በጃኻትኩም  ዝኾነ ዝግበር ምፍልላይ መደብ ዕዮ ህግደፍ እዩ። ስለዝኾነ ድማ ኣስላምናን ክርስትያናን ብጃምላ ዘርእና ክጽንት ገልዳሕ ይብል ኣሎ። ነዚ ልኡኽ ባዕዳውያን ብውህደት ኣለሊና ንቃለሶ እምበር “ኣስላም ከምዚ እዮም ክርስትያን ድማ ከምቲ እዮም” ምባል ኣይጠቕመናን እዩ። ህግደፍ ግና ምፍልላይና ተጠቒሙ እንደገና ክምንቁሰና እዩ። ስለዚ ብጃኹም እቶም ኣናብር ፓልቶክ ኣብ ልብኹም ተመሊስኩም፣ ጸልኢኹም ኣለሊኹምን፣ ኣስላምኩምን ክርስትያንኩምን ብሓባር ንህግደፍ መክቱዎ። ኣምላኽ ይሓግዝኩም!!!