Debunking 10 lies about Syria and Assad

 ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ሶርያ ኲናት ንምውላዕን፣ ነቲ ብህዝቢ ሶርያ  ዝተመርጸ ፕረሲደንት ልዑላዊት ሃገር ሲርያ በሻር ኣል ዓሳድ፣ ካብ ስልጣኑ ንምውራድ፣ ወግሐ ጸብሐ ብፍላይ ብመንግስቲ ኣሜሪካን፣ እንግሊዝን፣ ፈረንሳ፣ ማዕከናት ዜናታት (ሃጸያውያንን ጽዮናውያን) ክዝርግሑ ዝቐነዩ 10 ቅሉዓት ሓሶታት ዝሓዘ ሓተታ፣ ብቋንቋ እንግሊዝኛ ኣብ ታሕቲ ተዘርጊሑ ኣሎሞ ብኽብረትኩም ሓቂ ንምፍላጥ ዝኣክል  ተኻታተሉ።   ሓሶት...

ብስም ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ፖለቲካዊ ወሻሽም ክቐያይር ዝመሰዮ፣ ግንከኣ ብግዝያዊ መንግስቲ ጥራይ ን27 ዓመታት ተለኽ ዝብል ዘሎ ጉጅለ ህግደፍ፡

መርሕነት ህግደፍ ትማሊ ባህጊ ህዝቢ ማእከል ዝገበረ ዝተነጸረ ፖለቲካዊ መትከል ኣይነበሮን። ኣብ’ቲ ካብ ድሌት ህዝቢ ኤርትራ ፍጮ ዝወጽአ ናቱ ጸቢብ ጉጅላዊ ሕሳባት ከረጋግጸሉ ዝሓዞ ኣንፈት’ውን ቀጥ ኢሉ ዝኸይድ ዘይኮነ፡ ከከም ኩነታቱ ዝጋላበጥ’ዩ ነይሩ። ኣብ ሕቶ ምሕዝነትን ሓድነትን፣ ምስ ጸላኢ ኣብ ዝገብሮ ዝነበረ ምስጢራዊ ዘተን ዘርእዮ ዝነበረ ኣዝዩ ሓደገኛ ነግ ፈረግን፣ ኣብ ውሽጢ ውድቡ ኣንጊስዎ ዝነበረ ምልኪ፣...

መንግስቲ ስዑዲ ዓረብን፣ ኢሚራትን ብኣሽሓት ዝቚጸሩ ኣፍሪቃውያን ወተሃደራት ይዓስቡ ኣለው።

Saudi Arabia and the United Arab Emirates (UAE) are reportedly recruiting thousands of African mercenaries to serve in their military adventurism overseas, including the bloody war on Yemen. “መንግስቲ” ኢሚራትን ስዑድያን ይኣይ ከም መንግስታት ተፈሊጠንሲ፣ ንኣፍሪቃውያን ዓሲበን ኣብ ወጻኢ...

ኣናፍራ ቆቛሕ ዘይፈልጥስ ኣይሃዳናይን። ርክብ ኢሰያስ ምስ መንግስቲ ኣሜሪካ?

ምስ ምቕልቃል ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ፣ ኣቢይ ኣሕመድ፣ሕቡእ ርክባት ኢሰያስን ሰበ-ስልጣናት መንግስቲ ኣሜሪካን ዛጊት ይካየድ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ኢሰያስ ኣፈወርቂ ካብ 1967 ዓ.ም.ፈ. ጀሚሩ ኣቐዲሙ ሰላዪ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኮይኑ ንሓያሎይ ዓመታት ድሕሪ ምግልጋል ብመደብ መንግስቲ ኣሜሪካ ብሱዳን ኣቢሉ ኣብ ተ.ሓ.ኤ. ተሰሊፉ ጉዳይ ስለላዊ ተልእኾኡ ንከካይድ ብመደብ ወፊሩ። ጸኒሑ ድማ ብማእከላይ ስለላ መርበብ ኣሜሪካ...