እቶም ብሓቂ ደቂ እስራኤል ዝኾኑ ይሁዳውያን መን እዮም? እዞም ይሁዳውያን ዝብሃሉ፣ብሓቂዶኸ ብክርስቶስ ዝኣምኑ ክርስትያን እዮም? ሓቂ ሓራ ከተውጽኣኩም እያ።

እዞም ኣብታ ሃገር ደቂ ፓለስቲና ዝነበረትፓለስቲና እትጽዋዕ ዝነበረት፣ሃገር ዝነብሩ ዘለው እቶም ብሓቂ ደቂ እስራኤል ኣይኮኑን። እዛ ሎሚ እስራኤል ተባሂላ ዘላ ንእሽቶ ሃገር፣ግንከኣ ካብ 1948 ዓ.ም.ፈ. ባይቶ ሕቡራት መንግስታት፣ እስራኤል ተባሂላ ክትጽዋዕን፣እስራኤላውያን ድማ ክህዘቡዋ ካብ መላእ ዓለም ተኣኻኺቦም፣ ዝመጹ ብስም ይሁዳውያን ተጸዊዖም ተሃዚቦም ዘለው፣ ወከልቲ ወነንቲ ሃብቲ ዓለም ዝኾኑ ጽዮናውያን እምበር...

መልሲ ን `ንወለዱ ዘይመስል ውላድ`፣ ግብረ መልሲ ንመላስን ዘማርን

ጭፍራ ህግደፍ “ክልተ-ገጽ ሓደ ቅርሺ”፣ ምስ ጭፍራ ወያኔ ከምዝኾኑ  ዳርጋ ሎምስ መብዛሕትኡ ህዝቢ ተረዲኡዎ እዩ። ሕጂ ከኣ ወያኔ ንህዝቢ ንምድንጋር መዝሙር ሰላም ዝብሃል ሓዲሽ መዝሙር በቶም ካብ ብኣእምርኦም ብኸብዶም ዝሓስቡ ወይጦታት፣ ከዘምሩ ንዕዘብ ኣሎና። ብወገን ህግደፍ ድማ ከም ሓለይቲ ህዝብን ሃገርን ተመሲሎም፣ መልሲ ነቲ “መዝሙር ሰላም” ዝብሃል ግንከኣ ብውዲት ዝተሰንዔ...

ጽዮናውያን ነታ ካብ ዓለም ዝሃብተመት ሃገር ሊብያ ፣ ስለምንታይ ከምዘዕነውዋ ትፈልጡዶ? ብቪድዮን ብጽሑፍን

እተን ቀንዲ ኣብ ምዕናው ሊብያ ዝተዋፈራ ሃገራት ኤውሮጳ፣ ፈረንሳን ጣልያንን ዓባይ ብሪጣንያን ኣሜሪካን እየን ዝነበራ። እታ ሽዑ እዋን ብፕረሲደንት ሳርኮዚ ትምራሕ ዝነበረት ሃገር ፈረንሳ ብቅድመ ግንባር እያ ነቲ ወራር ብሓላፍነት ተሰኪማቶ። ኣታ ብቀዳማይ ሚንስተር ማፍያ ባላስኮኒ እትምራሕ ዝነበረት ሃገር ጣልያን ድማ ብካልኣይ ደረጃ፣ ኣብቲ ወራር ተኻፊላ። እቲ ቀንዲ መኽንያት ድማ ነተን ጋዳፊ ዝእውዶም 15 ቢልዮን ዶላር...