ውድብ ሽዕብያን ስለምንታይ ተማሂዙ? መንዮምከ ምሂዞሞ?

ለባም ወይ ፈላጥ ዝብሃል ሰብ፣ ቅድም ቀዳድም ፈሪሃ እግዚኣብሄር ዘሎዎ እዩ። ካብኡ ቀጺሉ ድማ ዝተፋላለዩ ሓበሬታት እናኣከብ ፍልጠቱ ዘማዕብል ሰብ ፈላጥ ይብሃል። ብተወሳኺውን ኣብ መጽናዕቲ ዝተመርኮሰን፣ ብጭቡጥን መርትዖን ድማ ዝተሰነየ መርመራን መጽናዕትን ኣካይዱ ዘዋህለሎ ፍልጠት ነቶም ዘይፈልጡ ከፍልጥ ከሎ እዩ።

ቃልሲ ወይ ሰውራ ኤርትራ ብ1961 ዓ.ም.ፈ. ኣይኮነን ተጀሚሩ።ቅድሚ መግዛእቲ ቱርኪ ማለት ቅድሚ 15 ክፍለ ዘመን እዩ ተጀሚሩ። ጅግናን ሓርብኛን ህዝቢ ምድረባሕሪ ወይ ህዝቢ ኣገኣዝያን፣ ካብ  መሓመድ ግራኝ ተኻላኺሉ ሃይማናቱን መንነቱን ዓቂቡ እዩ። ብድሕሪ ግራኝ እፎይ ኢሉ ናብርኡ ከጣጥሕ ክጽዕር ከሎ ድማ ግዝኣት ቱርኪ ክወሮ ምስጀመረ መኪቱ ስዒሩዎ እዩ። ወራር ዖስማን ሞናርኪ ቱርኪ ተሳዒሩ ሃጽ ምስበለ ከኣ፣ ወራር ግብጺ ስ°ቡ። ንወራር ግብጺ ድማ ብፍላይ ደቅምድረባሕሪ ደቂ ኣጋaዝያን aዮም ሲሮሞ።

ድሕሪ ወራር ግብጺ ምስንባቱ ድማ፣ ወራር ደርቡሽ ብመተማን ጎንደርን መጸ፣ እዚውን ብፍላይ ብደቂ ኣገኣዝያን ምስ ኣሕዋቶ ትግራዎት መኪቶም ከምዝሃድም ገሮም ድምጹን ድንጽማጹን ኣጥፍኡዎ። ሕጂስ ካብ ኣኽረርቲ ኣስላም ድተጋላጊለ እየ ኢሉ ናብርኡ ክገብር ምስ ጀመረ ድማ፣ “ኣያንግልዝ እቲ ነኻል ሰልዱ፣ ካብ ድኻን ሃብታምን ዝበልዕ ኣዋሊዱ”  \እቶም ደቂ ምድረባሕሪ ክብሉ ዝደረፍሉ፣ንተልሜደን ኮሎንያል ጣልያን ድሕሪ ወራር ግብጺ ንግብጺ ተኪኡ ንምጽዋዕ ንኽኣቱ ገበረ። ጀጋኑ ደቂ ምድረባሕሪ ብፍላይ ደቂ ማይጓይላ ግና ኣብ ኩናት ዶጓሊ መላስ ኣውያት ዘይብሉ ብጅግንነት ስዓሩዎ። ኣብዚ ዓውዲ ኩንት እዚ ደቂ ሓማሴን  ብብብዝሒ ከምዝነበሩ ታሪኽ ይምስክሮ። ብፍላይ እኳድኣ  ደቂ ለጎጭዋን 7 ደቀተሽም 8ናዮም ሙሳን፣ደቂ ድንበዛንን ላዕላይ ዕቋንሰባን፣ ካብ 80% ዝበዝሑ እዮም.እንጻር ወራር ኮሎንያል ጣልያንን ኣብ ዶጓሊ ስዒሮም። በኽሪ ኮለንያል ወራር ጣልያን ኣብ ደጓሊ ምስ ኣብቅዔ ድማ፣ ብውዲት መንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ እንደገን ሓይሊ ጣልያን ተዳልዩ ንምድረባሕሪ ንኽወራ መደብ ኣውጽኤ። ነዚ ድማ ብድሎ ከይትዕሎ ምስ ደቂ ምድረ ባሕሪ እንተድኣ ገጢሞም፣ ማለት ብዘይ ጥርጥር ብደቂ ኢeርትራ ጥራይ፤ ከምቲ ብ27 ጥሪ 1887 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ደጓሊ ዝተደምሰስዎ መታን ከይድምሰሱ፣ ብውዲት ጸላእቲ ሃይማኖት ክርስትና ንመተማ ልኣኹ። ኩሎም ደቂ ምድረ ባሕሪ ድማ ምስ ኣሕዋቶም ትግራዎት ከተቱ ፣ ማህዲ እግረይ ኣውጽኢኒ ኢሉ ከምዘይ ሓሊፍ ተደምሲሱ እቲ ቁሩብ ቁራቦ ድማ ፈርጢጡ ንሱዳን እግረይ ኣውጽእኒ በል። ኣብ ከምዚ ኩነታት ንጉስ የውሃን ብውዲት ስለያ መርበብ °aባይብሪጣንያን መሳፍቲ ሽዋን ተቐንጸሉ። ወተሃደራት ንጉስ የውሃንስ ድማ ፋሕብትን በሉ። ኢeርትዋያንውን ነንዓዶም ተመልሱ። ካብኡ ብስለላን ኮለላን °aባይ ብሪጣንያ ተዓጂቡ ሓንቲ ጥይት ከይተኮሰ ብከተማ ከረን ተዃሊሉ ኮሎንያል ጣልያን ንኣስመራ ተቖጻጸረ። ብኸምዚ ውዲት ድማ ኮሎንያል ጣልያን ነቲ ምድረ ሓማሴን ምድረ ባሕሪ ምድረ ባሕሪ ነጋሽ ዝብሃል ዝነበረ መሬት ኣጋእዝያን ኤርትራ ኢሉ ሰመዮ፣ ንኣስታት 70 ዓመታት ድማ ገዝኦEርትራ

ዓባይ-ብሪጣንያን ምስ ወድኤ፤ እንደገና ድማ በተን ዓበይቲ ዝብሃላ ግንከኣ ካብ ግዜ መዋኣል ባርነት ጀሚረን ብፍላይ ንቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ ድማ ንመላእ ኣፍሪቃ ንምግባት ገልዳሕ ዝብላ ዝነበራን ገናውን ሎሚ ገልዳሕ ዝብላ ዘለዋን ኤውሮፓውያን ሃገራት እየን።

ዋላኳ ሰውራ ኤርትራ ን8oo °aመታት ድሕሪ 800 ዓመታት ድማ ድሕሪ ፈደረሽን ምፋሱ ብ1961 ዓ.ም.ፈ.EPL

እብ ዝቕጽል ብዛዕባ መበቆል ውድብ ህ.ግ.ሓ.ኤ. (EPLF)   (TLF,TPLF finally EPRDF)