“ጎይታይ! እዚ ከምዚ ኢሉስ ክሳብ ምዓስ እዩ”? ትንቢተ ኢሰያስ ምዕራፍ 6:8-13 ዘሎ ጥቕሲ እንተድኣ ኣንቢና፣ ካብኡ ይሰውረና ኢልና ብውህደት ንኣምላኽና ክንልምኖ ኣሎና።

እቶም ሓቀኛታት ደቂ ኣምላኽ ነገደ ኩሽ፣ ብፍላይ ነገደ ኣግኣዝያን፣ ካብ ባርባራዊን ኣረሜንን ንጉስ ናቡከዶናጾር ባቢሎናዊ ሃዲሞም፣ ግንከኣ ንታቦተጽዮንን ጽላተ ሙሴን ተሰኪሞም፣ ንምድረ ባሕሪ ምድረ ኣግኣዝያን፣ ሎሚ ከኣ ኤርትራን ትግራይን ኢትዮጵያን ዝብሃል መሬት ዝተሃዘቡ፣ ክሳብ ሎሚ ከኣ ኣብቲ መሬት እቲ ዝነብሩ ዘለው እንተድኣ ኮይኖም፣ብመሰረት ትንቢተ ኢሰያስ ምዕራፍ 6፣ ካብ ፍቕዲ 8 ክሳብ 13 ዘሎ ጥቕሲ እንተድኣ...

Egypt’s Cruelty to Christians

CAIRO — The Dec. 11 bombing of a church in the Cairo cathedral complex — the seat of the Coptic pope — has been claimed by the Islamic State, although the Egyptian government has blamed the Muslim Brotherhood. Whoever planted the bomb that killed 27 people, including...

ብሞት ዘይኮነስ ብሕልፈታት ብኸዩ! ሃገረ-ኣስላም ኣይሲስ ብሓይሊ መንግስቲ ሩስያ ምስተደምሰሰ፣ ካብ ሶርያ ኣበይ ገጹ ክግዕዝ ይሓልም ኣሎ ይመስለኩም?

ንሓይሊ ወይ ውድብን ሃገረ-ኣስላም (ኣይሲስ ISIS) መንዮም ምሂዞሞ? ብኣጽዋርን ስንቅን ዕጥቅን ወተሃደራዊ ስልጠናን ታዕሊምንከ ኣየኖት መንግስታት እየን ዝሕግዝኦን ዝምውልኦን? ሃገረ-ኣስላም (ኣይሲስ ISIS) ብሓቂ ንሓቀኛ ምስልምናን ንረብሓ ኣስላምን ዝቃለስ ውድብ ድዩ ወይስ ጸራጊ መንገዲ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት? ንምኻኑኸ ኣይሲስ ISIS ባዕሉ ዝሰርሖ ኣጽዋር ውግእ ኣሎዎ ድዩ? እቶም ንውድብን ሃገረ-ኣስላም (ኣይሲስ...