It is time for Canadian LBO of bankrupt US Corporate government

May 8, 2017 Author: Benjamin Fulford Despite an ongoing pretense that nothing happened, it turns out the US corporate government based in Washington DC and registered in Puerto Rico really did go bankrupt last week. The bankruptcy of Puerto Rico is different from...

“ብቦኮ ሃራም” ዝፍለጡ ኣብ ሃገር ናጀርያ ዓሪዶም ዘለው ውድብ ኣኽረርቲ ምስልምና ሃይማኖት፣ ነተን ጨውዮመን ዝሓገዩ ናጀርያውያን ደቂ ኣንስትዮ ፈቲሐመን ይብሃል ኣሎ። ነዞኦም ክናናን ምናናሲ መን መልሚሉን መዊሉን ከምዝምሃዞም ትፈልጡዶ? ? Dozens of Chibok girls abducted by Boko Haram released:

እቶም ኣብ ሃገር ናይጀርያ ግብረሽበራ ስራሕና ኢሎም ዝፍጽሙ ዘለውን፣ ንጹሃት ሰባትን ደቂኣንስትዮን ዝጨውዩን ዘለው፣ “ብቦኮ ሃራም” ዝፍለጡ ውድብ ኣኽረርቲ ምስልምና ሃይማኖት፣ መንዩ ምሂዙዎም? ዓላምኦምን መደብ ዕዮኦምንከ እንታይ እዩ? ኣየናይ ሓይሊ እዩኸ መልሚሉን ዓሊሙን መዊሉን ኣዳልዩሎምን? ስለምንታይከ? ምስ ኣስላማዊ እኽራሪ ሓይሊ ምስልምና ኣልቃሂዳን ኣይሲንከ እንታይ እዩ ዝምድንኦም? እዞም...

ምሕንጻጽ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣበይ ተሸርበ? ኣብ ቤት ፍርዲ ዴንሃግ ተበይኑ ከብቅዕ፣ ስለምንታይከ ተረሲዑ ተረፈ??

እቲ መሸቀጢ ህግድፍን ወያኔ ኮይኑ ዝተወልዐ ዶባዊ ኲናት ባዱመ፣ ካብ 200000 ንላዕሊ መንእሰያት ኢትዮጵያን ኤርትራን ምስበልዐ፣ “ባዕላ መምጽኢት ደርፊ ባዕላ መጥፊኢት ደርፊ” ከምዝብሃል፣ብድፍኢት መንግስቲ ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ፣ ኲናት ባዱመ ድማ ደው በለ። ክውላዕ ከሎ መን ከምዝወልዖ ግና ተፈሊጡ እዩ። እቶም ክልተ ገጽ ሓደ ቅርሺ ዝኾኑ፣ ንህዝቢ ንምድንጋር ግና ከም “ተጻባእቲ”...