ከይትዛረብ ነገር ከይተምሉቕ እርም ጥርቅም ኣስቂጥካ ስቕ! እዚስ ትዕግስቲዶ ወይስ ሕመቕ?

ሓውካ፣ ሓብትኻ  ወድኻ ጓልካ፣ ብዓልቲ ቤትካ ተኣሲሮም ክጠፍኡ ክሓቁ ንባዕልኻ ተዳጒንካ ተኸትኪትካ ትንፋስካ መሊቑ ወድኻ ካብ ኢዶም መልቑ፣ ኮብሊሉ ሞይቱ፣ ወይ ዓዲ’ርሒቑ 50 ሽሕ ትኸፍል ወይ ትእሰር ብዘይ ምሕረት ንሃገርካ ተጋዲልካ ልዕሊ 30 ዓመት ብዘይ ሕጊ ደስኪልካ ተባሂልካ ትብል ጆግነን ከርተት ገበን ኢሰያስ እንዳፈለጥካዮ ብሓላፍነት ሃገርካ ጠንጢንካ ወጺእካ ንስደት ጽዮናውያን ከኣ ይዘምቱዎ ጸጋ ሃገር...

ብቓጻ ዝቐትሎ ነቲ ጅግና ሽደን፤ ብጽዮናውያን ዝሰልጠነ ተመን!!

ውጹዕ ግንከኣ ተባዕ ኤርትራዊ ነጻነተይ ኢሉ ክጠርዕ ከእዊ ዓለም ኣይሰምዓቶን ግድነት ኮይንዎ ክጻወት ብሓዊ ንሃገር ነጻነት ንባዕሉ ሓርነት ኢሉ ንኽቃለስ ን30 ዓመት ገና ኣይፈለጠን ካብ ፈለማ እዋን ብመሃንድሳት ባዕዲ ዝሰልጠነ ናይ ሳሕል ተመን መርዛም ተንኮለኛ ብሰብ ዘይእመን ኣየወ ክሓስሙ ማሕበር ጸልማት ጽዮናውያን ልኢኾምልና ብቓጻ ዘቕትል ነቲ ጅግና ኤርትራዊ ሽደን ድሕሪ ነጻነት ህዝባዊ ስልጣን ንኽምንጥል ማርቲን...

ንደቅና ንዕረቕ ዝበሉ ኣቦታት ይእሰሩ!!

ኣብ መንጎ ውልቀ መላኺ ኢሰያስን እብ መንጎ ዝኣሰሮም ሚንስተራትን ኣብ’ቲ ዝተኸሥተ ዘየቃዱ እዋን ወራዙት ኣቦታት ንኽዓርቁ ብዘለዎም ውጥን ኣብ ዕሱብ ኢሰያስ እትዮም እንታይ ከምዝበሎም ኣጻርዩ ዝፈልጥ የለን ካብ ኩሉ ዘሕዝን ዘስደምም ነዞም ሽማግለ ዓረቕትን ተባህግትን ሰላም ኢሰያስ ዘይፈልጥ ፍትሒ ዓለም ብዘይ ገበናዊ በደል መስኪናይ ኢሰያስ ሓቂ መሲሉዎ ካብ ምዕዶ ህዝቢ ምዕዶ ጽዮናውያን ኣሚኑ ሓሻካ ጠቢስሞ ኣብ...