ኣብ ወረቐት ዝተረፈ ውጥን ወተሃደራዊ ኣካዳሚታት–ሚስጢራዊ ሰነድ ቤ/ጽ ፕረሲደንት

ኣብ ወርሒ 11/2006 እዩ፡ ፈለማ ብፕረሲዳንት ኢሳይያስ እቲ ሓሳብ ዘንቀለ–ምቋም ወተሃደራዊ ኣካዳሚታት ኤርትራ፡፡ ድሕሪ ኩነታት ምስ ኢትዮጵያ ፕረሲዳንት ኢሳይያስ ካብ ህዝቢ ዝኽውሎ ሓያል ሕርቃን ስለ ዝነበሮ ሓደ መዓልቲ ንጀነራል ስብሓት ኢፍሬም፡ ሜ/ጀነራል ተኽላይ ሃብተስሉስ፡ ሜ/ጀ ሑሞድ መሓመድ ካሪካረ፡ ብ/ጀነራል ነጋሽ ተስፋጽዮን (ሻለቃ)ን ብ/ጀነራል ከስተብርሃን ገብረሂወትን ጸዊዑ ብዛዕባ ምቋም ወተሃደራዊ...

ኲናት ኤርትራን ጅቡትን ኣበጋግስኡን ምዕባለኡን ክሳብ ነሓሰ 2008 ኣብ ዝነበረ ግዜ

በቢዕለቱ ካብ ዝተፈላለዩ ኣንበብቲ ካብ ዝለኣኹለይ ጽሑፋት፡ ሓደ ንሎሚ ቀቅድሚ 3ይ ክፋል ጽሑፍ ናባኹም ከብሎ መሪጸ ኣለኹ፡፡ ነዚ ጽሑፍ ንዝለኣኸለይ ግዱስ ዜጋ ኣቐዲመ ምስጋናይ እንዳገለጽኩ፡ ካብ ተዘክሮታተይ ሓደ ከም መእተዊ ተወኪሰ፡ ብቐጥታ ናብቲ ጽሑፍ ክወስደኩም፡፡ ንዓመታት “መተካእታ ፕረሲዳንት ሃገረ ኤርትራ ክኸውን እዩ” እንዳተብሃለ ዝተዘርበሉ፡ ሚኒስተር ዜና ነበር ዓሊ ዓብዱ፡ ካብቶም ኢሳይያሳዊ “ስብእና”...

Ten essential Elements of a Covert Op

Dec12 by Jon Rappoport by Jon Rappoport December 12, 2017 I’m talking about major covert ops, not small ones. ONE: Compartmentalization. The tasks necessary to carrying out the operation are divided among players at different levels. In a successful op, these groups...

After 25 years of rule by unelected President Isaias Afwerki, Eritrea’s citizens remain subjects of one of the world’s most oppressive governments

ዋላኳ እቲ ብ”ግዝያዊ መንግስቲ ህግደፍ”  ዝፍለጥ ህግደፍ፣ብደረት ዘይብሉ ወተሃደራዊ ኣገልግሎትን Indefinite Military Service and Forced Labor   መሰል ምሓሳብካ ምግላጽን፣ ተወዲብካ ምቅዋምን ዘየፍቅድ “መንግስቲ” ክነሱ፣ Repression of Speech, Expression, and Association ነቲ ንቀሳር ዝግባእ ንቄሳር፣ ንኣምላኽ ዝግባእ ድማ...

The Jewish Role in the Bolshevik Revolution and Russia’s Early Soviet Regime

እስከ ነዚ ኣብ ሃገር ሩስያ ዝተኻየደ፣ ነቲ ንቡር ዝነበረ ንግስነት ንጉስ ጻር፣ እቶም ብይሁዳውያን ዝፍለጡ ግንከኣ ዘይኮኑ፣ጽዮናውያን ዝብል ጋቢ ተጎልቢቦም፣ጸረ ንቡር ወፍሪ ብምክያድ፣ ኣብ ዘይንቡር ዘውደቑዎ፣ሎሚ ኣብ ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ኣዝዩ ረቂቕ ግንከኣ ብቶዃሉ መሃንድሳት ጽዮናውያን ዝተኣልመ፣ ነቲ ንቡር ባህልናን፣ ሕጊእንዳቦናን፣ ቅዱስ ሃይማኖትናን ንምሕካኽ፣ ጸረ ንቡር ወፍሪ ኣካይዶም እንሆ ዘይንቡር ስርዓተ ኣልቦ...