ክታበት ኣብ ኤርትራ ዝግበር ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዝመጽእ እዋን መኺኑ ንኽጸንት ተባሂሉ እዩ። Doctors are Being Killed for Saving Your Children ~ Most Urgent!!!

GcMAF:  PROTIN KILLS CANCER Behandlung mit dem Protein GcMAF tötet Krebszellen – Sie können dabei zuschauen Ethan A. Huff Eine äußerst erfolgreiche Krebstherapie, die weltweit immer mehr Aufsehen als mögliche Universalbehandlung gegen Krebs erregt, scheint der Grund...

ቃለ-ምሕተት እቲ ኣብ ቁሸት ዓዲ-ሃሎ ኮብሊሉ ዝነብር ዘሎ “ፕረሲደንት” ኢሰያስ ኣፈወርቂ፣ ካብ 100 እቶት 100 ሓሶት፣ በይኑ ዝጎዪ ዝቕድሞ የብሉን፣ በይኑ ዝዛረብ ድማ ዝረትዖ የብሉን።

ክቡራት ተኻታተልቲ መርበብ ሓበሬታ ደቀባት፣ እስኪ ብኽብረትኩም ነዚ ቃለ-ምሕተት፣  እቲ ኣብ ቁሸት ዓዲ-ሃሎ ኮብሊሉ ዝነብር ዘሎ “ፕረሲደንት”  ኢሰያስ ኣፈወርቂ፣ ካብ 100 እቶት 100 ሓሶት ዓጀውጀው ዝበሎ፣ ግንከኣ ልክዕ ከምቲ ኣቦታትና ክምስሉ ከለው፣ “በይኑ ዝጎዪ ዝቕድሞ የብሉን፣ በይኑ ዝዛረብ ድማ ዝረትዖ የብሉን” ዝብሉዎ ስለዝኾነ ኣይገርመኩምን ይኸውን። በይኑ ዝዛረብ...

Israel political crisis mounts over Netanyahu corruption revelations

By Jean Shaoul January 25, 2017 Leaked video tapes have revealed the pervasive and corrupt relations between Prime Minister Benyamin Netanyahu, his family, the media, and billionaire bosses at home and abroad. The tapes are the subject of police investigations. Leaked...

ድሕሪ ምርጫ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣንታይ ለውጢ ክመጽእ እዩ? ተኻታተልቲ ፖለቲካ ዓለም ርእይቶኦም ክህቡ ከለውኸ እንታይ ይብሉ?

ፕረሲደንት ዶናልድ ትራም ከምቲ ኣብ ጽንብል ፕረሲደንትነት ከም ዝገለጾ ወይ ኣስሚሩሎም ዘሎ ፕሮግራማትን ጭርሖታትን ተስፋ ዘለዎም እዮም። 1.ፕረሲደንት ዶናልድ ጀ. ትራምፕ፣ ንህዝቢ ኣሜሪካ፣ ንጽዓዱን ጸለምትን ከደሮትን ብሓደ ዓይኒ ክርእዮም ከምዝኾነ እብቲ ምዓልቲ ጽምብል ኣረጋጊጹ። “But what the American people like about Donald Trump is that he’s someone who can...