ብደንበ-ደቀባት ኣጋኣዝያን ዝተዳለወ ንእሽቶ ሓበሬታ፣ ስለምንታይ እዩ ኣብቲ ወግዓዊ ካርታ ኤርትራ፣ (ኣብታ ብህግደፍ ዝተሰንዐት ካርታ ሓዳስ ኤርትራ) ብዓረብኛን እንግሊዝኛን ቋንቋ ጥራይ ተጻሒፉ፣ ካርታ ኢትዮጵያ ግና ብቋንቋ ግእዝ ተጻሒፉ? 

ደንበ-ደቀባት ኣጋኣዝያን እስከ ኣብ google.com googlemape eritrea ኢልኩም ጠውቑሞ ጉድ ክትርእዩ ኢኹም። ወግዓዊ ቋንቋና ዓረብኛን እንግልይን ድዩ? ወይስ ቋንቋ ኣጋኣዝያን ግእዝን ትግሪኛን እዩ። እታ ብርኵታ እምኒላታ! እቲ ኣምሆ ዘመን መንግስቲ ኢትዮጵያ “ኤርትራ ለኣረብ ኣትሸጥም እትለወጥም እናበሉ ዝፍክሩዎ ዝነበሩስ፣ ሎሚ ዝግሃድ ዘሎዶ ኣይመስልን? ኦሪታዊ ዓውዲ ኣዋርሕና ብግእዝ ዝነበረ፣ኣብ ካላንደር...

መጋረጃ ህግደፍ ይቀንጠጥ ብሓርበኛ ፎሮ ! !

ጸረ ህዝቢ ኤርትራን ንጹሃት ተቓውምቲ ህግደፍ ውድባትን ፋሕ-ብትን ዘበሉን ገናውን ኣብ ማእከል ኤውሮጳ እንዳነበሩ፣ሚልዮናት ዶላራት ዘኻዕበቱን ልኡኳት ኢሰያስ ትፈልጡዎምዶ? በቲ ብፎሮ 12 ወይከኣ ብነብሪ ሳጓ ዝጽዋዕ፣ ኣባል ስለያን ሰልፊ ህዝባዊ ግንባርን ህግደፍን ነበር፣ ብዕለት 10.10.2016  ኣብ ኣደራሽ ስመርር ብድምጺ ዩቱዩብ ዝተቓልሐ...

ሕንቅል-ሕንቅሊተይ፣ ሰሰኒባይተይ! እታ ቅያር “ድምጺ ሓፋሽ” ዝኾነት፣ ግንከኣ ብባጀት ህግደፍ እትምወል ልሳን ባዶ ሰለስተ መርበብ ሓበሬታ ደቂ ሕድርትና ፍለጡለይ?

ክቡራት ተኻታተልቲ መርበብ ሓበሬታ! ኣይንትሃመል እባ! ብፍላይ ንዓና ተመሲሎም ኣብ ማእከልና ተጸፍዮም ዘለው ውይጦታት ካብ ማእከልና ያዕ ንበሎም። መርበብ ሓበሬታ መስከረም ኔት፣ እታ ቅያር ድምጺ ሓፋሽ ዝኾነት ብወዲ ጀነራል ጎይትኦም እትውነን መርበብ እያ። ብባጀት ህግደፍ ከኣ ትምወል። ብፍላይ ኣብዚ እዋንዚ ድማ ወናኒ መርበብ ሓበሬታ መስከረም ኔት፣ ነቲ ዘኢትነገር ዝኾነ ምስጢር ሰልፊ ህግደፍን፣ እንዳቦይ ትዓገስ ወይ...

በብሓደ ሰብ ኢህግደፍ ውሓደ! እየ ዘይሓፍሩ ብዓል ማንኪ ክሻ ካሳ! ኣብ እንዳ ህግደፍ መቸም ሰብ ክመውት ከሎ ጥራይ እዩ ዝምስገን ታሪኹ ዝዝከርን! ልጅ ግርማ ኣስመሮም ድማ ንናይዝጊ ክፍሉ ኣርኪቡዎ ይብሃል ኣሎ፣ ፈርኦን ግና ኣብቲ ሓመድ ድበ ልጅ ግርማ ኣይተረኽበን ውዒሉ ተባሂሉ። እታ ብርኩታ እምኒ ኣላታ!

በብሓደ ሰብ ኢህግደፍ ውሓደ። ቅድሚ ትማሊ ናይዝጊ ክፍሉ፣ ትማሊ ድማ ልጅ ግርማ ኣስመሮም ሓሊፉ። ተሰሚሙ ድዩ ወይስ ድያብሎስ ሕርዩዎ ገና ኣይተፈልጠን ዘሎ። ሓደ ኣባል ህግደፍ ክመውት ከሎ ጡሩምባ ህግደፍ ክሳብ ትቕደድ እያ ትንፋሕ፣ ማኣለያ ዘይብሎም ንጹሃት ኤርትራውያን፣ ኣብ ሰስዓት ብገበነኛታት ኣባላት ህግደፍ እንዳተሸሙ ግና፣ ብዛዕባ ሞቶምን ሕየቶምን “ድምጺ ሓፋሽ” ድምጺ ሓሶት ከይተረፈት እያ ኣፋ...