ታሪኻዊ ኣመጻጽኣ ሃይማኖት ከኒሻ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ትፈልጡዎዶ? 1ይ ክፋል

ታሪኽ ሃይማኖት ከኒሻ መዓስ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣትዩ? በየን ኣቢሉኸ ኣትዩ? ስለምንታይ እዩኸ ኣትዩ? መንዮምከ እቶም ምሃንድሳት ውዲታውያን ስዉራት ሓይልታት፣ ኣብቲ  ምትእትታው ሃይማኖት ከንሻ ብቅድመ ግንባር ብመደብ ተዋፊሮም ዝነበሩ ? “ዓሻ ተወሊድካ፣ ዓሻ ኰንካ ከኣ ምዕባይን፣ ብዓሻኻ ከኣ ሙማት ዝኸፍአ ዕሽነት፣ ካብ ኩሉ ዝገደደ ግና ዓሻ ምዃንካ ከይተፈለጠካ ሙማት።“ “Dumm geboren, dumm...

ሓደ ኣምላኽ እንተድኣ ሃልዩ፣ ምስ ኣምላኽ ዘራኽብ መንገዲ ሓደ ድዩ ብዙሕ?

For Those Who Value Deqebat.com: We Need Your Help! ንምርምር ዝኣክል ኣብዛ እንነብረላ ዘሎና ዓለም፣ ሓደ ኣቦ (ኣምላኽ) ወልድን መንፈስ ቅዱስን ጥራይ ኣንተድኣ ኣሎ ኾይኑስ፣ እዞም ኩሎም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው በብዓይነቶም ሃይማኖታት ስለምንታይ ኣድለዩ? ካብዞም ብዙሓት ሃይማኖታት እዚኦምከ እቲ ቅኑዕ ሃይማኖት ዝብሃል ኣየናይ እዩ? ወይስ ኩሎም እዮም ቅንዓት? ሓደ ኣምላኽ እንተድኣ...

ኣብ 21-ክፍለ ዘበን ታሪኽ ክጥምዘዝ ኣይግባእን

ኣቕራቢ  ምስጋና ዘካርያስ ነዚ ጽሑፍ‘ዚ ከስፍር ዝደፋፍኣኒ፡ እቲ ዶክ. ሙስጦፋ ለስዳይ ኣብ ሃገር ስውዲን ዝነብር ናይ ታሪኽ መጽሓፍ ዘዳለዎ እሞ ትሕዝቶኡ ንምልላይ ዝገበሮ ሓበረይታ እዩ። ኣብቲ ንሱ ዝገበሮ መግለጺ ገለ ነጥብታት ትምህርቲ ዝህቡ እኳ እንተ ኣለውዎ፡ ብሓፈሻ ክርአ ግን እቶም ክርስትያን ነቶም ኣስላም ከም ዝዓመጽዎምን ዝበደልዎምን፡ ብወገን ኣስላም ነቶም ክርስትያን ዝገበርዎ ዓመጽ ከም ዘይነበረን ዝመስል፥...