ብመሰረት መጽሓፍ ቅዱስ እቶም ቅኑዓት ኣመንቲ ኣምላኽ (ደቂ ኣስራኤል ዝጽውዑ) እቶም ኣብ ሰሜንን ምብራቕን፣ ምዕራብን ኣፍሪቃ ዝነብሩ ደቂ ኩሽ እዮም። እቶም ፍሪመሶን ዝብሃሉ ደቂ ያፌት፣ ኣብ ጥንቆላን ሹሕርን ዝኣምኑ ዓሌታውያን ከም ፈሊጣውያን ንነብሶም ቆጺሮም፣ካብ ዘመናት ጀሚሮም፣ ብፍላይ እኳድኣ ካብቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዝተተርጎመሉ እዋን ጀሚሮም ብንዕኦም ዝጥዕም ገሮም እዮም ነቲ ቅኑዕ ቃል ኣምላኽ ሰኒዖም ተርጒሞም፣ ንዓገርሀኛ ህዝቢ ዓለም ከእምኑዎ ጽዒሮም። እዞም ንዓለም ክሳብ ሎሚ ተቛጻጺሮማ ዘለው ቶዃሉ ፍሪሜሶንስ፣ ንገርሀኛ ህዝቢ ዓለም ብንሳቶም ዝሰንዑዎ ጻዕዳ ምስልታትን፣ ከም ስእሊ ክርስቶስን ማርያምን መላእኽትን ብምዝርጋሕ ከምዝእምን ገሮሞ እዮም። እቲ ሓቂ ግና እቶም ኩሽ ዝፈረዮም ከደራይን ጸሊምን ሕብሪ ቆርበትን ዘለዎም፣ቅኑዓት ሊቃውንቲ ተመራሚሮም ዘረጋገጹዎ ታሪኻዊ ሓቂ፣ደቂ ኩሽን ኣመንቲ ኣምላኽን እዮም። ንሳቶም ግና ንኩሽ ከም ርጉም ገሮም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣስፊሮሞ እዮም። ግንከኣ እቲ ሓቂ ኩሽ ብኣምላኽ ዝተምረቐን ዝተባረኸን ስለዝኾነ፣ ብውሓይዝን ባሕርን (ከም ቀዪሕ ባሕርን ፈለግ ኒልን፣ ቀላይ ጻናን) ብመኣዛ ዘለዎ ኣየርን፣ቁርን ኣስሓዝታን ዘይኮነስ ጥዕና ዝህብ ምቖት ጽሓይ ተማእኪሉ ዝነብር ዝተዓደለን ህዝቢ እዩ። እዚ በረኸት እዚ ድማ ብኣምላኽ ዝተዓደሎ እዩ።እቶም ደቂ ይፌት ግና እቶም ብኣምላኽን ብክርስቶስን ዝተወገዙ ስለዝኾኑ፣ ኣብ በረድን ኣስሓይታን ዘለዎ ሰሜናዊ ክፍሊ ኤውሮጳ እዮም ሰፊሮም። ጎርሓት ስለዝኾኑ ግና ንህዝቢ ዓለም ካብ ቅድሚ ብዙሕ ዘመናት ጀሚሮም ጻዓዳ ሕብሪ ዘለዎ ጥራይ ወዲ ኣምላኽ ከምዝኾነ ኢሎም ከረድኡ ጽዒሮም። ነዚ ውዲታዊ ወፍሪ እዚ ድማ ቫቲካን ካብ ብዙሕ ዘመናት ጀሚራ ብመደብ ተዋፊራትሉ እያ። ብፍላይ እኳድኣ ኣብ ዘመነ ባርነት ንመሸጣ ኣፍርቃውያን ከም ቅቡል ገራ ኣሚናትሉ እያ።ኮሎንያል ጣልያን ንህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክወረን ክብገስ ከሎ ድማ፣ ብጳጳስ ቫቲካን ተመሪቑን ተባሪኹን እዩ ተፋንዩ። እዚ ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ በቶም ኣኽላባቶም ህግደፍ ረኺቡዎ ዘሎ ጸገም ድማ፣ ካብ ባዶ ዝተበገሰ ዘይኮነስ፣በቲ ፍሪማሶንስ ዝተኣልመ ውዲት፣ በቲ ቅኑዕ ኦሪታዊ እምነቱን ግንከኣ ካብቶም ቅኑዓት ደቂ እስራኤል ዘርኢ ኩሽ ማለት ኣግኣዝያን ስለዝኾነን ካብኦም ዝበለጸ ሕብሪ ቆርበትን፣ኦሪታዊ ቅኑዕ እምነትን ዝወነነ ስለዝኾነ እዩ። እቲ ዘገርም ድማ ካብ 15 ክፍለዘመን ጀሚሮም ንህዝቢ ኣግኣዝያን ከጥፍኡዎ ፈቲኖም እዮም። ብሓይሊ ኣምላኽ ግና ካብ ገጽ መሬት ኣግኣዝያን ከልግሱዎ ኣይከኣሉን። ኣብ 19 ክፍለዘመን ግና ብረቂቕ ውዲት ዝምሃዙዎ ፕሮጀክት፣ ብብዓል ኢሰያስ ሰለልቲ ዓሲቦም ነዚ ወዲ ኣምላኽ ዝኾነ ህዝቢ ብፍላይ ኣብዚ ዘሎናዮ  መበል 21 ክፍለዘመን ብመንእሰይ ወለዱኡ ጀሚሮም ከጽንቱዎ ይረባረቡ ኣለዉ።  ንሓደ ፈሪሃ ኣግዚኣብሔር ዘለዎ ህዝቢ ንምጥፋ ግና ምሉእ ስልጣን ከምዘይብሎም ርግጽ እዩ።

ክቡራት ተኻታተልቲ መርባብ ሓበሬታ ደቀባት-ኣግኣዝያን፣ እስከ ነዚ ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ታሪኻዊ ግንከኣ ሓቂ ዝሓዘለ ቪድዮ ተኻታተሉዎሞ፣ ባዕልኹም ፍርድኹም ሃቡሉ።

ብመጽሓፍ ቅዱስ መሰረት እቶም ቅኑዓት እስራኤላውያን ዝነበሩን ክሳብ ሎሚውን ዘለውን፣ እዞም ሎሚ ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ዘለው፣ ካብ ኤውሮጳ ዝተኣኻኸቡ ደቂ ያፌት ወይ ደቂ ማጎግ ዘይኮኑስ፣ እዞም ክሳብ ሎሚ ኣብ ኣፍሪቃ ዝነብሩ ዘለው፣ ብፍላይ እኳ ድኣ ጽላተ ሙሴ ካብ ዮሩሳሌም ተሰኪሞም ቀይሕ ባሕርን ፈለግ ኒልን ኣቋሪጾም ንምድረባሕርን ሰሜን ኢትዮጵያ ዝተሃዘቡ ህዝቢ እዮም።

ኣምላኽ ብሓፈሻ ምስደቂ ኩሽ ብፍላይ ድማ ምስቶም ሕሩያት ደቂ ኣግኣዝያን ደው ክብል እዩ!!

ብሓልዮት መርበብ ሓበሬት ደቀባት-ኣግኣዝያን

16 ጥሪ 20117 ዓ.ም.ፈ.