ኤውሮጳውያን ብ1884 ዓ.ም.ፈ. እዮም፣ ኣብ ኣኼባ ከተማ በርሊን ጀርመን ተሻሚዮምላ !

 ኮሎንያል ስፓኛ፣ ንስፓኒሽ ሰሃራን፣ ንሞዛምቢክን ተማሲሓተን። ኮሎንያል ፖርቱጋል ንኣንጎላ ተማሲሓታ። ኮሎንያል ጣልያን፣ ንኤርትራን፣ ኢትዮጵያን፣ ሶማልን፣ ሊብያን ተማሲሓተን። ኮሎንያል ጀርመን ንኣይቮሪ ኮስትን ንዚምባቨን ተማሲሓተን ተማሲሓተን። ኮሎንያል ዓባይ ብሪጣንያ፣ ንኬንያ፣ ንኡጋንዳ፣ ንደቡብ ኣፍሪቃ፣ ንግብጺ፣ ንኣልጀርያ፣ ንሱዳን፣ ንጋናን ተማሲሓተን፣ ኮሎንያል ፈረንሳ ንኣልጀርያ፣ ንሰኔጋል  ንጫድ፣  ንቱኒዝያን...

ህዝቢ ኢትዮጵያ ክሳብ ምዓስ እዩ፣ ጸላእቱ ከየለለየ፣ ብሰንሰለታዊ መግዛእቲ ክግዛእ ጥራይ ክነብር?

ፖለቲካዊ ትንተና ብኣካየድቲ መርበብ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ ኣምሆ ዘመን “ኢትዮጵያ ትቅደም ያለ ምንም ደም“ ! ዝብል ዝነበረ ጭርሖ ግዝያዊ ወተሃደራዊ መንግስቲ ደርጊ፣ ከምቲ ኩሉ ኣብ እዋን ደርጊ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረ ህዝቢ ዝፈልጦ ታሪኽ፣ እቲ ጭርሖ ቅንይ ከይበለ እዩ ተቖጽዩ። እወ፣  ኣብ ኢትዮጵያ ትቅደም ብብዙሕ ደም ኮይኑ እዩ ተቐዪሩ። ድሕሪ 17 ዓመታት ስቓይ ድማ ወያኔ ብዝሓለፉ ብደርጊ ዝተፈጸሙ ገበናትን ጭቆናን...

ረቂቕን ዓሚቕን ትርጉም ፊደላት ትግሪኛ

ፊደላት ትግሪኛ፣ መለለዪ መንነትናን፣ ርቱዕ ሃይማኖትናን (ብግሪኽኛ ቋንቋ ኦርቶዶክ)፣ ታሪኽናን፣ ኣተሓሳስባናን፣ ባህልናን ንዓና ንትግሪኛ ተዛረብቲ፣ እዮም። ነዚ ፊደላት ትግሪኛ ካብ ዓለም ዝተፈልየ ምስጢር ዝሓቖፈ ምኻኑን፣ መለለዪ መንነትን፣ ሃይማኖትን፣ ባህልን፣ ክብርታትን፣ እምነትን፣ ጅግንነትን፣ ተዛረብቲ ትግሪኛን ግእዝን ኣምሓሪኛን ከምዝኾነ ዝሕብር ብቪድዮ ዝተሰነየ ሓበሬታ፣ ኩሎም ግዱስ ኤርትራውያንን ትግራዎትን...

Insanity of Political Leaders: More Common Than Thought

Wayne Madsen — Strategic Review Sept 6, 2018 Political scientists would argue that the rigors of running for political office coupled with the glaring microscope of press attention would normally weed out any candidate suffering from mental illness. Whether political...

ህዝቢ ኤርትራ ምስ ሰራዊቱን፣ ምስቶም ንስደት ዘምርሑ ዘለው ደቁን ቅድም ክድመርዩ!!!

ኢሰያስ አብ 1998 እንታይ እዩ ዝበለ? “ባድመ ክትብላ ጽሓይ ክዓርበክን እዩ” ድዩ ዝበለ? ልኡኽ መላኺ TIRANY ኢሰያስ አፈወርቂ “ዶብ አይድልን እዩ! ምስ ኢትዮጵያ ዝነበረ ኩናት ዶባዊ ኲናት አይኮነን” እንዳበለ እዩ ንህዝቢ ኣዕንጂሉ። አብ 2001 ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስትን ግንባር ምስተአስሩ: “መእሰሪ ጉዳዮም ንህዝብን ሰራዊትን ብውዲት ክገልጽ እንከሎ ግን: ምስ...