ሕግን ምሁርን ዘይብላ ሃገር ሰፈር ሸፋቱ’ያ ትኸውን!!

ሕግን ምሁርን ዘይብላ ሃገር፣ መዓንደሪ ሕገኣልቦ ሽፍታ፣ ኮይና ጥራይ እያ እትተርፍ። እስከ ኣብዛ ኤርትራ ሃገርና ዘሎ ስርዓት ብኣድህቦ ነስተብህለሉ። ኣብ ኤርትራ ጭፍራ ስለላን ኮለላን እምበር፣ ስርዓት ዘለዎ መንግስቲ የልቦን። ህዝቢ ኤርትራ ን30 ዓመታት ተቓሊሱን፣ ንጸላኢኡ ስዒሩን ነጻነት ዘምጽአ ክነሱ፣ እንደጋና ከኣ ን30 ዓመታት ዝኣክል ብግዝያዊ መንግስቲ ዝብሃል ብጭፍራ ህግደፍ ይግዛእ ኣሎ። እወ፣ ብባርባራዊ...

እምነት እምበር፣ ፍልጠት ዘይብሉ ወለዶ፣ ኩሉ ኣማኒ ኦ/ተዋህዶ ክፈልጦን ክሓቶን ዘለዎ ሓቂ።

ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ✞ብዛዕባ እዋናዊ ኩነታት ኣብ ሃገርና ዝተፈጥረ ዝሃብዎ መልእኽቲ✞     ኣቦና ቀሺ ገብረሚካኤልን👈👉ኣቦና ኣቡነ መቃርዮስን ኣብ ሃገረ እስራኤል!!   እምነት እምበር፣ ፍልጠት ዘይብሉ ወለዶ፣ ኩሉ ኣማኒ ኦ/ተዋህዶ ክፈልጦን ክሓቶን ዘለዎ ሓቂ።...