ፕረሲደንት ዶናልድ ትራም ንህዝቢ  ዝተመባጽዖ ህዝባዊ መብጽዓታት ስለምንታይ ረሲዑዎ?

ካብ ባዕሉ ተበጊሱ ድዩ ነቲ መብጽዓታት ረሲዑዎ፣ ወይስ ካልእ ስውር ደራኺ ሓይሊ ስለዝኣዘዞ እዩ? ፕርሲደንት ትራምፕ ንኣጀንዳ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ንኸቃላጥፎ፣ኢሎም እዮም እቶም መሃንድሳት ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ብመደብ ኣብ ስልጣን ኣምጺኦሞ። ብርግጽ ንኣጀንዳ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ንምቅልጣፍ ምዃኑ ድማ እዘን ዝስዕባ ረቛሒታት ንምጥቃስ ይከኣል፣ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራም ንፕርሲደንት ኣሜሪካ ክምረጽ ዑደት ከካይድከሎ...

Russia’s Victory and the Western Denial Habit

 It’s hard to overstate the historic significance this week of Syria’s victory against foreign-backed mercenaries. We can dismiss Western official narratives that the nearly seven-year was some kind of “pro-democracy uprising”. The conflict was nothing of the sort. It...

“ዘርኣናዮ የዛርበና” በለ ጉብጥሽ!

የማነ ቻርሊ ካበይ ተበጊሱ ኣበይ ንምብጻሕ እዩ ከምዚ ዝብል ዘሎ?:- “ዝያዳ ንምስራሕ ፍናን ዘስንቕ ገስጋስ”! ወይ ጉድ፣ እቲ ስነ- ኣእምራዊ ትሕዝቶ እዚ መልእኽtiዚ ግና፣  ካብ ሓራ ኮንካ ብቕሳነት ምንባር፣ ባርያ ኮንካ ብተስፋ ጥራይ ግንከኣ ብዝያዳ ክትሰርሕ ኣሎካ፣ መኽንያቱ ነቶም ጽባሕ ብጊሓት ንሃገርና ንምውራር ዝሓልሙ ዘለው ጽዮይናውያን መንገዲ ንምጥጣሕ ምዃኑስ: እቶም ካብ ኣፍንጭኦም እርሕቕ...

ሉኡላዊነት ሃገር ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘውረደ ፡ ደረት ኣልቦ ጉጅለ

ሰነዳት ግበረሽበራ – ወ – ጥሩፍነት 3ይ ክፋል ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ! ንዲፕሎማሲያዊ ጽምዶታት ጉጅለ ኢሳይያስ ኣመልኪተ፡ ኣብ ዘዳለኹዎ 2ይ ክፋል ጽሑፍ፡ ንሓገዝ ተቓወምቲ ጉጅለታት ኢትዮጵያ፡ ሱዳን፡ ደ/ሱዳን፡ ጁቡቲን ዝምልከት ሓበሬታ ዘርጊሐልኩም ነይረ፡፡ ጉጅለ ኢሳይያስ ካብ ምምስራት ኤማሰ (ሕቡእ ሰልፊ) ጀሚሩ፡ ብድፊኢት ኢሳይያስ ኣብ ጽግዕተኝነት ዝተመረኮሰ ስነ-ሓሳብ ተኸቲሉ’ዩ፡፡ እዚ ሓዱሽ ስነሓሰባዊ ውድቀት፡...