ካብ ባዕሉ ተበጊሱ ድዩ ነቲ መብጽዓታት ረሲዑዎ፣ ወይስ ካልእ ስውር ደራኺ ሓይሊ ስለዝኣዘዞ እዩ?

ፕርሲደንት ትራምፕ ንኣጀንዳ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ንኸቃላጥፎ፣ኢሎም እዮም እቶም መሃንድሳት ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ብመደብ ኣብ ስልጣን ኣምጺኦሞ።

ብርግጽ ንኣጀንዳ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ንምቅልጣፍ ምዃኑ ድማ እዘን ዝስዕባ ረቛሒታት ንምጥቃስ ይከኣል፣

ፕረሲደንት ዶናልድ ትራም ንፕርሲደንት ኣሜሪካ ክምረጽ ዑደት ከካይድከሎ ዝጭርሐን ዝነበራ እዘን ዝስዕባ ነበራ።

  1. ኣሜሪካ ትቕደም

  2. ትሕተ ቅርጻ ኣሜሪካ ክጽገን ኣለዎ

  3. ኣሜሪካዊ ሸቃላይ ስራሕ ንኽረክብ ቂጠባዊ መደባት ብህጹጽ ክጅመር እዩ

  4. ሰራዊት ኣሜሪካ ኣብ ክንዲ ኣብ ወጻኢ ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣብ ልምዓት ሃገር ክወፍር እዩ። ወዘተ ….

    5. ካብ 3 ትሪሊዮን እሜሪካ ዶላር ባጀት ንጽገና ቊጠባ ኣሜሪካ ክዳሎ እዩ ወዘተ….። ሎሚ ግና ፕረሲደንት ዶናልድ ትራም ነቲ ንህዝቢ ኣሜሪካ ዝተማባጽዖ መብጽዓታት ረሲዑ፣ ብኣንጻሩ ብዛዕባ እዘን ዝስዕባ ነጥብታት ጥራይ ክፍክር ይስማዕ ኣሎ።

    1ይ. ፈኸራ ኣብ ልዕሊ ሰመናዊ ኮርያ

    2ይ. ፈኸራ ኣብ ልዕሊ ኢራን

    3ይ. ፈኸራ ኣብ ልዕሊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ዓለም

    4ይ. ምውጻእ ካብ ውድብ ዓለምለኻዊ ክንክን ፅረት

    5ይ. ከተማ ዮሩሳለም እታ ካብ ጥንቲ ኣብ መንጎ ክርስትያንን ኣስላምን ዩሁድን ማእኪላ ዝነበረት መስጊድ፣ ሎሚ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራም ዋና ከተም እስራኤል ጥራይ ንኽትከውን ትእዛዝ ኣብ  መላእ ዓለም ዝርከቡ ህዝብታት፣ ብመኽንያት ውሳኔ ዶናልድ ትራም፣ብዛዕባ ከተማ ዮሩሳሌም፣ ኣብ ጐኒ ህዝቢ ፓለስቲንያ ምዃኑ ብሰላማዊ ሰልፊ መልክዕ ይገልዝ ኣሎ። ኣብ ወርሒ ሕዳር 2017 ዓ.ም.ፈ. ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ብወግዒ፣ ኢንባሲ ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ፣ ካብ ከተማ ተልኣቪቭ ንዮሩሌም ክግዕዝ ከምዘለዎ ወሲኑ። እዚ ድማ ዮሩሳለም ዋና ከተማ ይሁዳውያን ንኽትከውን መደብ ስለዘለዎ ከምዝኾነ ዛጊት ህዝቢ ዓለም ስለዝፈለጦ ኣብ መላእ ሃገራት ኣዕራብን ኣስላማዊ እምነት ዘለዎም ህዝብታትን ቅልውላው ኣስዒቡ ኣሎ።

    …More on Battle for Jerusalem

    People across the globe have taken to the streets in solidarity with the Palestinian people.

    On Wednesday, US President Donald Trump announced that his country considers Jerusalem the capital of Israel and that it intended to move the US embassy from Tel Aviv to the disputed city.

    While Israel hailed the announcement as an historic moment, there’s been widespread condemnation of President Trump’s declaration.

    Al Jazeera’s Jamal Elshayyal reports.

    ብወገን መንግስቲ እስራኤል ግና ነቲ ውሳኔ ዶናልድ ትራምፕ ብሓጎስ ስለተቐበለቶ ኣመጒሳቶ

    እስከ ነዚ ብመርበብ እልጀዚራ ዝብሃል ማaከን ዜና ሃገር ቀጠር እንታይ ከምዝብል ንከታተል።

    Global protests mark US Jerusalem move