መበል 26 ዓመታት ብዓል ነጻነት! ኪዳነምሕረት ዕለት 24 ግንቦት 2017 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ኣስመራ ተባዒሉ።

ዘይዛሪ ህልኽ፡ ዘይዛሪ ድርቅና፡ ዘይዛሪ ዕሽነት፣ ዘይዛሪ ውዲት!  ኤረ ንሓዋሩኸ እንታዩ እቲ ፍታሕ? መበል 26 ዓመታት ብዓል ነጻነት! ኪዳነምሕረት ዕለት 24 ግንቦት 2017 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ኣስመራ ተባዒሉ፣ ተባሂሉ።እንታይ እዩሞ እቲ ዝተረኽበ ውጽኢት፣ 26 ዓመታት ኣብዒልና ኣጣቒዕናን ብሕጂኸ ክሳብ ንጸንት ዲና ሃጥውቀጠው መደረ ኢሰያስ ሰሚዕና ብዘይፍጸም ተስፋ ጥራይ ከነጣቕዕ ክነብር? ዓገብ መስሓቕ ሸራፋት!!! ኣብ...

Greece is Committing “Financial Suicide”

By Peter Koenig Global Research, May 21, 2017 To the people of Greece –Alexis Tsipras, why do you accept this humiliation, this betrayal, this usurpation of your resources, robbery of your social capital – your beautiful country – destruction and humiliation of your...

ጀጋኑ ኤርትራውያን ትፈልጥዎምዶ? ታሪኽን መንነትን ጀጋኑ ደቂ ምድረባሕሪኸ፣ ብእንዳ ህግደፍ ክግለጽ ተሰሚዑዶ ይፈልጥ?      

ቀዳማይ ክፋል   ግርህነት ንድንቊርና ይመርሕካ፣ ምፍላጥን ምልባምን ድማ የድሕነካ። ኣብ ግዜ ውግእ ንሰላም ተዳሎ፣ ኣብ ግዜ ሰላም ከኣ ንውግእ ተዳሎ።  ሴጹን ቻይናዊ ስትራተጂስት ርግጽዩ ኣብዚ እዋንዚ ብዛዕባ ደቀባት ጀጋኑ ኤርትራውያን ኣልዒልና ክንጽሕፍ ከሎና፣ ገለገለ ሰባት፣ ብፍላይእኳ ኣባላት ህግድፍ፣ ደም ከምዝጥዕሞም ኣይንስሕቶን ኢና። ግንከኣ ንሕና “ዋላ ትንፈር ጤል እያ” ዝብሉ ኣባሓጎታትን ኣቦታትን...

Uprooting Christian Civilization Using Women

by Henry Makow Ph.D. May 19, 2017 Our civilization was founded on Christian values. We talk of the position of women in Saudi Arabia but in Chicago in 1912, a woman could be fined for showing too much leg, smoking cigarettes or using profanity.   (Female fashion shows...