ሠላማዊ ሠልፊ ኣብ ከተማ  ሮማ። እቶም ዝጭርሑ ዝነበሩ ጭርሖታት ብቋንቋ ትግሪኛን ትግረን ፣

ይኣክል ኢሰያስ! ውረድ ከይትዋረድ!

ኢሰያስ ግሊጊስቱ፣ ከምሰል ሃይለስላሴ ወመንግስቱ!

ኢሰያስ ንምስ ኮራኹሩ ንኸልግስ ንመሸቱ፣ ኣኺሉ እዩ ስዓቱ!!

ንዓድና ክንምለስ ኢና፣ ንእንዳ ህግደፍ ከነልግሶም ኢና!!

ንሕና ንኤውሮጳ ንሳቶም ንዓድና፣ ኣይነፍቅድን ኢና! ፖለቲካዊ

ውዲት ምዕራባያን ሎሚስ ፈሊጥናዮ ኢና!! ንኢሰያስ ዘመኽሩዎን፣

ዝዓሰቡዎ  ሎሚስ ፈሊጥናዮም ኢና! ይኣክል ክንብሎም ኢና!

ኣብዛ እዋንዚኣ ዘይከተተ፣ ብደው ከምዝሞተ!!  ወዘተ..ዝብሉ

ጭርሖታት ነበሩ።።።

Demo geneva 10nov2017

Posted by Rigat Hadish on Freitag, 10. November 2017