ራእይ ወለዶታት ዝቆጸየ “ግዝያዊ መንግስቲ” ክሳብ መዓስ ? (ፖለቲካዊ ኣምራት)

 ኣብዘን ዝሓለፋ 70 ዓመታት፣ብሓጺሩ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ፡ታሪኽ ብዙሓት ውጽዓትን፡ ረብሓ ውሑዳት ገበትን ኮይኑ እዩ ተሪፉ። እዛ ዓዲ ባሕረነገስታት፣ ዓዲ ሕጊ ዓዲ ፍትሒ፣ ዓዲ ቅዱስ ሃይማኖት ኤርትራ፣ህዝባ ጻማ ቃልሱ ከይሓፍስ ተሓሪሙዎ። ባህርያዊ ጸግኡ ብባዕዳውያን እንዳ ተዘምተ፣ መንእሰይ ወለዶኡ ከኣ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ፣ ክብ 5000 ንላዕሊ ነታ ዝፈትዋ ሃገሩ ጠንጢኑ ሃጽ ኢሉ ንስደት የምርሕ ኣሎ። ንስደት ምምራሕ...

ቅንጸላታትን ጭውያታትን ሃገረ ሱዳን – 4ይ ክፋል

ሉኡላዊነት ሃገር ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘውረደ ፡ ደረት ኣልቦ ጉጅለ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ዝነበረ ዲፕሎማሲያዊ ጽምዶ፡ ናብ ዲፕሎማሲያዊ ምትፍናን ኣብ ዝዛወሉ ህግደፋዊ መድረኽ፡ ኣብ ሓበራዊ ረብሓ ዝተደረኸ ህዱእ ምሕዝነት ዝፈጥር ጽምዶ ከምዘየልቦ፡ ካብ ዝሓለፉ ጽሑፋት ምርዳእ ይከኣል፡፡ ብርግጽ ብመንጽር ሃገራዊ ረብሓን ድሕነትን፡ ፈታዊን ጸላኢን ዝበሃል ኣምር (ስነ-ሓሳብ) የለን፡፡ ንጎረባብቲ ሃገራት ክትስልልን፡ ኣብ...

ህዝቢ ከተማ ከረንን ዕደና ወርቂ ቢሻን፣ “ሃገራዊ ኣገልግሎትን”!!

ከተማ ከረን ሎምን ኣምሆዘመንን፣ ህዝቢ ከተማ ከረን፣ ደቁ ብስም ኣዋንጣ “ሃገራዊ ኣገልግሎት” ፣ ግንከኣ ብግብሪ ሃገራዊ ባርነት ዝኾነ ወፍሪ፣ ንሳዋ ዝብሃል ምድረበዳ እንዳተዳጎኑ፣ ካብ ሳዋ ሃጽ ኢሎም ድማ ንስደት የምርምርሑ ኣለው። ዕደና ወርቁ ግና ብጽዮናውያን ይዝመት ኣሎ። ገርሀኛ ህዝቢ ከረን ድማ ምስ ጥሙይ ከብዱን፣ ዕሩቕ ዝባኑን፣ ጽርግያታት ከተማ ከረን ተገዲዱ ክጸርግ ትንፋሱ ይመሉቕ ኣሎ።...