መላኺ ገዛኢ ሃገር ኩባ ፊደል ካስትሮ፣ ብረቂቕ ውዲታዊ ሜላ ጽዮናውያን ተሰንዩ ንህዝቢ ኩባ ክጭቁኖ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ትማሊ ብ28 ሕዳር 2016 ዓ.ም.ፈ.ኣብ 90 ዓመታት ዕድሜኡ ኣብ ሳንየጎ- ደ- ኩባ ዓሪፉ።

ብጽዮናውያን ዝተመልመሉ መለኽቲ፣ ከም ብዓል መላኺ ሕገ–ኣልቦ ተንቤናይ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ድማ፣ ንረብሓ ህዝቢ ኤርትራ ዘይኮነስ ንረብሓ ጽዮናውያን ዝኽድሙ ገና ኣለው። እዞም ኣረሜን መለኽቲ ግንከኣ ኣገልገልቲ ጽዮናውያን እዚኦም፣ መንነቶም ሸይጦም ንመዋእል ንኽነብሩ ዋሕስነ ጽዮናውያን ብግቡኣ ኣለዎም። ክሳብ ብባህርያዊ ሞት ዝሞቱ ድማ ንህዝቢ ብባርባራዊ መግዛእቲ ንኽገዝኡዎ፣ ብስለላ መርበብ ጽዮናውያን ተሓልዮም...

ቅሉዕ ዝምታ ባህሪያዊ ጸጋታት ሃገር ኤርትራ ብኩባንያ ዕደና ቢሻ። ሃገር ብባህሪያዊ ጸጋታት ጥራይ ኣይትነብርን፡፡ ሃገር ብሰብኣዊ ዓቕሚ ሰብ ጥራይ እውን ኣይትነብርን፡፡ እወ!! ሃገር ንባህሪያዊ ጸጋታትን ሰብኣዊ ዓቕምን ኣማእዚኑ፡ ንራህዋ ህዝቢ ከይተሓለለ ርሃጹ ብዘፍስስ ብሉጽ ፖለቲካዊ መሪሕነት ምስ እትምራሕ ዓለም ዝሰመያ፡ ኩሉ ዝትምነያ፡ መሬታዊት ገነት ትኸውን፡፡

 ካብ ሓደ ሚልዮን ዝበዝሕ ህይወት ደቀባት ዝሃለቐላን፣ ካብ ፍርቂ ሚልዮን ንላዕሊ ጀጋኑ ደቀባት ኣብ ኣብያተ ማእሰርታት ዝበልዩላ ዘለውን ሃገር ኤርትራ፣ ሎሚ ግና ድሕሪ 40 ዓመታት ቃልሲ፣ንኮንቱ ጻሞኻ ኤሳው ኮይኑ። በቶም ካብ ብኣእምርኦም ብኸብዶም ዝሓስቡ፣ ግንከኣ ኣብ ሜዳ ኤርትራ ብራሾ-ማይ ዘየቐበሉ ክንሶም፣ቀንዲ ወኪል ስለላ መርበ  እስራኤል ሞሳድ  (ምውሳድ ምፍጋር)  ኮይኖም፣ ብሪሞት ኮንትሮል ንጽዮናውያን...