እዞም “ቦኮ ሓራም” ዝብሃሉ ውድብ መብያሕትኦም ካብ ዓለት ካኑሪ ሃውሳ ዝብሃል ዓለት እዮም። ኣብ ከባቢ ዞባ ማእከላይ ሱዳንን ከባቢ ጫድን ከኣ እዮም ዝነብሩ። ንሶም ከምዝኣምኑሉ ድማ ካብቶም ጥንታውያን ደቀባት ቦርኑ (ካነም ቦርኑ) ኢና ይብሉ። እቶም ካኑኑ ዝብሃሉ ህዝቢ ብ11 ክፍለዘመን እዮም መስሊሞም። እቶም ቋንቋ ካኑሪ ዝዛረቡ ህዝቢ ድማ 4 ሚልዮን ጥራይ እዮም ዝኾኑ።  ናይጀርያ ግና ካብ ሓደ ሚእቲ ሽሕ 100.000 ዝኸውን ተቐማጦ ህዝብታት ዝርለዋ ሃገር እያ።  እዞም ህይቢ ካኑሪ እምብኣር መብዝሕትኦም ደገፍትን ኣባላትን ውድብ “ቦኮ ሓራም” እዮም።  ክልኦት ንኡስ ዓሌ ድማ ካነምቡ ዝብሃሉ ኣለው። እዞም ህዝቢ እዚኦም ነዚ ኣኽራሪ ሃይማኖት ተመሲሉ ግብረ ሽበራ ዝፍጽም ዘሎ ውድብ፣ ካብ ባዕሎም ዝነቐለ ዘይኮነስ፣ ብመሃንድሳት ጽዮናውያን ዝተኣልመን ዝተሓንጸጸን ፕሮጀክት እዮም ዝኽተሉ ዘለው። እቲ ቀንዲ ወፍሪን መደብ ዕዮን ጽዮናውያን ድማ፣ በዞም መሳርሒኡ ዝኾኑ ኣረሜን ተጠቒሙ፣ ነታ ካብ ዓለም ብባህርያዊ ጸጋ  በልዚንን ዘይትን ብልጽግቲ ዝኾነት ሃገር ናይጀርያ፣ ኣብ ውሽጢ ህዝና ናዕብን ሽበራን ኣባሪዑ፣ መታን እቲ ህዝባ ንባህርያዊ ሃብቲ ሃገሩ ብሰላም ከይጥቀም ተባሂሉ ዝተማህዘ እዩ።

እዞም “ቦኮ ሓራም” ዝብሃሉ ውድብ እከይ፣ ብመልክዕን ብሕብርን ይፋላለዩ እምበር፣ ዓላምኦም ምስቶም “ኣይሲስን “ኣልቃሂዳን”፣ ከምኡውን “ኣልሸባብ” ሶማልን፣ ዝብሃሉ እኽረርቲ ኣስላማውይን ውድባት ሓደ እዩ። ኩሎም ድማ ብጽዮናውያን ተመልሚሎም ዝተማህዙ ኣኽርራሪ ሓይሊ ምስልምና ተመሲሎም ንረብሓ ጽዮናውያን፣ ዘገልግሉን ዝኽድሙን ሕሱራት ተዛረብቲ ኣቑሑት እዮም።

እቲ ካብ ኩሉ ንክርስትያን ህዝቢ ኤርትራ ኢትዮጵያን ዘስግኦ ሓደገኛ ነገር እንተሃልዩ ድማ፣ ክንደይኳ ካብ መዓቱ ይሰውረና ዘብል፣ ብፍላይ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ድማ ደቂ ኣግኣዝያን፣ ን600 ዓመታት ዝኣክል ኣንጻር ምስልምናን ጽዮናውያንን ተቓሊሶም ከብቅዑ፣ ሎሚ ከኣ በቶም ኮራኹር ጽዮናውያን ዝኾኑ ህግደፍን ወያነን ብባርባራዊ መግዛእቲ ገና ይሳቐዩ ኣለው። ስለዚ ብድሕሪ ወያነን ህግደፍን ድማ፣ ነቲ ክርስትያን ህዝቢታት ከምዞም ክናናን ምናናን ኣኽረርቲ ምስልምና ተመሲሎም ኣብ ክንዲ ሓናት ጽግዕ ከይኮንዎ ጥራ እዩ ዘስግእ።

ጽዮናውያን እኮ መደብ ዕዮኦም፣ ታሪኽ ብምድህሳስ ግርም ጌርና ንፈልጦ ኢና። ነቲ ብ1884 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ከተማ ቬናን በርሊንን ዝሓንጸጽዎ መደብ ስትራተጂካዊ ፕሮጀክት እከይ፣ ምሽማው መሬት ሃገራት ኣፍሪቃ ብሰንኪ ኣዶልፍ ሂትለር ዝወልዖ 2ይ ኲናት ዓለም፣ ኣብቲ ዝመደቡዎ መደብን ግዜን ኣብ ግብሪ ስለዘይውዓለ፣ ሎሚ ብህልኽ ኣብ ዝተናውሐ ግዜ፣ ብስም ኣልቃሂዳዶ ብኣሲስዶ፣ ብቦኮ ሓራምዶ እንዳ ኣዋፈሩ ከተግብሩዎ ገልዳሕ ይብሉ ከምዘለው ተጋሂዱ እዩ። ብፍላይ ድማ ንጽላተ ሙስየን፣ ንበትሪ ሙሴን ክደልዩ፣ ካብ እዋን ንጉስ ላሊበላ ጀሚሮም ክሰርቁወን ገና ገልዳሕ ይብሉ ከምለዘለው እውን ኣይንስሕቶን ኢና። እወ፣ እተን ፈታሕቲ ሽግርን፣ መንፈሳዊ ተኣምራታዊን ምስጢርን ትእምርትን ዘለወን በትሪ ሙሴን፣ ቅድስቲ ጽላተ ምሴን፣ ከምቲ ንፈርዖን ዝሰዓርኦ፣ ነዚኦም ፈርዖናውያን መበል 21 ክፍለየመን ድማ፣ ብሓይሊ መንፈስ እግዚኣብሔር ልዑል ኣምላኽ ክስዕርኦም እምነትን ትንቢትን ጸሎትን ህዝቢ ኣግኣዝያን እዩ።

ሃልየ ሉያ። እሜን።

ብሓልዮት መርበብ ሓበሬታ ደቀባት ሰንበት 7, ግንቦት 2017 ዓ.ም.ፈ.

This file photo taken on October 19, 2016 shows 21 Chibok girls who were released by Boko Haram a week before, attending a meeting with the Nigerian President at the State House in Abuja, Nigeria. (Photos by AFP)

This file photo taken on October 19, 2016 shows 21 Chibok girls who were released by Boko Haram a week before, attending a meeting with the Nigerian President at the State House in Abuja, Nigeria. (Photos by AFP)

Dozens of Nigerian schoolgirls who were abducted by the Boko Haram Takfiri terror group from the northeastern town of Chibok in 2014 have been released.

“I can confirm they have been released,” said a government minister on condition of anonymity on Saturday, adding that an official statement would be released shortly.

“The girls were released through negotiations with the government,” said another official.

Several sources put the number of released girls at around 80 while others claim some 60 were freed by the terrorists.

“The girls are now lodged in the military barracks and will be flown to (the Borno state capital) Maiduguri tomorrow (Sunday),” a military source was quoted as saying.

Source: