ጅግና መጀር ጀነራል ኣማን ሚኪኤል ዓንዶም፡ ንክልተ ወርሓት መራሒ ወተሃደራዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝነበረ

ምዕራባውያን ዝተቛጻጸሩዋ ኣፍሪቃ ጀጋኑኣ ኣይነብሩንዮም! ስድራ ጀነራል ኣማን ዓንዶም ሚካኤል ኣብ ዓዶም ጸዓዘጋ ደቀተሽም ሻሙናዮም ሙሳ ዝተወልዱ እዮም። ጀነራል እማን ዓንዶም፣ ኣብ ሱዳን ዓብዩ ትምህርቱ ድማ ኣብ ካርቱም ዩኒቨርሲቲ እዩ ተማሂሩ። ንጉስ ሃይለስላሴ ካብ ሃገር ዓባይ ብሪጣንያ ንኢትዮጵያ ክምለስ ከሎ፣ ብካርቱም ኣቢሉ ስለይተመልሰ፣ ምስ እቶ ዓንዶም ሚካኤል ኣቡኡ ንጀነራል ኣማን ተፋለጠሞ፣ ንኣማንን ንኣቶ...

Demon Technology: 5G vs. Human Race

By Paul Wagner Edited and abridged by Lasha Darkmoon, with added commentary and must-see video PUBLISHED ON TRUTHSEEKER Progress now means “life getting worse all the time”. We are living in a dangerous world on a giddy-go-round to doom.  LIVING  DANGEROUSLY Over 180...

ሕጂስ ይ ኣ ክ ል! ፍሹል ጭርሖ “ዓወት ንሓፋሽ”! ምጭራሕ! ሓርነት ንህዝቢ፣ ፍትሒ ንህዝቢ! ኢልና ንጨርሕ!

ምድረ-ባሕሪ (“ኤርትራ” => ብኮለንያል ጣልያን፣ “ሓዳስ አርትራ”=> ብመቐጸልታ ኮሎንያል ጣልያን ህግደፍ ከኣ ዝተጠመቐት) ሃገር ብዓሌቱን ብመበቆሉን ዝኾርዕ ህዝቢ ዝነብረላ፣ ቅድስትን ብልጽትን ብባህርያዊ ጸጋ ዝተዓደለትን፣ ካብ ቅድሚ ልደተ-ክርስቶስ ጀሚሩ ድማ፣ ብሕጊ-እንዳባ ዝተማእከሉ ብባሕረ-ነገስታት እንዳተማእከለ፣ ቋንቋኡን ፊደላቱን፣ ባህሉን ርቱዕ መንፈሳዊ እምነቱን...

ክንዲ ህበይ ክሓስቡ ዘይክእሉ ግንከኣ ደቂ ሰባት!

ካብ ደናቕር ተወሊዶም ደናቑር ዝዓበዩ፣ ደናቑር ምኻኖም ከይተረድኡ ድማ ብድንቁርንኦም ዝመቱ ኣድሕነና ፈጣሪ!! ሓደ ተመራማሪ ስነ-ልቦና፣መጽናዕቲ ከካይድ ደልዩ፣ብዕድሚኣ ንእሽቶ ዝኾነት ህበይ ኣብ ገዝኡ ኣምጺኡ ልክዕ ከም ኣባላት ስድራ ቤት ጌይሩ ኣዕብይዋ። ደቁ ዝበልዕዎ ትበልዕ፣ ከም ድውቁ ኣብ ዓራታ ትድቅስ፣ከም ደቁ ነብሳ ትሕጸብ፣ንክናፈሱ ክወጹ ኸለዉ ምሶኦም ይማልእዋ፣ኮታ ከም እንስሳ ዘይኮነስ ከም ደቁ ጌይሩ...

ብሞት ዘይኮነስ ብሕልፈታት ብኸዩ! ሃገራ ኣስላም ኣይሲስ ብሓይሊ መንግስቲ ሩስያ ምስተደምሰሰ፣ ካብ ሶርያ ኣበይ ገጹ ክግዕዝ ይሓልም ኣሎ? እቲ ካብ ሰማንያታት ጀሚሩ ኣብ ኣፍጋኒስታን ብ“ኦዛማ ቢንላደን እንዳተመርሐ“፣ ግብረሽበራ ዘካይድ ዝነበረ ኣልቃሂዳ ዝብሃል “ኣኽራሪ ኣስላማዊ ሓይሊ“፣ ጸኒሑ መልክዑን ስሙን ቀዪሩ፣ ብሓዲሽ ሃገረ ኣስላም (ኣይሲስ ISIS) ዝብሃል ተጸውዖ ስም ተሰምዩ፣ ኣብታ ብህዝቢ ዝተመርጸ ፕረሲደን...