡዎ፣ ካብ እከይን ሰይጣናዊ ቅንኢ ተበጊሶም እዮም መጽነቲ ረቂቍ መደብ ዕዮ ኣውጺኦምሉ።

እወ፣ እዚ ሳባዊን ሓበሻዊን፣ ህዝቢ ምድረ-ባህሕርን ዝብሃል ህዝቢዚ፣ ብሕብሪ ቆርበቱን፣ በቲ ሜላኒን ዝብሃል ኣብ ኣካላት ፈረንጂ ዘይርከብ፣ ብዘይካ ኣብ ኣካላት ጸለምቲ፣ ብፍላይ ከኣ ምስ ጽሓይ ዘራኽብ ወይ Energy charge ዝገብር ክፍሊ ኣካላት፣ (Melanin ኣብ Pinal Gland ዝርከብ ግንከኣ ብፍላይ ጸሊም ሕብሪ ዘለዎም ፍጥረት ስለዝኾኑ፣ ብተፈጥሮን ባህርን ካባና ዝበለጸ ሕብርን ሓይልን ኣተሓሳስብን ስለዝውንኑ፣ ከነጥፍኦም ኣሎና፣ ካብዝብል ተበግሶ እዮም፣ ካብ ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ጀሚሮም፣ ግሪኻውያንን ሮማውያንን ኣዕራብን  ንኸጽኑትና ዝረባረቡና ዘለው። እቲ ቀንዲ መኽንያቶም እምብኣር ሕቶ ጅግንነትን መንነትን፣ ሕቶ ጆግራፊካዊ ኣቀማምጣን፣ ዘይተኣደነ ባህርያዊ ጸጋን እዩ።

እዚ ገርሄኛ ህዝቢ ግና ነቶም ሕልንኦምን መንነቶምን፣ ሕብሪ ቆርበቶምን ክሒዶም፣ ሕብሪ ፈረንጂ ዝመረጹ፣ ከም ጽሉል ኢሰያስ ኣፈወርቅን፣ መራሕቲ ወያኔን፣ ብፍላይ ኣብቲ ኣካላት ወድሰብ ዝርከብ ዘርኣዊ ክፍሊ ኣካላት ወይ DNA መጽናዕቲ ብምግባር፣ ትግራዎት ድኽነትን ጉርሕን ዘለዎም ፍጥረት ከምዝኾኑ ብመጽናዕቲ በጺሖሞ። ስለዚ ንአርትራን፣ ኢትዮጵያን ካብኡ ሓሊፍካውን ንመላእ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምቍጽጻር፣ “ነዞም ክዕንቅፉና ዝኽእሉ ተዋዳደርትና ዓሌት ሳባውያን ንምጽናት፣ ንስለላ ዝበቕዑ ትግራዎት ጥራይ ክንምልምል ኣሎና” ኢሎም ወሲኖም። በዚ መሰርተት ኢዚ እምብኣር፣ እንሆ ንኸጽንቱና ንትግሪኛ ዝዛረቡ ትግራዎት ኣብ ኤርትራ ትግራዎት ኣብ ኢትዮጵያ ኣዋፊሮምልና ኣለው።

መሲሉዎም ድኣምበር ከውሑዱና እንተዘይኮይኖም፣ ክምንቁስናስ ኣይክእሉንእዮም። ለኪሞምና ድኣ ይጠፍኡ እምበር፣ ንዓና ኣጥፊኦም ንበይኖምሲ ኣብቲ ቅዱስ መሬትና ክነብሩ ባህርያዊን መጎታዊን ኣይኮነን። ክንብርኲት ከይንብርኲት ግና ኣብ ማይ እስከ ጥራይ ንብጻሕ።

ብርግጽ ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን፣ ካብ ቅድመ ልደተ ክርስቶስ ጀሚሩ፣ ክሳብ ኮለንያል ጣልያን ብ1887 ዓ.ም.ፈ. ንምጽዋዕ ወሪሩ ኣብ ደጓሊ ዝተሳዕረሉ ውቕቲ፣ ዋላኳ መሳፍንቲ ትግራይ (ከም መስፍን ሚካኤል ስሑል፣ ጨካን ደግያት ውቤ፣ ደግያት ሽማጋድሽ ካብ ኣውራጃ ዓጋመ፣ ንጉስ የውሃንስ ካብ ተንቤንን እንደርታን፣ ሸቃ ኣሉላን) ከድዓት እንተነበሩ፣ እቲ መበቆል ግና ሓደ እዩ። ብወገን ደቂ ምድረባሕሪ ድማ ሓገዝን ረዲኤትን ምልጋስ እንተዘይኮይኑ ንህዝቢ ትግራይ ወሪሩ በዲሉ ኣይፈልጥን እዩ ዝነበረ። እዚ ከኣ ብዙሕ መጻሕፍቲ ታሪኽ ገንጺልካ መረጋገጺ መርትዖ ዘለዎ ሓቂ እዩ። ብዝኾነ ክሳብ ምቕልቃል ኮሎንያን ጣልያን መሳፍንቲ ትግራይ ክጥዕሞም ከሎ ንህዝቢ ምድረባሕሪ ይወርዎ፣ ክጽግሞም ከሎ ድማ ረዲኤት ካብ ህዝቢ ምድረባሕሪ ይልምኑ እዮም ዝነበሩ። ንመረዳእታ፣ ወራር መሓመድ ግራኝ ዳርጋ ንመላእ ኢትዮጵያን ትግራይን፣ መመስለመን ነይሩ። ሳላ ጅግና ህዝቢ ምድረ ባሕሪ ግና፣ እቲ ርቱዕ ሃይማኖት ኢትዮጵያ ክሳብ ሎሚ ተሓልዩ ይርከብ ኣሎ። ብ1541 ዓ.ም.ፈ.፣ ብጅግና በሓርነጋሽ ኢሳቕ ዝምራሕ ሰራዊት ምድረባሕሪ፣ ሎሚ ኤርትራ፣ ካብ ድባርዋ ተላዒሎም፣ ኣብ ከባቢ ቤገምድርን ጎጃምን፣ ንወራር መሓመድ ግራኝ ደምሲሶም። ንመሓመድ ግራኝ ድማ ቀንጺሎም፣ መላስ ኣውያት ዘይብሉ ድማ ነቲ ወራር ደምሲሶም ስዒሮሞ። ብ156o ዓ.ም.ፈ. ድማ ንወራር ቱርኪ ህዝቢ ምድረባሕሪ ጥራይ እዩ ስዒሩዎ።

ብ1875 ዓ.ም.ፈ. ድም ንወርር ግብጺ ኣብ ዓይላ ጉንደት ኣውራጃ ሰራየ  70 ካብ ሚእቲ ደቂ ኤርትራ እዮም ተደምሲሱ። ብ1887 ድም ወራር ኮሎንያን ጣልያን ብደቂ ምድረባሕርን ትግራዎትን መላስ ኣውያት ዘይብሉ ተሳዒሩ። . ብ1889 ዓ.ም.ፈ. ድማ ወራር ኣስላማዊ ማህዲ ካብ ሱዳን ተላዒሉ ንጎንደርን ከባቢኣን ክወርር ምስ ጀመረ፣ ንጉስ የውሃንስ 4ይ ንህዝቢ ምድረባሕሪ ርድኡኒ ኢሉ ኣዋጅ ምስ ኣወጀሉ፣ ብምልኡ ህዝቢ ምድረ ባሕሪ ኣብ ጎኒ ንጉስ የውሃንስ ከቲቱ ንሰራዊት ማህዲ ደምሲሱዎ እዩ። ኣብ ኲናት ዓድዋ ዝተገብር መኸተ ድማ ህዝቢ ኤርትራ ዋላኵ ከዳዕ ኮሎንያል ጣልያን ዓሳኽር ከቲቡ ኣንጻር ኣሕዋቱ ሓበሽ እንተኣሰለፎ፣ ብወገን ኢትዮጵያን ትግራይን ግን ብዙሓት ጀጋኑ ኤርትራውያን፣ ከም ብዓል ራእሲ ወልደሚካኤል ሃዘጋ፣ ካብ እንዳ ራእሲ ሃይሉ ጸዓዘጋ ድማ፣ ደግያት ኣበራን፣ “ኣንድ ኣበራ ከሺ ኣማራ” ኢሉ ንጉስ መነሊክ ዝሸሞ ጅግና፣ ኣብቲ ኲናት ዓድዋ ብጅግንነት መኪቶም ዝስዓሩ ጀጋኑ እዮም። ብትእዛዝ መስፍን ትግራይ ስዩም መንገሻን ዳግማው ንጉስ መነሊክን፣ካብ 500 ንላዕሊ ኤርትራውያን ዓስከር ጥልያን፣ ነቶም ጣልያን ዓስኪሩዎም ኣብ ኪናት ዓድዋ መዝሓል ጥዪት ዝኾኑ ኣቦሓጎታትና፣ ንዓይ ሓዋ (ንዓባየይ ኣባሓጎ) ዘለውዎም፣ ድሕሪ ስዕረት ኮሎንያል ጠልያን፣ ንኢጣልያውያን ከብቲ እንዳሓረዱ ነስመራ ከፋንዉዎም ከለው፣ ንኤርትራውያን፣ ብባርባራዊ ጭካኔ የማናይ ኢዶምን ጸጋማይ እግሮምን ቆሪጾም ጉሒፎሞም።

ንሰራዊት ጣልያን ግና ብሰላም ነስመራ ከምዝምለሱ ገሩ እዩ። እዚውን ዘይርሳዕ ጭካኔ ትግራዎት እዩ። ትማሊ ድማ ወያኔ ካብ 80 ሺሕ ንላዕሊ ህዝቢ ኤርእምብኣር፣ ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ኣሕዋት ክነሱ ብፈላሊኻ ግዝእ ክሳብ ሎሚ ይሳቐ ኣሎ። እዚ ኩሉ ክሕደት ተጋሩ ድማ ምኽርን ምዕዶን ባዕዳውያን፣ ብህርፋን ገንዘብ ስለዝተታለሉ እዮም ። ኣብዚ በጺሕናዮ ዘሎና መዋእል ግና፣ ብሰንኪ ምዕራባውያንን ንስለላ ምዕራባውያን ግዳይ ዝኾኑ ደቂ ትግራይ፣ ንህዝቢ ሓበሽ ኣብ ኣስጋኢ ኲነታት ኣብጺሖሞ ይርከቡ። እዚ ዘይክሓደ ታሪኻዊን መጎታዊን መርትዖ ዘለዎ ሓቂ እዩ።

ባዕዳውያን ብፍላይ እኳድኣ ተኻሉ እንግሊዛውያን፣ ንደቂ ሓበሽ ከም ሰለይቲ ዓስኪሮምን ኣዋፊሮምን፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ስትራተጂካዊ ረብሓኦም ዓቢ ግደ ንኽጻወቱ ገና ብጭካኔ ይራባረቡና ኣለው። ብፍላይ ድማ ነዚ ዕቡድ ከልቢ ኢሰያስ ከጓንፎም ከሎ ኣዝዩ ገጂፍ ዕድል እዮም ረኺቦም። እወ፣ ሎተርያ እዩ በጺሑዎም። ህዝቢ ሓበሻ ድማ ሕማቕ ዕድል ረኺቡ ብገረብ ብሓኽላ ይጸንት ኣሎ። እወ፣ እቲ ሓቂ፣ ኣብ ዝሓለፉ ዘመናት መጀመርያ ህዝቢ ኤርትራ እዩ፣ ንኢትዮጵያ ብኽልተ እግራ ደው ክትብል ዝገበረ፣ ብፍጹም ትግራዋይ ኣይኮነ ኣምሓራይ ወይ ጋላ። ነዚ ከኣ ፈረንጂ ኣጸቢቖም ይፈልጡዎ እዮም። በዚ መኅንያትዚ ከኣ እዮም ብፍላይ ኣብዚ እዋንዚ ንህዝቢ ኤርትራ መላገጺ ገሮም ዘለው። እዚ ሃስስ ኢሰያስ ዘይኮነስ ንሳቶም እዮም ቾፕላ እንዳበሉ ዘዋፍሩልና ዘለው። እቲ በብሓደ ኣብ ኤርትራ ዝፍጸም ዝጸንሐን ገናውን ዝፍጸም ዘሎ ባርባራዊ ፍጻሜታት ብመሃንድሳት ፈረንጂ፣ ብፍላይ ብእንግሊዝን ኣሜሪካን እስራኤልን ካልኦት ኤውሮጳውያን ሃገራትን፣ብዓቢኡ ድማ ብማሕበር የሱሳውያን ቫቲካን እዩ።

ምኽኒያቱ ሃገረ ኤርትራ ከምሃገር ቃልሱ ክዕወት እንተኾይኑ፣ ነቲ ካብ ኣፍሪቃ ዓርሞሸሽ ዝኾነ ሓይሊ ብኣጽዋርን ብዓቅሚ ሰብን ዝደልደለ ስርዓት ደርጊ፣ ንዑኡ ዝምክት ሓይሊ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ፈሊጡ ምስከምኡ ዝንቀሳቀሱ ሓይልታት ክሻረኽን ክተሓጋገዝን እዋናዊ መድረኽ እዩ። ንኣብነት ግንባር ሓርነት ኦጋዴንን ምስ ወያነ ሓርነት ትግራይን ምልፋን aaብቲ እዋንቲ ኣወንታዊ እዩ ነይሩ። በዚ ምኽኒያት ድማ ንወያነ ካብ ዕጥቂ ክሳብ ክኢላዊ ዓቅሚ ሰብኣዊ ሓገዝን ኣብ ሓራ መሬት ኤርትራ እንዳ ወሰደት ትዕልሞምን ትዕጥቅን ከምዝነበረትን ኣብቲ ግዜቲ ሙሁራት ቻይናውያን ኢሎም እገልጹዎ ከምዝነበሩ ንተጋደልቲ ህ •ግ •ሓ •ኤ• ተጋደልቲ ወያነ ዝዛረብዎ ዘይካሓድ ሓቂ ኢዩ።

ኤርትራውያን ብጀካቲ ሞራላውን ንዋታውን ዕጥቂን ስንቂን፣ ንኢትዮጵያ ሙርጻትን መላምልን ደቁ ከፊሉላዩ። ካርታ ስትራተጂካዊ መጥቃዕቲታት ኩናት ውን ካብ ህ •ግ •ሓ •ኤ• እልገሰሎ ምነሩ ኢዩ።ንወያነ ዝኣበዮም መጥቃዕቲ ከም ስርሒት ኣሶሳ: ሽረ እውን ደምሲሱ ዘረከቦም ኢዩ። ኣሃዱታትና ከም ኣሃዱ 74 መካናይዝድ በርጌድ 23 ኣብ ምውጻእን ምድምሳስን ስርዓት ደርጊ ካብ ዛላምበሳ ክሳብ ምዕራብ ወለጋ ተኻፊሉዩ ። ተጋሩኸ እንታይ ጌሮም ምስ እንርኢ ኣብ 6ይ ወራር ከምዝሓገዙ ዘይካሓድ ሓቂዩ።

ነዚ ከኣኣ ብኣውንታዊ እኳ ዝረኤ እንተኾነ፣ ነዚኹሉ ጽቡቅ ተግባር ህዝቢ ኤርትራ ደምሲሶም ግና፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ከምዚ ዝስዕብ ክሕደት ፈጺሞም >

1ይ. ህዝቢ ኤርትራ ንዓመታት ዘጥረዮ ንዋት ብተጋሩ ተዘሪፉ። ሕብሪ ዓይኒኹም ደስ ኣይበለናን ተባሂሎም ልዕሊ 80,000 ኤርትራውያን ንኤርትራ ተጓሒፎም።

2ይ. ህዝቢ ኤርትራ ብ ፋሺስታዊ ውልቀ መላኺ ኢሰያስ ኣብ ዝሳቀየሉ ዘሎ ህሞት፣ ኣንጻር ስርዓት ኢሰያስ ምንቅስቃስ ሓለይቲ መሲሎም፣ ንመሳርዕ ምንቅስቃሳትና ኢዶም እናእተውን ውድባት እንዳጫጩሑን፣ ኣብ ውሽጢ ህዝቢ ኤርትራ ሰሊኾም፣ንሓድነቱ ንምዝራግ ክሳብ ሕጂ ክሰርሑ ጸኒሖም። እወ ነቶም ተቓወምቲ ውድባት ኤርትራ ድማ ከምዘይ ቃለሱ ኣቃሊሶሞም። እሰያስ ድማ ብሳል ውዲት ውያኔ ጎብለል ኮይኑ።

3ይ ተጋሩ የሕዋት ኢና ብዝብል ምስምስ፣ ትግራይ ትግርኚ ንምምስራት፣ አቶም ብመንነት ካብ ክልቲኡ ሃገራት ዝውለዱ ኣኪቡ፣ ብውሽጢ ውሽጢ ኣግኣዚያን ብምጥማቅ ክሰርሓሉ ዝጸንሔ፣ ኣብዝሓለፈ ኣብ ከተማ መቐለ ብግህዶ ኣካይዱ። ተጋሩ ካብ ኣፍንጫኹም ኣርሒኩም ምሕሳብ የድሊየኩም ኣሎ። ካብ ታሪኽ መሳፍቲ ኣባሓጎታትኩም፣ ከም ብዓል ሚካኤል ስሑልን፣ ሽፍታ ደግያት ውቤን፣ ስማጋድሽን፣ ኣሉላን፣ ንጉስ ትግራይ የውሃንስ 4ይ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ምድረባሕሪ ዘይርሳዕ በሰላ ገዲፎምሉ እዮም ብሕስረት ሓሊፎም። እሞ ንስኹም ከኣ ኣብዚ መበል 21 ክፍለዘመን ታሪኽ ኣባሓጎታትኩም ከተማሓይሹ ኣይትፍትኑን። እቲ DNAኹም ብቀጥታ ካብቶም ሸፋቱ ኣባሓጎታትኩም ስለዝወረስኩሞ፣ ሰናይ ክትሓስቡን ክትፍጽሙን ኣይትኽእሉን ኢኹም። እቲ ካብ ኩሉ ዘሕዝንን ንዓኹም ከኣ ትምህርቲ ክኾነኩም ዘይከኣለን ድማ፣ ብመኸተ ጅግና ህዝቢ ኤርትራ፣ ንጉስ ሃይለስላሴ ብኽፉእ ሓሊፉ።

ግዝያዊ ወተሃደራዊ መንግስቲ ደርጊ ድማ ብሰፍ ዘይብልን ዘይርብርብን ጅግና ህዝቢ ኤርትራ፣ ምስቲ ማእለያ ዘይብሉ ካብ ሶቭየት ሕብረት ዝተተዅበሉ ኣጽዋርን፣ 2 ሚልዮን ዝኸውን ሰራዊትን ብሕብፍረት ተሳዒሩ። ባርያ መንግስቱ ሃይለማርያ ድማ፤ ጭርኡ ደጒሉ ብሕፍረት ሃገር ገዲፉ ንዚንባቨ ሃዲሙ። ነዚ ታሪኽዚ እንዳ ፈለጥኩም ግና ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራ ደው ኢልኩም። ብተመኵሮኹም ዘይትምሃሩ ስለዝኾንኩም ኢኹም እምበር ካብዚ ዝዓቢ ትምህርቲ ዝኾነኩም ጭቡጥ ታሪኽ የልቦን። ግን ዋላ ትንፈር በጊዕ እያ ኢልኩም ጸረ ህዝቢ ኤርትራ ትሃልኩ ኣለኹም። ኣብ መወዳእታ ግና፣ ከምቲ ወዲ ሓወቦኹም ሰላዪ ምዕራባውያን “GAME OVER SCAVENGERS ወያነ“ ኢሉ ዝተነበየልኩምን ዝተበድዓልኩምን፣ ጽባሕ ብጊሓት ጋህዲ ክኸውን እዩ። ብሓጺሩ ንህዝቢ ኤርትራ ዝበደለ ኣብ መወዳእታ ከምዝስዓር መጎታዊን ታሪኻዊን ሓቂ እዩ።