እዞም ኣብታ ሃገር ደቂ ፓለስቲና ዝነበረትፓለስቲና እትጽዋዕ ዝነበረት፣ሃገር ዝነብሩ ዘለው እቶም ብሓቂ ደቂ እስራኤል ኣይኮኑን።

እዛ ሎሚ እስራኤል ተባሂላ ዘላ ንእሽቶ ሃገር፣ግንከኣ ካብ 1948 ዓ.ም.ፈ. ባይቶ ሕቡራት መንግስታት፣ እስራኤል ተባሂላ ክትጽዋዕን፣እስራኤላውያን ድማ ክህዘቡዋ ካብ መላእ ዓለም ተኣኻኺቦም፣ ዝመጹ ብስም ይሁዳውያን ተጸዊዖም ተሃዚቦም ዘለው፣ ወከልቲ ወነንቲ ሃብቲ ዓለም ዝኾኑ ጽዮናውያን እምበር ብሓቂ ይሁዳውያን ኣይኮኑን። ነዚ ንምርግጋጽ ነዛ ኣብ ታሕቲ ተዘርጊሓ ዘላ ቪድዮ”Jews are Not God’s Chosen People – The Truth Will Set You Free – Marching To Zion” ብቋንቋ እንግሊዝኛ ተኻታተሉዋ ኢኹም።