ካብቶም •ብሓንቲ ሃገር ኤርትራ ዝጽውዑ። ግንከኣ ብሃገራዊ ውህደትን፣ ንድሕነት ሃገር ብትብዓት ተበጊሶም ዘለው ውድብ ፍቕሪ ሃገር ኤርትራ፣ ቅድሚ ሎሚ ዝተዘርግሑ ኣገደስትን ሓቀኛ ሃገራዊ መጸዋዕታን ዝሓዙ ቪድዮታት ፣ ካብቲ ኣርቻቭ ኣዋጺእና ነቶም ዘይረኸቡዎ ተኻታተልቲ መርበብ ሓበሬታ ንኽበጽሖም ካብ ዝብል ተበግሶ ነቕርቦ ኣሎናሞ ሰናይ ምክትታል።

ኣብዚ ዘሎናዮ መድረኽ፣ ኲነታት ኤርትራ ብሰንኪ ልኡኽ ውልቀ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሞትን ሕየትን ስለዝበጽሐ፣ ደቀባት ኤርትራ ይልዕሉ ኣሎ!

መልእኽቲ ኣብ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ብቪድዮ መልክዕ፣ ንሓንቲ ሃገር ዝቖሙ ደቀባት ዝተዳለው ቪድዮ።

ኣንድ ኤርትራ፤ ለዶር. እቢዪ ኣሕመድ ዓሊ፣ ግዝያዊ 1ይ ሚንስተር ሃገር ኢትዮጵያ ብቋንቋ ቕቅምሓሪኛ፣ ሓንቲ ኤርትራ፣ ዝብል ውድብ ብቪድዮ መልክዕ ዝቐረበ መጎታዊን ሓቀኛን ውድዓዊን ትሕዝቶ ዝኻዘ መልእኽቲ

 

መልእኽቲ ብሓንቲ ሃገር ኤርትራ ዝፍለጥ ሕቡር ኤርትራዊ ውድብ፣ ንህዝቢ ትግራይን ህወሓትን፣ ውድብ ብቪድዮ መልክዕ ዝቐረበ መጎታዊን ሓቀኛን ውድዓዊን ትሕዝቶ ዝሓዘለ መልእኽቲ። One Nation Message to the People of Tigray and the TPLF

New Eritrean message 2019
መልእኽቲ እታ ዋዕሮ ካብ ዒራ ዒሮ!

መርበብ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ
10 መጋቢት 2019 ዓ.ም.ፈ.