ሉኡኽ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ዶናልድ የ. ያማሞቶ ነስመራ ኣትዩ

ሉኡኽ መንግስቲ ኣሜሪካ ምስ መራሒ ግይዛዊ መንግስቲ ሓዳስ ኤርትራ ኢሰያስ ኣፈወርቅን ካልኦት ሰበ-ስልጣናት ህግደፍን፣ ወተሃደራዊ ሓለፍቲ ህግድፍን ተራኺቡ ከምተዘራረበ ተፈሊጡ። እቲ ትሕዝቶ ኣጀንዳ ግና እንታይ ከምዝነበረ ክሳብ ሎሚ ንህዝቢ ኤርትራ ፍጹም ኣይተሓበሮን። ኩሉ ግዜ ተኸዊልካ ሕቡእ ኣጀንዳ ምክያድ ግና ኣመል ኢሰያስ ኣፈወርቅን፣ ህግደፍን እዩ። ንፖለቲካ ንኸጥዕም፣ ኢሰያስ ኩሉ ግዜ ከም ምጽረይ እፉ ገሩ...

ብሃለፍታ ዝቐዝፋ … ሕጊ – ኣልቦ ትካላት ፍሊጶስ (5ይ ክፋል)

ኣልማማዊ ማእሰርቲ ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ እስልምና ታሪኽ ኤርትራን ኤርትራውነትን ንኽድውን ዝተበገሰ ጉጅለ ኢሳይያስ፡ ኣብ ዝሓለፈ ርብዒ ዘመን፡ ብደም ዝጨቀወ ኣእዳዉ ዘየርከበሉ ማሕበራዊ ቀጻላ ዳርጋ የለን፡፡ ብሄር፡ ዓሌት፡ ቀቢላ፡ ሃይማኖትን ማሕበራዊ ኣበርክቶን ከይፈለየ፡ ካብ ራስ ቄሳር ክሳብ ራስ ዱሜራ፡ ንትሽዓቲአን ብሄራት፡ ንኹለን ሃይማኖታትን ንኹሉ ኤርትራዊ ዜጋን ከበሳብስን ከከላብትን ጸኒሑን ኣሎን፡፡ ኢሳይያስ፡...

ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን መዝሙር ሰላም ዝዝመር ዘሎ ሓቂ ድዩ?

ድሕሪ ህዝባዊ ቁጣዐ፣ ህዝቢ ኦሮሞን ኣምሓራን፣ ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ነበር ፣ ኣቶ ሃይለ ማርያም ደሳለኝ እቲ መስርሕ እኳ ብውዲታዊ ሜላ ምዕራባውያን እንተነበረ፣ “ካብ ስልጣኑ ብገዛእ ፍቓዱ ተሳንቢቱ”, ተባሂሉ ግና ብማዕከናት ዜና ተሓቢሩ። ድሕሪኡ ድማ ሓዲሽ ቀዳማይ ሚንስተር ዾ/ር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ስልጣን መጺኡ ተባሂሉ። ንሱውን ብውዲት ምዕራባውያን ተመልሚሉ ኣብ ስልጣን ከምዝመጸ ነቲ...

ኣብዚ እዋንዚ፣ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን እንታይ ኣሓዲሽ ኩነታት ኣሎ?

ኣብዚ እዋንዚ፣ ብዛዕባ ልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ኣፈውርቅን፣ ፍታሕ ጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ድኣ፣ እንታይ እዩ ዝስማዕ ዘሎ? ህዝቢ ኤርትራኽ ንፍታሕ ጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን እንታይ ይሓስብ ኣሎ? ኩነታት ወያኔን ህግደፍን፣ ድሕሪ ምቕልቃል 1ይ ሚንስተር ኢትዮጵያ እንታይ እዩ ክኸውን? ኣብዘን ዝሓለፋ ሰሙናት፣ ድሕሪ ምቕልቃል ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ማለትዩ፣ ኣብ እንዳ ህግደፍ ሸበድበድ ከምዝቐነየን፣ መጻኢ...