ፊደላትና፣ መለለዪ መንነትን፣ ርቱዕ ሃይማኖትን፣ ታሪኽን፣ ኣተሓሳስባን፣ ባህልን ትግሪኛ ተዛረብቲ፣ ፊደላት ትግሪኛ እዮም።

ነዚ ፊደላት ትግሪኛ ካብ ዓለም ዝተፈልየ ምስጢር ዝሓቖፈ ምኻኑን፣ መለለዪ መንነትን፣ ሃይማኖትን፣ ባህልን፣ ክብርታትን፣ እምነትን፣ ጅግንነትን፣ ተዛረብቲ ትግሪኛን ግእዝን ኣምሓሪኛን ከምዝኾነ ዝሕብር ብቪድዮ ዝተሰነየ ሓበሬታ፣ ኩሎም ግዱስ ኤርትራውያንን ትግራዎትን ክከታተሉዎ እንሆ ብኸምዚ ዝስዕብ ነቕርቦ ኣሎና። ግድነት ክንበብን ክስማዕን ዘለዎ፣ ንመንነትናን ንትግሪኛ ልሳናን ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኾነ ሓበሬታ። ስለምንታይ...

ብዓል ነጻነትዶ ብዓል ባርባራዊ መግዛእቲ ህግደፍ? ሓጺሩኒ እንተበልኩዎስ ተደቢሩ ይስዕስዕ!

ብዓል ነጻነት ንመን?? ብህዝቢ ዘይመረጾ ልኡኽ መላኺ እሞ ብግዝያዊ መንግስቲ ጥራይ 27 ዓመታት እትግዛእ ሃገር! ብህዝቢ ዘየጸደቐ በብዓይነቱ ኣዋጃት! ብህዝቢ ዘይወከሎም ሃሱሳት ሚኒስተራት! እትግዛእ ሃገር ብዓል ነጻነት ከተብዕል ንስሙ እምበር ሓቂ ኣይኮነን። እወ፣ ንኣእምሮ ህዝቢ እትሰልብ ማዕከን ተሌቪዥንን፣ ብ”ድምጺ ሓፋሽ፣ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ” ብግብሪ ግና ድምጺ ሓሶትን ፕርፓጋንዳን ባዶ 3...

እድሪስ መሓመድ ዓሊን ብጾቱን: ኣብ ጸላም ዝጸልመቱ ከዋኽብትን

ቅንጸላ እድሪስ መሓመድ ዓሊን፣ ቀንጸልቱ ማፍያዊ ጭፍራ ህግደፍን መርድእ ብዜና ኣይንገርን .. ባህልናን ያታናን’ውን ኣይኮነን፡፡ ሚስጢር ቀተልቲ ሰባት፡ ብሃበ ተረኸበ ኣይትድሕደሖን፡፡ እቲ ምንታይ’ሲ ሳዕቤናት ስለ ዘለዎ፡፡ ንሎሚ ግን፡ ንዘመናት ውሽጠይ ከጨንቐኒ ዝጸንሐን ድቃስ ዝኸልኣኒን ሚስጢር፡ ንባህልን ያታን ጥሒሰ ክገልጾ ተገዲደ ኣለኹ፡፡ ብትእዛዛት ቤ/ጽ ፕረሲዳንትን ወኪል ሃገራዊ ድሕነትን ዝምርሑ ቀተልቲ ሰባት...

Why is the Pope Kissing Rotschild Hand?

 Shocking!! Pope Kissing the hands of Rotschild and Rockefeller! The Anti-Christ? By Irish Savant on May 15, 2018 Irish Savant — May 14, 2018 Although having abandoned Christianity as a teenager and subsequently dismissed all religion as mumbo I’ve begun to reassess...

ካብቶም ብዙሓት ባህልዊ ጓይላ ትግሪኛ

እቲ ንቡርን ውርዙይን ጥንታዊን መለለዪ መንነት ህዝቢ ሓበሣ (ህዝቢ ተዛራቢ ትግሪኛ) ዝኾነ ባህላዊ ጸወታን ጓይላን፣ ንኣስታት 5 ሽሕ ዓመታት ኮሪዑ ክኸይድ ጸኒሑ እዩ። ኣብዚ ዘሎናዮ ዘመን ግሪንቢጥ ግና፣ብሰንኪ መሃንድሳት ጸረ ንቡር ዝኾኑ ህግደፍን ወያኔን ተዓንቂፉ፣ ኣብ ዘይንቡር ወዲቑ ይርከብ ኣሎ። ኣብ ገገለ ቦታታት ግና፣ ከም ኣብ ስደት ይኹን፣ ኣብ ውሽጢ ዓዲ፣ እቶም ህዝቢ ተስፋ ከይቆረጹ ነቲ ንቡር ጥንታዊ ባህሎም...