ኤርትራዊ ሃገራዊ ቻርተር ብ1994 ዓ.ም.ፈ. ምእንቲ ዲሞክራስን ፍትሕን ራህዋን ዝሰፈና መጻኢት ኤርትራ ተባሂሉ፣ ብምሉእ ድምጺ ጉባአኛታት 3ይ  ህ.ግ.ሕ.ኤ.  ዝጸደቐ እዩ። እስከ ነቲ ትሕዝቶ ሃገራዊ ቻርተ በዚ ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ቪድዮ ወይ ዩቱብ ንከታተሎ። ምስዚ ኣብዚ እዋንዚ ዝካየድ ዘሎ ሓዲቻርተር ህገድፍ ድማ ነወዳድሮ። እወ፣ ኣብዚ እዋንዚ ብኣንጻሩ ብሕገኣልቦ ግዝያዊ መንግስቲ ህገደፍ፣ባርባራዊ መግዛእቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ይካየድ ከምዘሎ ንኹሉን ብሩህ እዩ።

ስለዚ  ስለምንታይ ድኣ እቲ ጉባኤ ብመሉእ ድምጺዝሰስደቖ ሃገራዊ ቻርተር፣ ቀለሙ ከይ ነቐጸ ተረሲዑ? ስለምታይ ኣይተተግበረን ኢልና ግና ክንመራመርን ተመራሚርና ድማ መፍትሒ ከነናድን፣እንሆ ካብ ቀዳማይ ምዕራፍ ክሳብ 3ይ ምዕራፍ ነቕርበልኩም ኣሎና።

ሰናይ ምክትታል። መርበብ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ

ቀዳማይ ክፋል

ካልኣይ ክፋል

3ይ ክፋል

እቲ ብ1997 ዓ.ም.ፈ. ዝተሓንጸጸ ቅዋም ኤርትራ

http://snitna.com/Eritrean_Constitution_tig.pdf.pdf

ባድመ መንእሰይ ኤርትራ  ዘባደመት
መፈተንታ ወይ ላቦራቶሪ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ንስልጣን ህግደፍን መራሕቲ ወያኔን ንምድልዳል ተባሂሉ ዝተወልዐ ትርጉም ኣልቦ ኲናት ባድመ