ውድብ ሽዕብያን ወያኔን ስለምንታይ ተማሂዙ? መንዮምከ ምሂዞሞ?

ውድብ ሽዕብያን ስለምንታይ ተማሂዙ? መንዮምከ ምሂዞሞ? ለባም ወይ ፈላጥ ዝብሃል ሰብ፣ ቅድም ቀዳድም ፈሪሃ እግዚኣብሄር ዘሎዎ እዩ። ካብኡ ቀጺሉ ድማ ዝተፋላለዩ ሓበሬታት እናኣከብ ፍልጠቱ ዘማዕብል ሰብ ፈላጥ ይብሃል። ብተወሳኺውን ኣብ መጽናዕቲ ዝተመርኮሰን፣ ብጭቡጥን መርትዖን ድማ ዝተሰነየ መርመራን መጽናዕትን ኣካይዱ ዘዋህለሎ ፍልጠት ነቶም ዘይፈልጡ ከፍልጥ ከሎ እዩ። ቃልሲ ወይ ሰውራ ኤርትራ ብ1961 ዓ.ም.ፈ....

መዘና ዘይብሉ ገበናት ህግደፍ ብሓው ነባር ተጋዳላይ “ፎሮ”

ሓርበኛ ተጋዳላይ ወደባት ምድረባሕሪ “ፎሮ”፣ ነቲ ንፍርቂ ዘመን ንመላእ ሰራዊትን ህዝብን ስለላን ኮለላን ቅንጸላን ኣዓንጅሉ መሃነኑ ክጥፍኦ ኢሉ ንረብሓ ባዕዳውያን፣ እሞኸኣ ብደም ንጽሃት ደቂ ምድረባሕሪ ብባዕዳውያን ዝተላእከ ልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ “ቢግ ብራዘር ፕረሲደንት” ቁሸት ዓዲ ሓሎ: ብኣውድዮ-ቪዝዋል መንገዲ ኣቢሉ ኣብቲ ስመር ዝብሃል ማሕበር መንእሰያት ዘኢትነገር...

ታሪኽና መግለጽ መንነትና እዩ

  ሎሚ ነዚ ዓቢ እርእስቲ እዚ ኣልዒልና ክንጽሕፍ ከሎና፣ እቲ ቃል ወይ ሓረግ ኣብ ኣፍና ስለዝጸንሓና ዘይኮነስ፣ እንታይ ድኣ ነዚ ኣርእስትዚ ብርግጽ ታሪኻዊን መርትዖን ዘለዎ ምዃኑ ስለዘረጋገጽና ኢና። ኣብ ዝቕጽል ግዜ እምብኣር ብዛዕባ ነገደ ኣግኣዝያን  ወይከኣ ህዝቢ ነገደ-ኣጋኣዝያን ኣብ ጭብጥን መርትዖን ዝተሰረተ ስፍሕ ዝበለ ኣስተምህሮ ንግዱሳት ተኻታተልቲ መርበብ ሓበሬታ ከነቕርብ ኢና። ቅድም ሰልፊ ነጻነት...

ደቀባት-ኣጋኣዝያን መንዮ?

ኣጋኣዝያን-ደቀባት ምልክቶም ኣንበሳ እዩ። ህዝቢ ኣገኣዝያን ንሓደ ሽሕ ዝኣክል መሬቱን ባሕሩን ክሕሉን ክከላኸልን ዝጸንሐ ጽኑዕ ተኻላኻላይ ሃገሩ ዝኾነ ህዝቢ ኣብ ክንድ ሰጋር ፈረስ ወይ ኣንበሳ ዝገብሩው፣ በቶም ብ1887 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ዶጓሊ መላስ ኣውያት eይብሎም እዩ። ጭፍራ ህግደፍ ግና ጸረ መንነትን ጅግንነትን ስለዝኾኑ ከይሓፈሩ፣ ድሕሪ ነጻነት ኤርትራ ሎጎ ወይ መለለዩ ህዝቢ ምድረባሕሪ ኣንበሳን ሰጋር ብቕሊ ወይ...