እታ ትካል ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝኾነት UNICEF፣ ብዛዕባ ጥሜትን ዓጾቦን ኣፍሪቃውያን ህጻናት፣ ኮነ ኢላ ኣብ ፈቐዶ ጎደናታትን፣ መርበብ ሓበሬታን፣ ተለቪዥንን ትዝርግሕ ዘላስ ስለምንታ ከምዝኾነ ትፈልጥዎዶ?

እንታይ ንኽረኽቡ እዮም፣ ፍንፉንን ንኽትርእዮ ዘጽልእ ጥሜትን ዓጸቦን ኣፍሪቃውያን ዝገልጽ ስእልታት እንዳ ሓረዩ፣ ወግሐ ጸብሐ ከም ረክላም ኣብ ፈቐዶ ጎደናታትን መርበብ ሓበሬታትን ዝዝርግሑ ዘለው። ባህርያዊ ጸጋ ሃገራት ኣፍሪቃ መን ጓሕጒሑ ይዘምቶ ከምዘሎስ ረክላም ክገብሩ ኣይካሉንዶ? ህዝቢ ኣፍሪቃ ድኣ ጽዮናውያን ሓራ እንተዝገድፍዎ፣ ንርእሱ ኮይኑ ነቶም ዝዘምትዎ ዘለው ጽዮናውያን ክዕንግል ምኽኣለ እንዶ ነይሩ። ዕድሉ...

U.N. Enablers of ‘Aggressive War’. ባይቶ ሕቡራት መንግስታት፣ ንተጻብእቲ ሰላምን፣ ወላዕቲ ኲናትን ዘተባብዕ ትካል እዩ።

ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ዓለም፣ ካብ ዝምስረት ጀሚሩ ክሳብ ሎሚ፣ ሽግር ህዝቢ ዓለም ፈቲሑ ዘይፈልጥ ትካል ጽዮናውያን እዩን። የግዳስ መሳርሒ ጽዮናውያን ኮይኑ፣ ነቲ ብውዲት ጽዮናውያን ዝውላዕ ውግዓትን ግብረሽበራን፣ ዝባርኽን ዝቕድስን ዝውስንን ትካል እዩ። ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ዓለም ካብ ተጽዕኖ ሓያላት መንግስታት ዝብሃላ ሓራ ኮይኑ ከቶ ኣይፈልጥን እዩ። ከምዚ እንተድኣ ኮይኑ እዚ ትካል እዚ ድኣሞ፣ ንህዝቢ ዓለም እንታይ...

ንሓቂስ ብርእሳ እንተቀበርካያ፣ ብእግራ ትወጽእ። ህ.ው.ሓ.ት.ን ህ.ግ.ደ.ፍ.ን ክልተ ቍጥሚ ግጥሚ ድዮም ወይስ ኣይኮኑን? YOUTUBE

ካብቲ ህግድፍን ወያኔን ብባዕዳውያን ተሰኒዖም ዝተሰርሕሉ እዋን፣ ኣምሆ ዘመን ጀሚሮም ማለትዩ፣ ብዙሓት ቅኑዓት ተነበይትን ተመራመርትን ደቀባት ኤርትራ፣ “ህውሓትን ሻዕብያን፣ ህ.ው.ሓ.ት.ን፣ ህ.ግ.ደ.ፍ.ን፣ 2 ገጽ ሓደ ቅርሺ እዮም፣ ወይከኣ  ክልተ ቍጥሚ ግጥሚ እዮም፣ ብዕዋኑ እንተዘይ ኣልጊሶም ግና፣ ጽባሕ ብጊሓት መንሽሮ ሃገር ክኾኑ እዮም”፣ ኢሎም ተነብዮም ነይሮም። መብዛሕትኦም ግና በዞም ክልተ...

To End Geoengineering and the Weather Wars Waged Against Humanity

  Dear Resident of Planet Earth, If you are awake, you know that each and every human being alive today is under ongoing assault.  These assaults are many and varied, some much more deadly and destructive than others. In fact the entire planetary civilization has been...