ርእይቶ መርበብ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ ብዛዕባ “ወዲ-ጣባ” ንዝምልከት፣

ርእይቶ መርበብ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ እቲ ብስም “ወዲ-ጣባ” ዝብል ሳጓ እንዳተጸውዐ፣ ኣብ ፓልቶክ ክምድር ዝቐነየን ገናውን ዝምድር ዘሎን። ትሕዝቶ ቪድዮ ወዲ ጣባ ኣብዘን ኣብ ታሕቲ ተዘርዚረን ዘለዋ፣ ቪድዮታት ተኻታተሉ ርግጽዩ፣ እቶም ክፋል ህዝቢ ኤርትራ ዝኾኑ ፣ ካብ ስሳታት ጀሚሮም፣ ኣብ ስደት ፋሕ ኢሎም ክነብሩ ዝጸንሑ፤ ድሕሪ 30 ዓመት ሰውራ ኤርትራ ግና፣ ኣብታ  ካብ መግዛእቲ...

Syria – ISIS Is Defeated – The U.S. Is Next In Line

The Islamic State in Syrian and Iraq is officially defeated. The UN resolution which allowed other countries to fight ISIS within Syria and Iraq no longer applies. But the U.S. military, despite the lack of any legal basis, wants to continue its occupation of Syria’s...

ዕሱብ ሙሴ ዮሃንስ /ወዱ ጣባ/ ምስ ሓቂ እናተላተመ ክጋለጽ ከሎ

ሓምሻይ ክፋል ክቡራት ኣንበብቲ ብድሕሪ ዕዙዝ ሰላምታይ ምቕራብ፡- ሌላ ምስቲ ሓቀኛ ስሙን መንነቱን ሓቢኡ ብሙሴ ዮሃንስ ወ/ጣባ ዜፍለጥ፡- እዚ ሕጂ ብሙሴ ዮሃንስ ወ/ጣባ ዜለለ ኣብ መድረኽ ፓልቶክ ዕሱብ ህግደፍ ኮይኑ፡ ዓንገረር ክብል ዝሓድር ዘሎ፡ ሓቀኛ ስሙ ኣማንኤል ገ/ብርሃን /ቴኖ/ ዜበሃል ምዃኑ የረጋግጽ። ካብ ዝውለድ ኣትሒዘ ወላዱኡ መን ምዃኑን መበቆሉ ብንጹር ከምዘይፈልጦን ኩሎም መተዒብይቱ ይምስክሩ። ቅጽል ስሙ...