ሙሴ ዮሃንስ (ወዲ-ጣባ) ምስ ሓቂ እናተላተመ ክጋለጽ ከሎ

ምኽሪን መተሓሳሰቢን ንተኻታተልቲ መርበብ ሓበሬታ ደቀባት፣ እዞም ኣባላት ህግደፍ ኔርና እንዳበሉ፣ ሓለይቲ ህዝቢ ተመሲሎም፣ ገሊኦም ብስም ብርዒ “ፓይሎት” ወይ “ሓጎስ” ወይ “ፎሮ” ሎሚ ድማ “ወዲ ጣባ” እንዳበሉ፣ ገሊኦምውን ብቅኑዕ ስሞም እንዳተፋለጡ፣ ወግሐ ጸብሐ ኣብ ፓልቶክ ዝቐርቡ ዘለው ወይጦታት፣ 95% ካብ ሚእቲ ሓሶት 5% ካብ ሚእቲ ከኣ...

ተስፋ ሚልዮናት ዝመጸዉ ቢልዮነራት! ሰነዳት ዕደና ወርቂ ዛራ

(ቁጠባዊ ኣምራት ምስ 2ይ ክፋል) Sacttism classified documents ክቡራት ተኸታተልቲ! ከም መቐጸልታ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ክፍንወልኩም ዝሓሰብኩዎም ጽሑፋት፡ ካብ ሎሚ ጀሚረ ድማ፡ ንቑጠባ ሃገርን መዓላ ጸጋታትናን ዝምልከቱ፡ ብዝተፈላለዩ ሰነዳትን ኣምራትን ዝተሰነዩ ጽሑፋት፡ ከቕርበልኩም ኢየ፡፡ ብፍላይ ንጸጋታት ሃገርናን መዓልኦምን ዝምልከት፡ ንዓመታት ካብ ህዝቢ ተኸዊሉ ዝጸንሐ ሕቡእ መስርሕ ኢሳይያስ...

Is Israel trying to force America into WWIII?

By THE SAKER An abridged version of an article published by the Unz Review IT’S ALL ABOUT GETTING MORE LAND. FOR ISRAEL TO EXPAND, IRAN AND SYRIA MUST BE DESTROYED. ISRAEL IS TOO WEAK TO DO ALL THIS ON ITS OWN, SO IT’S TRYING TO GET AMERICA TO DO ITS DIRTY WORK FOR...

From an Open Internet, Back to the Dark Ages

By Jonathan Cook — Global Research Nov 23, 2017 Can anyone still doubt that access to a relatively free and open internet is rapidly coming to an end in the west? In China and other autocratic regimes, leaders have simply bent the internet to their will, censoring...

ሙሴ ዮሃንስ (ወዲ- ጣባ) ምስ ሓቂ እናተላተመ ክግሃድ ከሎ፣

ሙሴ የውሃንስ “ወዲ ጣባ”፣ ዘይፈለጠ ይፍለጥካ፣ ተመለስ እባ ሰብ ከይክዕበካ።ንግዜኡ እኳ ኣብ ሃገር Norway መሓከሊ ብዓቲ እንተረኸብካ፣ ጽባሕ ብጊሓት ግና ኣብ ትኣትዎ ከይጠፍኣካ። ዕሉል ወይጦ ከምቶም ልኣኽትኻ መዓልትኻ ጥራይ ተጸበ!! ግፍዒ ህዝቢ በዘይ ንሓስያ ክሳብ ዘረኻኽበልካ። ሽዑ ክንርኢ ኢና ኣስኳድራ ህግደፍን፣ እቶም ካብ ብኣእምሮኦም ብኸብዶም ዝሓስቡ፣ ወልፊ ፓልቶክ ዘለዎም ገርሀኛታት...