“ድሕሪ ሰለፋ እንታይ ተረፋ”! ከም ዝብሃል፣ ንሓና ኤርትራውያን ድሕሪ ፍርቂ ዘመን ሰውራ: ኣብዚ ሎሚ ወዲቕናዮ ዘሎና ትሕቲ ዜሮ ኲነታት ስለዝበጻሕና፣ ሰማዒ ንርከብ ኣይንርከብ፣ ግድነት ክንእውዪ ኣሎና፣ ኢሳያስ ኣፈወርቂ መቐጸልታ ባዕዳዊ ገዝኢ ኮሎንያል ጣልያን እዩ! ቃልሲ ኤርትራ ድማ ትካል ምዕራባውያን እዩ! ብሕጽር ዝበለ ኣገላልጻ፣ ምዕራባውያን ርእሰማሎም ከደልቡ ሂዝቢ ኤርትራ ክመውትን ክጸንትን...
Paul Craig Roberts Institute for Political Economy Who Does Congress Represent? Ilhan Omar is a brave woman. She has embarrassed the corrupt Democratic Party that, together with the Republicans and many evangelical Christians, have sold out America to Israel. More...
ኣብዛ ዕለምና፣ ዘይተነግረ’ምበር ዘይተገብረስ የልቦን!! ኣብቲ ብግዜ ይሁዳዊ ስታሊን Gulag ዝብሃል ቤት ማእሰርቲ ሶቭየት ሕብረት ፣ ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ክርስትያን ሩስያውያን ዝፍጸም ዝነበረ ስቓይ፣ ኣብቲ ብስም “ሓለዋ ሰውራ” ዝፍለጥ ቤት ማእሰርቲ ሻዕብያን፣ ሎሚ ኣብ ኩለን ኣብያተ ማእሰርቲታት ኤርትራ፣ ብትእዛዝ ኢሰያስ ዝፍጸሙ ዘሎው ግፍዕታት ሓደ እዮም። እቲ ኣብ ሃገር ጀርመን ኣብ ግዜ...
Eritrea under Ethiopian Suverainty1: Regression and the Reversal of Eritrean Sovereignty in Action Dr. Gebre Gebremariam The notion of suzerality (French suzerain “suzerainty, suzerainty, feudal lord”, derived as a parallel formation to souverain from frs....
መበል 35 ምዕራፍ https://youtu.be/byyYTpjDqB0 ትግራይ ትግሬ ብህለት እንታይ እዩ? ብኸመይ ተፈጢሩ? ብመእምር በዅረጽዮን መበል 36 ምዕራፍ (ኢድዮፎን) ትግራይ ትግሬ ብህለት እንታይ እዩ? ብኸመይ ተፈጢሩ? ብመእምር በዅረጽዮን መበል 37 ምዕራፍ...
Recent Comments