ንሕና አርትራውያ ብኹሉ ወገን ንጽቀጥ፣ ግናኸ ኣይጸበናን፣ እንገብሮ ይጠፍኣና፣ ግናኸ ተስፋ ኣይንቐብጽን፣——እንታይ ገበን ስለዝፈጸምና ኢና ግን ክሳብ ክንድዚ ብከደምቲ ጽዮናውያን ኩባንያ ህግደፍ ንህሰ ዘሎና?????????

ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ካብ 27.ግንቦት 207 ጀሚሮም ብትእዛዝ መራሕ ኩባንያ ህግደፍ  ክሳብ ሎሚ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ህገድፍ ተዳጒኖም ድሕሪ ምጽናሕ፣ ኣብዚ ቀረባ እዋን ጥዕና ስለዝውሓዶም፣ ብጭፍራ ህግደፍ ኣብ ሆስፒታል ተወሲዶም፣ በቶም ካብ ባኣእምሮኣኦም ብሕምብርቶም ይሓስቡ ፈዛዛት (ዞምቢ) ሓካይም ህግደፍ መርዛም መርፍእ ተወጊኦም ኣብ ጻዕረሞት ከምዘለው፣ ካብ ኣስመራ ዝመጸና ዜና ሓቢሩ። ልዑል እግዚኣብሔር...

What is ransomware and how to protect yourself from ransomware???

 Ransomware is a type of malicious software that criminals use to attack computer systems. Hackers often demand the victim to pay ransom money to access their files or remove harmful programs. The aggressive attacks dupe users into clicking on a fake link – whether...

ሓላፊት UNDP (ፕሮጀክት ልምዓት ሕቡራት ሃገራት) : ተደናጋጺት ስርዓት ኢሳያስ: ኣብ ደንሃኽ ምስ ኣባላት ፓርላመንት ኣብ Foreign Affairs Committee መደብ ኣለዋ። ከም ተዓዘብቲ ንእተዎ ነቲ ኣኼባ። ክብሮም ዳፍላ

ሓበረታ ሓላፊት UNDP (ፕሮጀክት ልምዓት ሕቡራት ሃገራት) ኣብ ኣስመራ ሎሚ ልክዕ ሰዓት 3 ድ.ቀ. (15፡00) ኣብ ፓርላመንት (ትቨይደ ካመር) ሆላንድ ኣብ ደንሃኽ ምስ ኣባላት ፓርላመንት ኣብ Foreign Affairs Committee መደብ ኣለዋ። እዚኣ ሓላፊት’ዚኣ ተደናጋጺት ስርዓት ኢሳያስ ከም ምዃና እያ ትፍለጥ። ስለዚ ካብቲ ስርዓት ዝተፈለየ ድምጺን መርገጺን ዘሎና፡ ደለይቲ ፍትሒን ለውጢን ኤርትራውያን...

POPE FRANCIS SHOCKS WORLD WITH HORRIFIC STATEMENT ABOUT TRUMP THAT WILL MAKE YOU ABANDON CATHOLICISM

ኣብዛ እንነብረላ ዘሎና ብሰብኪ ውዲታውያን ቅልውላው ዝመልኣ፣ ግንከኣ  ምጭውቲ ፕላኔት መሬት፣ ዘይንገር እንተዘ? ይኮይኑስ ዘይግበር የልቦን። እስከ ጳጳስ ፍራንሲስ እንታይ እዮም ዝብሉ ዘለው? ካበይ ነቒሎም ኣበይ ንምጻሕ ኮን ይኸው? እስከ ነዚ ቪድዮ ብኣድህቦ ንስምዓዮ።   Pope has a SHOCKING plan for 2017  ኣብቲ ከተማ ሮም ዝተኻየደ መበል 60 ዓመት ዝኽሪ ብዓል ውድብ ኤውሮጳ ሕብረት፣ጳጳስ...