Libya “Chose” Freedom, Now It Has Slavery፣ እዚ ኣብ ሊብያ ዝካየድ ዘሎ ባርባራዊ ፍጻሜታት ኩሉ፣ ብሰንኪ ምዕራባውያን እዩ።

 እዚ ኣብ ሊብያ ዝካየድ ዘሎ ባርባራዊ ፍጻሜታት ኩሉ፣ ብፍላይ ብሰንኪ ምዕራባውያን እዩ። ብሓፈሻ ድማ በቶም መልሚሎም ዝልኣኹዎም ባርባራውያን ልኡኻት ከም ብዓል ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣፍሪቃውያን መለኽቲ እዮም።  ምዕራባውያን ንልዑላዊት ሊብያ ባህርያዊ ጸግኣ ንምዝማት፣ ካብቲ ዝነበራ ጸጋ ኣብ መተሓላለፊ ስደተኛታትን፣ ሎሚ ድማ ሕሉፍ ሓሊፎም መደበር ዕዳጋ ስደተኛታት ኣፍሪቃ ኮይና መሰክሒ ከምትኸውን ገሮማ ኣሎው። ኣፍሪቃውያን...

The C.I.A. Literally Controls EVERYTHING … Even Deep State

Posted on November 26, 2017 by State of the Nation The C.I.A. is likewise controlled by much more secretive levels of command and control State of the Nation The following perceptive comment was sent by email to SOTN.  It simply states the obvious about the Central...

ብንዳ ህግደፍ ይኣይ “ክፍሊ ማይ ከተማ ከረን ጸባ ስተዩ” ይብሃል ኣሎ! ኣናፍራ ቆቛሕ ዘይፈለጠስ ኣይሃዳናይን

(ሓዳስ ኤርትራ 28 ሕዳር 2017 – ገጽ 4 መበል 26 ዓመት ቁ.74) ኣብዚ ቅንያት እዚ ኣብ ከተማ ከረን ዝጸንሐ ሽግር ማይ ምሉእ ብምሉእ ተፈቲሑ ክብሃል ብዝኽእል ደረጃ ናብ ዝበዝሐ ከባቢቡንባታት ጃሕጃሕ ክብላ ይርኣያ ኣለዋ። ህዝቢ ከተማ ከረን ኣቐዲሙ ራህዋ መብራህቲ፡ ሕጂ ድማ ማይ ረኺቡ ዓመተ 2018 ድሮ ብጽቡቕ ተስፋታት ክጸበያ ጀሚሩ ኣሎ። በዚ እውን ነዚ ክውን ዝገበሩ ኩሎም ኣካላት መንግስቲ ብፍላይ...

Zimbabwe: Robert Mugabe to get $10m payoff and immunity for his family ሓጺሩኒ እንተበልኩዎስ ተደቢሩ ይስዕስዕ።

ሮበርት ሞጋበ ን37 ዓመታት ሃገር ለኪሙ ከብቅዕ ኣብ ፍርዱ ቀሪቡ ኣብ ክንዲ ዝፍረድ። ገጸ በረኸት 10 ሚሊoን ዶላርን ክሳብ ዝመውት ድማ 150.000 USD ክኽፈል እዩ ይብሃል ኣሎ። ጽባሕ ብጊሓትውን ኢሰያስ ኣፈወርቂ ከም ናይ ሞጋበ እዮም ክገብሩሉ እምበር ኣብ ቅድሚ ፍርዲስ ኣይቀርብን እዩ። መኽንያቱ ንጎይቶቱ ድኣ እዩ ዘገልግል ዘሎ እምበር ንህዝቢ ኤርትራስ ኣገልጊሉ ኣይፈልጥን። እቶም ጎይቶቱ፣ ክሳብ ዝኸደመሎም  ድማ...