ቅሉዕ ዝምታ ባህሪያዊ ጸጋታት ሃገር

ካብ ሳክቲዝም ዝተቀድሐ ሓተታ ቀዳማይ ክፋል ሃገር ብባህሪያዊ ጸጋታት ጥራይ ኣይትነብርን፡፡ ሃገር ብሰብኣዊ ዓቕሚ ሰብ ጥራይ እውን ኣይትነብርን፡፡ እወ!! ሃገር ንባህሪያዊ ጸጋታትን ሰብኣዊ ዓቕምን ኣማእዚኑ፡ ንራህዋ ህዝቢ ከይተሓለለ ራሃጹ ብዘፍስስ ብሉጽ ፖለቲካዊ መሪሕነት ምስ እትምራሕ ዓለም ዝሰመያ፡ ኩሉ ዝትምነያ፡ መሬታዊት ገነት ትኸውን፡፡ ሃገርና ኤርትራ፡ ብጅኦሎጂካዊ ኣጸዋውዓ ትሕተ ምድራዊ መዓድናት ኣሉቪያልን...

Why Saudi Purge Signals War Footing

Finian CUNNINGHAM | 10.11.2017 | WORLD Mass arrests of senior royals, amid fear of assassinations, indicate that what is going on in Saudi Arabia is a far-reaching purge. The facade of a “corruption probe” – promoted in part by Western news media and US President...

ተቓውሞን መኸተን ጸረ ባርባራዊ መግዛእቲ ህግደፍ፣ ኣብ መላእ ኤውሮጳ ይባራዕ ኣሎ

ሠላማዊ ሠልፊ ኣብ ከተማ  ሮማ። እቶም ዝጭርሑ ዝነበሩ ጭርሖታት ብቋንቋ ትግሪኛን ትግረን ፣ ይኣክል ኢሰያስ! ውረድ ከይትዋረድ! ኢሰያስ ግሊጊስቱ፣ ከምሰል ሃይለስላሴ ወመንግስቱ! ኢሰያስ ንምስ ኮራኹሩ ንኸልግስ ንመሸቱ፣ ኣኺሉ እዩ ስዓቱ!! ንዓድና ክንምለስ ኢና፣ ንእንዳ ህግደፍ ከነልግሶም ኢና!! ንሕና ንኤውሮጳ ንሳቶም ንዓድና፣ ኣይነፍቅድን ኢና! ፖለቲካዊ ውዲት ምዕራባያን ሎሚስ ፈሊጥናዮ ኢና!! ንኢሰያስ ዘመኽሩዎን፣...

Saudi Anti-Corruption Campaign: Government Set to Get Back ‘Stolen’ Money

ንጉሳዊ ዲናስት ስዑዲ ዓረብ ዳርጋ ኣብ መወዳእታ ገጹ እንዳንቆልቆለ እዩ ዝኸይድ ዘሎ እዩ ዝመስል ይብሃል ኣሎ። እቶም ተመራመርትን ተዓዘብትን ማእከላይ ምብራቕ፣ ትዕዝብቶም ክገልጹ ከለው፣ “እቲ ፖለቲካዊ ውዲት፣ ከምቲ ቅድሚ ሒጂ ስዑዲ ዓረብያ መሳርሒን ተላኣኣኽት (ፕሮክሲ) ኣሜሪካን ኣስራኤልን ኮይና፣ ማለት ከም ሜርሲነሪ ኮይና ብውዲት፣ንልዑላዊት ሃገር የመን ዝወቕዓታ፣ ሎሚ ድማ እቶም ዘወርቲ ስዑዲ ዓረብ...