Enough Is Enough

For weeks, I woke up every morning hoping to find myself in the normal world, instead of this alternative reality. The normal world where men can roam the hills, pray in the church, go to work, stay at the seashore, listen to a concert, visit museums, socialise with...

መሰርታዊን ታሪኻዊን ኣመጻጽኣ ምጒዳል ብዝሒ ሕዝቢ ዓለምን፣ ወፍሪ “ኮሮናቫይርስን”

ክሳብ መርዛም ክታበት ኮሮና ንኸትበኩም: ኣብ ገዛኹም ተዓጸኹም ጽንሑ። ድሕር ግን ተሰሪዕኩም መርዚ “ፈውሲ” ኮሮና ክትክተቡ ኢኹም!! እዚ ሕማም ተላባዒ ኮሮናቫይረስ እንዳተባህለ ዝባራዕ ዘሎ ዓለምለኻዊ ፕሮፓጋንዳ, ንህዝቢ ዓለም ንምርዓድ ኣምበር: ሕማም ተላባዒ ኮሮና ዝብሃል የልበን። Revelation 12:9 “….that old serpent, called the Devil, and...

ምስጢርን ትርጒምን ፊደላት ጥግሪኛ

 ነዚ ፊደላት ትግሪኛ ካብ ዓለም ዝተፈልየ ምስጢር ዝሓቖፈ ምኻኑን፣ መለለዪ መንነትን፣ ሃይማኖትን፣ ባህልን፣ ክብርታትን፣ እምነትን፣ ጅግንነትን፣ ተዛረብቲ ትግሪኛን ግእዝን ኣምሓሪኛን ከምዝኾነ ዝሕብር ብቪድዮ ዝተሰነየ ሓበሬታ፣ ኩሎም ግዱስ ኤርትራውያንን ትግራዎትን ክከታተሉዎ እንሆ ብኸምዚ ዝስዕብ ነቕርቦ ኣሎና። ግድነት ክንበብን ክስማዕን ዘለዎ፣ ንመንነትናን ንትግሪኛ ልሳናን ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኾነ ሓበሬታ። ስለምንታይ...

መስቀል ካበይ እዩ ተቐዲሑ? The Master Key

እታ ኣብ ሃገርና ካህናትን ዓበይቲ ዓድን፣ ጓሶትን ኣብ ኢዶም ዝሕዙዋ በትሪኸ (ብትሪ) ካበይ ዝመጸትያ? AFRICAN CREATION ENERGY ኣስትሮሎጊን ሓይሊን (ኤነርጂ) ብኣሪቃውያን እዩ ተማሂዙ። እዚ ሎሚ ንርእዮ ዘሎና ምዕባሌ፣ መሰረቱ ካብ ኣፍሪቃ ኮይኑ፣ ግንከኣ ሮማውያንን ግሪኻውያንን ዘሚቶም ዝቐድሑዎ እዩ። ብሓጺሩ ካብ ኣፍሪቃ ተሰሪቑ ዝመጸ ሰነዳት ፍልጠን ፎርሙላ ቊጽርን ከሚስትርን ፊዚክን እዩ። ነቲ ዝተረፈ...