እታ ኣብ ሃገርና ካህናትን ዓበይቲ ዓድን፣ ጓሶትን ኣብ ኢዶም ዝሕዙዋ በትሪኸ (ብትሪ) ካበይ ዝመጸትያ?

AFRICAN CREATION ENERGY ኣስትሮሎጊን ሓይሊን (ኤነርጂ) ብኣሪቃውያን እዩ ተማሂዙ። እዚ ሎሚ ንርእዮ ዘሎና ምዕባሌ፣ መሰረቱ ካብ ኣፍሪቃ ኮይኑ፣ ግንከኣ ሮማውያንን ግሪኻውያንን ዘሚቶም ዝቐድሑዎ እዩ። ብሓጺሩ ካብ ኣፍሪቃ ተሰሪቑ ዝመጸ ሰነዳት ፍልጠን ፎርሙላ ቊጽርን ከሚስትርን ፊዚክን እዩ። ነቲ ዝተረፈ ብኣሽሓት ዝቚጸር መጻሕፍትን ሰነዳት ፍልጠትን ድማ ኣምሪቖሞ። ንኣፍሪቃውያን ድማ ነቶም ሊቃውንቲ ኣፍሪቃውያን ድማ ሓሪዶም ኣጽኒቶሞም። ካባu ሓሊፎም ነቲ ዝተረፈ ኣፍሪቃዊ ድማ ከም ኣቕሓ ይሼጡዎን ይልውጡዎን ነይሮም። እዚ ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንኸይነብር ኢሎም ኮነ ኢሎም ዘጽንቱዎ ዘለው ሕዝቢ ዘይፈልጦ ከቢድን ስዉርን ምሥጢር ስለዘሎ ጥራይ እዩ።

ስነፍልጠት፣ ቊጽሪ ከሚስትሪ ፊዚክስ: ምንጩ ካበይ እዩ ከመት?

KEMET ዝብሃል ከተማ ኣበይ እዩ ነይሩ?

እዚ ሎሚ ሱዳን ዝብሃል ዘሎ ሃገር ጥንታዊ ስሙ መን ነይሩ?

እዚ ግብጺ ዝብሃል ሃገርከ ጥንታዊ ስሙ መን ነይሩ?

ኤርትራ ዝብሃል ስምከ ካበይ መጺኡ?  እዛ ሎሚ ኤርትራን,ሓዳስ ኤርትራን ትብሃል ዘላ ሃገር፣ እንታይ ነይሩ ጥንታዊ ስማ? ስለምንታይከ ተቐይሩ? መንዮምከ ቀዪሮሞ? እስከ ነዘን ኣብ ታሕቲ ተዘርጊሐን ዘለዋ 2 ቪድዮታት ንከታተለን እሞ መልሲ ክንረክብ ኢና።

ቅድሚ ጁሁድን ክርስትያንን ምስልምናን ዝነበረ ርትዓዊ እምነት ወይ ሃይማኖት ኣብ ምድረባሕርን ሎሚ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝብሃል ዘሎ ከባቢን ኣብቲ ኑብያ ዝብሃል ሃገር፣ ሎሚ ግና ብሱዳን ዝፍሌት ሃገርን ኣብ ከምነት ሎሚ ግና ግብጺ ዝብሃል ዘሎ ሃገር እዩ ነይሩ። ነቲ ንቡርን ርትዓዊን ሃይማኖት ቅድም ብግሪኻውያን ሮማውያንን ጸኒሑ ድማ ብከሊፋውያን  ኣመንቲ ምስልምና ግንከኣ ብቕትለትን መሕረድን ኣገዲዶም  ንህዝቢ ግብጽን ሱዳንን ሊብያን ሞሮኮን ቱኒዝያን ዘመስለሙ ኣራዊት ኣዕራብ እዮም። ሕና ደቂ ፈርዖናውያን ኢና ፈርዖን ማለት ትርጒሙ ዓቢ ገዛ ማለት

Kemet & Maat : before Judaism, Christianity and Islam ከመትን (ጥንታዊ ስም ኣፍሪቃን ግብጽን )መዓትን (ኣምላኽ ብዓል ዓቢዪ ኃይለ ሥልጣን) ቅድሚ 5 ሽሕ ዓመታት ኣብ ኣፍሪቃ ዝነበረ እምነት እዩ። ቅድሚ  ጁሁዳውያን ዘምልኹዎ ይሁድ ዝብሃል ሃይማኖትን፣ እዚ ህዝበ ክርስትያን ዝኣምኑዎ ክርስትና ዝብሃል ሃይማኖትን፣ ከምኡን እዚ ኣስላም ዝኣምኑዎ እምነት፣ ብነቢዪ መሓመድ ዝተማህዘ ምስልምና ዝብሃል ሃይማኖት ቅድሚ ምጽኦም እዩ ኣብ ግብጽን ኣብዚ ሎሚ ኤርትራ ዝብሃል ዘሎ ብጥንቲ ምድረ ባሕሪ ዝብሃል ዝነበረ፣ ንመረዳእታ ኣብ ጥንታዊት ወደብ  ኣዱሊስን ኣብዛ ሎሚ ቅድስቲ ከተማ ኣኽሱም እትብሃል ጥንታዊት ከተማን፣ ኣብዛ ሎሚ ብግብጺ እትፍለጥ ግንከኣ ጥንታዊ ስማ ከመት ትብሃል ዝነበረት፣ ከምኡውን ኣብ ኑብያ ሎሚ ሱዳን እትብሃል ሃገር እዩ ዝነበረ። እዚ ሎሚ ዘሎ ሃይማኖታት ብሮማውያንን ኣዕራብን ተሰኒዑ፣ ነቲ ሓደ ርትዓዊን ባህርያዊን ኦሪታዊ ሃይማኖት ዝነበሮ ሕቡር ህዝቢ ኣፍሪቃ፣ ብጭካኔ ዝመልኦ ማሕረድን ቅትለትን ፣ ኣጽኒቶም ዝፈጠሩዎ ሃይማኖት እዩ።  ቅድም ግሪኻውያን ንግብጺ ወሪሮም ዝነበረ ሰነዳት ስልጣኔ ዘሚቶም እዮም ከይዶም። ድሕሪ ግሪኻውያን ድማ እቶ ባርባራውያን ሮማውያን ኣብ ኣለክሳንደርያ ዝነበረ ብኣሽሓት ዝቝጸር ሰነዳት ዘሚቶም፣ ዝተረፈ ድማ ብሓዊ ኣቃጺሎም ብኣስላም ተሳዒሮም ንሮማ ተመሊሶ። ድሕሪኦም ድማ “እምነትና ምስልምና እዩ” ዝብሉ ኣረሜናውያን ከሊፋውያን ዝብሃሉ ኣራዊት ዝኾኑ ግንከ ብስም ኣላህ ዎኣክበር ሚዮናት ኣፍሮቃውያን መንቊሶም ሃይማኖት ምስልምና ኣብ ኣፍሪቃ ብቐስብ ዘተኣታተው ከሊፋውያን ኣዕራብ ካብ 632 ዓ.ም.ፈ. ድሕሪ ሞት ነቢዪ መሓመድ  ጀሚሮም ክሳብ 750 ዓ.ም.ፈ.። ንሓን ደቂ ምድረ ባሕሪ ግና ንከሊፋውያን ኣዕራብ ስለዝሰዓርናዮም ኢና ክሳብ ሎሚ ክርስትና እምነት ጸኒሑና ዘሎ። ቅዲቲ ክርስትና እምነት ግን ርትዕዊ ሃይማኖት ዝብሃል እዩ ነይሩና። ንሱ ግና ብሮማውያንን ግሪኻውያንን ተደምሲሱ። ሎሚ ግና ህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ትግራይን ገለውሑዳት ኣoርቶዶክስ ኣብ ሃገር ግብጽን፣ ብከትሊኽን ኦርቶዶክስን ምስልምናን ዝብሃሉ ሃይማኖት ይኣምን ኣሎው። ንድሕሪት ተመሊስና ብግቡእ ንታሪኽ ዓለም ብፍላይ እኳድኣ ታሪኽ ኤርትራን ኢትዮጵያን ግብጽን ሱዳንን ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃን መጽናዕትን ምርምርን  ኣካይድና፣ ንሓቂ ክንፈልጣ ንኽእል ኢና። ነዚ ሎሚ ኣብ ምዕራባውያን ዝኸይድ ዘሎ እምነት ድማ ዝተሰንዐ ኣዝዩ ካብ ሓቂ ዝርሓቕን፣ ፈላላይን ዘይርትዓዊን ምኻኑ ክርድኣና ይኽእል።

 

9 ETHER RE ENGINEERING

እታ ኣብ ሃገርና ካህናትን ፓትሪያርካትን፣ ፈለስትን ኣብ ኢዶም ዝሕዙዋ መስቀልን ዘንጊ ወይ በትሪን፣ ከምኡውን ዓበይቲ ዓድን፣ ጓሶትን ኣብ ኢዶም ዝሕዙዋ በትሪኸ (ብትሪ) ካበይ ዝመጻ እየን?

እቲ የሱስ ክርስቶስ ዝብሃል ሕብሪ ቆርበቱ እንታይ እዩ ዝመስል ነይሩ?  ጸሊም ድዩ ሕብሩ ቆርበቱ? ወይስ ከምዚ ምዕራባውያን (ፈረንጂ)ንነብሶም ከጻባብቑ ጻዕዳ ሕብሪ እዩ ሕብሪ ቆርበትና ዝብሉዎ: ሕብሪ ፈረንጂ ድዩ ዝመስል?

ኣብቲ ካሜራን ምዕቡላት መሳርያታት ፊልምን ዘይነበረሉ እዋን፣ የሱስ ክርስቶስ ከምዚ እዩ ዝመስል ኢሎም ስኢሎም ዝቐረቡልና
Lord Jesus Christ
ካልኦት ክገልጹዎ ከለው ድማ ስእሊ ክርስቶስ ከምዚ እዩ ዝመስል ይብሉ።
Lord Sri Krishna

ኣብ ሃገር ህንዲ እትእመን ልዕልቲ ክሪሽና እትብሃል ኣምላኽ Lord Sri Krishna

Moses Bringing the Ten Commandments

ሙሴከ ብሓቂ ድዩ ሕብሪ ቆርበቱ ከም ሕብሪ ፈረንጂ እዩ ነይሩ ?
ብሓቂ ድዩኸ ይሁዳዊ ነይሩ? ሙሴ ብሓቂ ድዩ ነተን 10 ትእዛዛት ካብ ኣምላኽ ተቐቢሉወ?

Lord Buddha

ኣብ ሃገራት ህንድን ከባቢ ርሕቕ ምብራቕን ዝምለኽ ቡድሃ ዝተባህለ ኣምላኽ

ሕብሪ ቆርበት መሓመድ እንታይ እዩ ዝመስል እዚ ስእሊዚኸ ብሓቂ ስእሊ መሓመድ ድዩ?

Muslim Man in Prayer

ኣማኒ ምስልምና ክጽሊ ከሎ

እቶም ኣመንቲ ምስልምና ኣዕራብ ብድሕሪ ሞት ነቢዪ መሕመድ ብ632 ዓ.ም.ፈ. “ንነቢዪ መሓመድ ወኪልና ኢና” ኢሎም ኣብ ስልጣን ዝመጹ፣ ነዘን ቀጠልያ ሕብረን ሃገራት ብማሕረድን ብመጥባሕትን ብቐስብ ዘመስለሙዎ፣ ስለምንታይ ንዓና ንኤርትራውያንን ትግራዎትን ኣምሓራን ከመስልሙና ኣይከኣሉን?  ሕጂ ኣብ ግዝኣት ልኡኽ መላኺ ኢሰያስን ግዝያዊ 1ይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ኣቢ ኣሕመድ ዓሊን፣ ምስ ስዑዲ ዓረብን ኢሚራትን ግብጽን ቱርክን፣ዝካየድ ዘሎ ፖለቲካዊ ሃዋህው ንከባቢ ኢትዮጵያን ኤርትራ ትግራይን ካብቲ ኣoሪታዊ እምነቱ ቀዪሮም ከመስልሙዎ ድዮም ዝሓልሙ ዘለ?