ህዝቢ ንመንግስቲ እንተድኣ ፈሪሑዎ ምልኪ እዩ። እቲ መንግስቲ ንህዝቢ እንተፈሪሑዎ ግና ሓርነት እዩ።
ቶማስ ጀፈርሰን
“When the people fear the government, there is tyranny; when the government fears the people, there is liberty.”
–Thomas Jefferson

ዝፈለጠ ክድሕንዩ። ዘይፈለጠ ግና ክኣብዘይ ዕድሜኡ ክመውት እዩ።

ህዝቢ ዓለም ነዚ ብረቂቕ ውዲት ዝተማህዘ ፕሮፓጋንዳ “ኮሮናቭይረስ” ግንከኣ ፈጺሙ ዘየሎ፣ እንተሃለወ ክኣ ካብ ኖርማል ጉንፋዕ ዘከፍእ ከምዘይኮነ ስለዝተረድኦ፣ ሓሶት ምዃኑ ነቒሑሉ ድማ ነታን ተቓውሞኡ ከይርኢ፣ ከይቀድመኒ ክቕድሙ ካብ ዝብል ብልሓት ተበጊሶም፣ ነቲ መሰረታዊ ቅዋማት ክልውጥዎ ጀሚሮም። ንመረዳእታ ከም ኣሜሪካን፣ ሃገራት ኤውርጳን ሕብረትን ዝኣመሰላ ሃገራትን፣ ነት ቅዋመን (Constitution) ክቕይራ ይርኣያ ኣለዋ። እዚ ብስም ከሮናቫይረስ ኣምሲልካ ዝግበር ዘሎ ስካንዳል ኣዝዩ ዘስደምም እዩ። እወ! ዝኾነ ይኹን ወዲሰብ ንሕይወቱ ሓላፍነታ ባዕሉ እዩ። እዚ ድማ ባህርያዊን ተፈጥራዊን ሕጊ እዩ። እዞም ንወዲሰብ ብባርነታዊ ሕጊ ክገዛኡዎን ክቆጻጸሩዎን ዝደልዩ ዘለው ሃርጋፋት ሰተይቲ ድም ግን፣ እቲ ንኣሽሓት ዓመታት ብቊጽሪ ወይ ብዝሒ ገርሀኛ ህዝቢ ዓለም ንምጉዳልን፣ ምጒድዳልን ዝዓላማኡ ክፍጽሙዎ ዝጸንሑ፣ ከም ውግእ፣ ሕማም፣ ጥሜት ወዘተ. . ስለዘይኣኸሎምን ገና ንቕሓት ደቂ ሰባት ስለዘፍርሖምን፣ ሎሚ ኣብ 2020 ዓ.ም.ፈ. እምብኣር  እኩብ ድምር እቶም ቅድሚ ሎሚ ክጥቀሙሎም ዝጸንሑ ቀዘፍቲ መደብ ዕዮታት፣ ሓደ “ኮሮናቫይረስ” ዝብሃል “ተላባዒ ሕማም” ምሂዞም፣ ንህዝቢ ዓለም ከምዚ ኢሎም ክርዕዱዎ መደብ ኣውጺኦም። “መድሃኒት ዘይርከቦ ሕማም ሳንቡእ ብሃገር ቻይና ኣቢሉ፣ ኣብ ኩሉ ዓለም ክልሕም ጀሚሩ ስለዘሎ፣ ነፍሲ-ወከፍ ሰብ ካብ ክልተ ሰባት ንላዕሊ ክራኸብ የብሉን፣ ከምውን ሓደ ሜትሮን ፈረቓን ካብ ነሓድሕዱ ተረሓሒቑ ኮፍ ክብል ኣለዎ፣ ካባኡ ሓሊፉ ኣፍንጭኡን ኣፉን ተሽፊኑ እንዳድኳንን፣ ኣብ ህዝባዊ መጓዕዝያን ክኣቱ ኣለዎ”! ዝብሉ ኣዋጃት ብምእዋጅ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከብ ህዝቢ ኣብ ራዕድን ፍርሒን ሸኺሎሞ ይርከቡ። እወ እቲ ዝገደድ ውግእ ከኣ ፍርሒ እዩ። ነዛ ፍርሒ ድማ ሕጂ ምሂዞማ ይርከቡ። እዚ ኲሉ ሃልኪ ድማ፣ ነቲ መዝሚዞም ዘጥረዩዎ ገንዘብ ስርቂ ርእሰማሎም ክዕቀበሎም ካብ ዝብል ብልሓት ጥራይ እዩ። ንባዕሎም ብፍርሒ ስለዝነብሩ፣ ንወዲሰብ ድማ ሎሚ ብፍርሕን ራዕድን ከምዝሳቐ ይገብሩዎ ኣለው።

እስከ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ብዛዕባ ቫይረስ ዝግልጽ ዓይነት ንጥረ ነገራት ንተዓዘቦ፣-

እቲ ብዛዕባ coronaviruses ድያጎንስቲክን ምርምርን መጽናዕትን ብዛዕባ ኮሮናቫይረስ ከምዘረጋግጾ፣ 7 ዓይነት ከምዘለው እዩ። ንሳቶም ድማ  human coronavirus (HCoV) ትሕዝቶኣኡ HCoV-229E, HCoV-NL63, HCoV-OC43, HCoVHKU1, SARS-CoV and MERS-CoV, HCoV-229E, HCoV-NL63, HCoV-OC43, and HCoVHKU1 እዮም። እዚኦም ኩሎም ግና ካብ ሕማም ጉንፋዕ ዘይሓልፍ ጠንቂ ጥራይ እዮም ዝፈጥሩ። እዚ ድም በቶም በብሓደ ሓሓሊፎም ዝቕንጸሉ ዘለው ሊቃውንትን ዶክቶራት ዘረጋግጹዎ ሓቂ እዩ። ብሕጽር ዝበለ ኣተርጓጒማ እምብኣር ኩሎም እዞም ኣብ ላዕሊ ተዘርዚሮም ዘለው ስድራቤት ቫይረስ፣ ከምቲ ምስሓዘካ ካብ ሓደ ሰሙን ዘይሕልፍ ሕማም ኢንፉልዌንዛ ወይ ጉንፋዕ ጥራይ እዩ። ነዚ ኮሮናቫይረስ ኢሎም ኣኽቢዶም ምሂዞሞ ዘለው ግንክኣ ሓሶት ግን ንመላእ ህዝቢ ዓለም ኣርዒዶሞ ይርከቡ።

እወ፣ እዚ ብCOVID-19 panic party ገሮም ነዚሖሞ ዘለው ውዲታዊ ፕሮፓጋንዳ፣ ንኖርማል ኢሙዩን ስይስተም ዘለዎ ሰብ ምንም ከምዘይጎድኦ ብዙሓት ሊቃውንትን ተመራመርትን ኣረጋጊጾሞ እዮም። እቶም መሳርሒ ዝኾና መዴን ግን ንመላእ ዓለም ፕሮፓጋንዳ ብምዝርጋሕ ነዚ  COVID-19, ከም ሓደ ቀንዲ መሳርያ ሰውራ (revolutionary tool) ተጠቒሞም ኣቃሚሞም ብምዝርጋሕ ንህዝቢ ዓለም ኣብ ራዕድን ፍርሒን ሸኺሎሞ ይርከብ። ድሕሪዚ ድማ መርዛም ቫይረስ ከቲቦም ንኽምንቁሱዎ ድሮ ተዳልዮም ኣለው። ሓደ Dan Butler ዝተባህለ ፊልም ኣክተር (ስእሉ ኣብ ታሕቲ ትዓዘብ)  ካብ 1955-2018፣ ከምዚ ክብል ተነቢዩ፣-
“ብመድያ ዝተሰነየ ተላባዒ ሕማም, ንቅዋምና ንመሰልና ክትንክፎ እዩ”። እንሆም እምባኣር ኩለን ሃገራት፣ በዚ ብሓሶት ዝተማህዘ ዘየሎ ኮሮናቫይረስ ኣመኽንያአን ቅዋመንብምቕያር ንህዝቢ ዓለም ከምህዝቢ ኤርትራ ብዘይ ቅዋም ክግዛ እታዳልየን ኣለዋ።


Dan Butler  Daniel “Dan” Eugene Butler 1995

 ፍርሒ! ፍርሒ! ፍርሒ!

fear-fear.png
ፍርሒ! ፍርሒ! ፍርሒ ብተለቪዥንን ኢንተርነትን Social Media (ፌስቡክን), ድሕሪ ምቊጽጻር ዝኾነ ይዂን ሓበሬታ ከይመሓላለፍ እተን መይንስትሪም ሜድያ ወይ MSM) ብምቊጽጻር፣ ንመላእ ህዝቢ ዓለም ሓሳቡን ርእይትኡን ከይገልጽ ዓጊተንኦ ኣለዋ። ንመረዳእት ብዛዕባ ኮሮና ቫይረስ ዝካየድ ዘሎ ሃሶት ፕሮፓጋንዳ ክንዕዘብ ንኻል። እዚ ወፍርዚ ወፍሪ ፓንዴሚክ ዘይኮነስ ወፍሪ PLANDEMIC እዩ።

እስከ ነቲ ካብ ቅድሚ ቀዳማይ ኲናት ዓለም ጀሚሮም ክሳብ ኲናት ሶርያን ፣ ቅድሚ ሕጂ ዝፍጸም ዝጸንሑ መፈንቅለ መንግስታትን፣ እወ ነቲ ብስም ሰውራ እንዳተባህለ ኣብ መወዳእታ ምስተኦኣወተ ኣበርዒካ ኣብ ረብሓኻ ምውዓል ክካየድ ዝጸንሐ ግብረሽብራታት በዘን ዝስዕባ ጽማቑ ታሪኽ ንተዓዘብ፣-


ብሉጽ ጸሓፊ ታሪኽ ወዲ ሩስያዊ  Aleksandr Solzhenitsyn

ከምዝገለጾ ፣ ሰውራ ፈረንሳ (The French Revolution) ብግምት 3,000,000 ክሳድ ፈረንሳውያን  ብጉሌቲን ተቖሪጾም። ሰልፊ ቦልሰቪክስ ኣብ ሃገር ሩስያ ዝተባርዐ ብስም ማሕበርነት (The Bolshevik Revolution) ካብ 1917 ጀሚሩ ብቀዪሕ ሽበራ Red Terror 60 ሚልዮን ህዝቢ ሩስያ
ዝመንቆሰ ምዝካር እኹልዩ። • ማኦ ዝዶንግን ፊደል ካስትሮን ( Mao Zedong and Fidel Castro) ዘስካሕክሕ ደም ደቂ ሰባት ኣፍሲሶም እዮም። እወ ንኹሎም ድማ ልኣኽቶም እዞም ሎሚ ብኮሮናቪቫይረስ ገሮም ንዓለም ዝላገጹ ዘለው ወነንቲ ርእሰማል ዓለም እዮም። ካብ 1960 ዓ.ም.ፈ.  ኣብ ብዙሓት ኣፍሪቃ ሃገራት ሰውራታት ተኻይዱ ።  ሃደ ካባኡ እቲ ኣዝዩ ዝነውሐ ሰውራ ኤርትራ ነይሩ። ንኲሎም ጻኦናውያንን ሃጸያውያንን ማሕበራውያንን መንግስታት ዝሕግዙዎ ዝነበሩ ስርዓት ንጉስ ሃይለስላሴን ፋሺስታዊ ግዝያዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ደምሲሱ ስዒራ ከብቅዕ ገረብ ብሓኽላ ናቶም ትካል ዝኾነ ጭፍራ ሻዕብያ መስሪቶም ንህዝቢ ኤርትራ ልክዕ ከምዚ ዘመነ ኮሮና ዘለዎ ሃዋህው ን30 ዓመታት ጸኒሑ እዩ። ስለምንታይ ንሕና ኣብ ስትራተጂካዊ ሰገር ስለእንነብር፣ ብብህርያዊ ጸጋ ዝተዓደልና ስለዝኾና፣ እኳድኣ ኣብ ታሪኽ ኮሎንያሊዝም ንፈረንጂ ልኡኽ ጽዮናውያንን ሃጸያውያንን ኮሎንያል ጣልያን ኣብ ኲናት ድጒዓሊ መላስ ኣውያት ዘይብሉ ዝገበርና ኢና። ብሉጻት ህዝቢ፣ ጻዕረኛታት፣ ጀጋኑን ስለዝኾና ክንጠፍእ ፈሪዶምና። ኣብ ዘመን ኮሮና ድማ ኩላትና ሓደ ኮንንይ፣ ዳርጋ ተደሚርና ንርከብ ኣሎና።

ቅድሚ ሎሚ ንህዝቢ ዓለም ኤይድስ ቀዛፊ ቫይርስ ፈንዮምሉ። ድሕሪኡ ኢቦላ-ቫይረስ ዘርጊሖምልሉ፣ ቫይረስ ጨራሩን ሓሳሙን ዝብሃሉውን ዘርጊሖምሉ ህዝቢ ዓም ግን ገና ኣይተመንቆሰን። ሎሚ ግን ብኣዝዩ ረቂቕ ውዲት ኮሮናቫይረስ ዝብሃል ወሪሪና ኣሎሞ ተፋላሊኹም ኣብ ገገዛኹም ፍልምፍልም በሉ ኢሎምና። ዘስደምም ጥራይ!! ምቕናይ!!

contagion.jpg

ጸኒሖምከ እንታዮም ክገብሩ?

1) ቅዋም ሕገ-መንግስቲ ምቕያር
2) መርዛም ክታበት ምክታብ
3) ባጤራ ኣብ ሚክሮችሂፕ ምቕያር
4) ኣብ ቆርበት ወዲሰብ ዝኣቲ ማይክሮቺፕ ምስኳዕ

እወ ህዝቢ ዓለም ኣንተነቒሑ ክድሕንዩ ብሜድያ ዝተባህሎ ኣሚኑ ዝኸይድ እንተኮይኑ ግን ካብ 8 ቢልዮን ህዝቢ ዓለም 85 % መንቊሶም ንኮጒድሉ ዛጊት መደብ ኣውጺኣኦማ ኣለው።

ብሓልዮት መርበብ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ

09.05.2020 ዓ.ም.ፈ።