ህግደፍ ድዩ ቅኑዕ ወይስ ህዝቢ ኤርትራ?

ህግደፍ ድዩ ቅኑዕ ወይስ ህዝቢ ኤርትራ? ፕሮጀክት ህግደፍ ብፍልስፍና ፈላስፋታት ደቂ ምድረ-ባሕሪ ከም መብርሒ ተቐቢሉ ኣይኮነን ቃልሲ ጀሚሩ። “ኣዲኣ ገዲፋ ሓትኑኣ ትናፍቕ” ወይ ድማ “ርሑቕ ዓድስ መሓሰዊ” ከምዝብሃል፣ ህግደፍን ፍጥር ክብሉ ከለው ንፕሮጀክት ጽዮናውያንን ሃጸያውያንን ከተግብር እምበር ውራይ ህዝቢ ኤርትራን እትዮጵያን ዓጂቡዎም ኣይኮነን። እወ! ህግድፍ ኣምሆ ዘመንእኳ፣...

US SPECIAL FORCES MUST GO | DUTERTE

SEPTEMBER 13, 2016 ECLINIK LEARNING 5 COMMENTS In order to preserve the conflict perpetually in Southern Philippines, the United States embedded US Special Forces inside one of our military camps in Muslim Mindanao under the pretext of military assistance through the...

ሓርበኛ ተጋዳላይ ወደባት ምድረባሕሪ “ፎሮ”፣

ሓርበኛ ተጋዳላይ ወደባት ምድረባሕሪ “ፎሮ”፣ ነቲ ንፍርቂ ዘመን ንመላእ ሰራዊትን ህዝብን ስለላን ኮለላን ቅንጸላን ኣዓንጅሉ መሃነኑ ክጥፍኦ ኢሉ ንረብሓ ባዕዳውያን፣ እሞኸኣ ብደም ንጽሃት ደቂ ምድረባሕሪ ብባዕዳውያን ዝተላእከ ልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ “ቢግ ብራዘር ፕረሲደንት” ቁሸት ዓዲ ሓሎ: ብኣውድዮ-ቪዝዋል መንገዲ ኣቢሉ ኣብቲ ስመር ዝብሃል ማሕበር መንእሰያት ዘኢትነገር...

ክቡር ሓው ተስፋጽዮን፣ ከምዚ ናትካ ገሩ ተማራሚሩ ንህዝቡ ኣብ ሓቀኛ መርትዖ ዝተመርኮሰ ኣስተምህሮ ዘቕረበ  ወዲ ምድረባሕሪ ክሳብ ሎሚ የልቦን።

ክቡር ሓውና ተስፋጽዮን! ሰላምን ጥዕናን ክህልወካ ሰናይ ትምኒትና እዩ። እምነትናን ባህግናን ልክዕ ከምቲ ናትካ ስለዝኾነ ነቲ ርኣዪና ተተግቢሩ ክንርእዮ ኣምካኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበና ጥራይ ኢና ንብል። እወ!  መርበብ ሓበሬታ ደቀባት ንወርሓት ዝኣክል  ደስኪሉ ከምዝወርሐ ንዓኻ ኣይጠፍኣካን እዩ። ብዝኾነ ግና ነቲ ንስኻ ብትብዓት እኳድኣ ደኺመ ከይበልካ ንህዝብኻ ተበርክቶ ዘሎኻ እጃም በብእዋኑ ኢና ንከታተሎ ዘሎና።...