ብ1994 ዓ.ም.ፈ. ኣብ 3ይ ውድባዊ ጉባኤ ዝጸደቐ፣ሃገራዊ ቻርተር ኤርትራ?

ኤርትራዊ ሃገራዊ ቻርተር ብ1994 ዓ.ም.ፈ. ምእንቲ ዲሞክራስን ፍትሕን ራህዋን ዝሰፈና መጻኢት ኤርትራ ተባሂሉ፣ ብምሉእ ድምጺ ጉባአኛታት 3ይ  ህ.ግ.ሕ.ኤ.  ዝጸደቐ እዩ። እስከ ነቲ ትሕዝቶ ሃገራዊ ቻርተ በዚ ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ቪድዮ ወይ ዩቱብ ንከታተሎ። ምስዚ ኣብዚ እዋንዚ ዝካየድ ዘሎ ሓዲቻርተር ህገድፍ ድማ ነወዳድሮ። እወ፣ ኣብዚ እዋንዚ ብኣንጻሩ ብሕገኣልቦ ግዝያዊ መንግስቲ ህገደፍ፣ባርባራዊ መግዛእቲ ኣብ...

ኣየ ህዝቢ ኣስመራ፣ ማይን ሉቸን ስኢኑ ከይ ኣኽሎስ፣ ሎሚ ከኣ ኢሰያስ፣ ካብተን ዝመንጠሎ ባጠራ ንቕፋ ተረፍ መረፍ ኣካዊኑ ኣስፔዛ ሸሚቱ ተደሪሩ ከይሓድር ፣እንሆ 300 ደዀኵናት ድማ ሎሚ ዓሺጉወን

ሓደ ህዝቢ ጸጊቡ እንተድኣ ሓዲሩ፣ ንመንግስቲ ክቃወም ስለዝኽል፣ ብከብዱ እንተተታሕዘ ግና፣ ብዛዕባ ከብዱ ጥራይ ክሓስብ፣ ንቃልሲ ግዜ የብሉን። ነዚ ፈሊጡ እዩ ፈዛዝ ኢሰያስ ምኽሪ መሃንድሳት ጽዮናውያን ሰሚዑ ን300 ትካላት ኤርትራ ዓሺጉወን። ኣናፍራ ቆቛሕ ዘይፈለጠስ ኣይሃዳናይን። “ዘይሓልፈል ጭሩስ መስከረም ምድሪ ዓይና ትዓውር” ከምዝብሃል፣ እንሆ እምብኣር ሎሚ ከኣ፣ ብፍላይ መስኪን ህዝቢ ኣስመራ፣...

ሉኡላዊነት ሃገር ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘውረደ ፡ ደረት ኣልቦ ጉጅለ (ሳክቲዝም)

ርእይቶ ደቀባት PFDJ and EPRDF are “Military Intelegence” and hired Mercenary (Proxy) of New World Order. ንዘስተብህል ኢሰያስ ኣፈወርቂ፣ ካብ 1969 ጀሚሩ ክሳብ 1993 ዓ.ም.ፈ. ሰላዪ ከምዝነበረ ገርሀኛ ህዝብን ሰራዊትን ከለልዮ ኣይከኣለን። ካብ 1993 ዓ.ም.ፈ. ጀሚሩ ግና ብግህዶ ዕዮ ገዛ ህዝቢ አርትራ ጠንጢኑ ኣብ ውራይ ጽዮናውያን ከድህብ...