IRMAGEDDON: Who geoengineered Superstorm Irma and why?

Posted on September 8, 2017 by State of the Nation FacebookTwitter Geoengineers Expose the Globalist Agenda by Manufacturing Hurricane Irma State of the Nation Make no mistake about it: Hurricane Irma was quite deliberately geoengineered as a highly destructive and...

ማእለያ ዘይብሉ ባጀት ንኣጽዋር ውግእ እተውጽእ ሃገር ትፈልጡዋዶ? ስለምንታይከ? ንመንግስቲ ኣሜሪካ ዝእዝዞ ስዉር ሓይሊ መን ምዃኑኸ ትፈልጡዎዶ??

ክሳብ ሎሚ ኣብ ልዕሊ እዛ ንነብረላ ዘሎና ዓለም ዝላገጽዎ ዘለው ላግጺ፣ መዋዳደርቲ የብሉን። ብርግጽ ግና ንህዝቦም ለኪሞም ክዓርቡ እንተዘይኮይኖም እዚ ኩሉ ዘጋይዱዎ ዘለው ላግጺ ፈጺሙ ኣየዋጽኦምን እዩ። ንቀያሕቲ ህንዳውያን ኣጽኒቶም መርሬቶም ዘሚቶም። ንጸለምቲ ኣፍሪቃውያን ከም ኣኹሑት ተላጊጾምሎም። ክሳብ ሎሚ ድማ ብቴክኖሎጂ ዝፈጠሮ ቀዛፊ ሕማምን ክታበትን aንዳገበሩ ንዚ ዝሎሚ ዘሎ ወለዶ ጸለምቲ ይጽንቱዎ ኣሎው። እቲ...

The 16th anniversary of 9/11 — Is Osama bin Laden chuckling in his grave? መበል 16 እዮበልዩ 11 መስከረም፣ ኦዛማ ቢንላደን ኣብ መቓብሩ ከሎዶ ኣፉ ሓቲሞ ይስሕቕ ይህሉ?

September 11, 2017 Other Writers By SUE REID for the Daily Mail  53% ካብ ምእቲ ዝብዝሑ ህዝቢ ኣሜሪካ ኣብቲ ወግዓዊ ሕታም 11 መስከረም ጥርጥር ገሩ ኣሎ። ዋላ ኦዛማ ቢንላደን እንተኾነውን፣ ኣብ መቓብሩ ኮይኑ ይጠራጠር ኣሎ። (ትርጉም ካብ እንግሊዝኛ) ዘይተነግረምበር፣ ዘይተገብረስ የልቦን። ዘይተነግረ ዘሎ ማእለያ ዘይብሉ ምስጢራት ጽዮናውያን  ብወግዒ እንተዝግለጽስ፣ ህዝቢ ዓለም...

መዘክር፣ ዝተፋላለዩ ግንከኣ ዝሓለፉ ብቪድዮ ዝተዳለው ብዛዕባ ሕስረትን ውርደትን ኢሰያስን ህግደፍን መግለጺታት

ዝተፋላለዩ ቃለ መሕትት መላኺ ኢሳያስን፣ ካልኦት ብኣውድዮ ቪስዝዋል ዝተዳለው መግለጺታትን ኣኅኻኺብና ነቕርብ ኣሎና። ከም መግለጺ ነፍሰሄር ወዲቫካሮ ዝኣመሰሉ መግለጺታት እውን ኣቕሪብናልኩም ኣሎና። ቃለ ምሕታት ልኡኅ መላኺ ኢሰያስ ግና፣እንታይ ተልእኾ ከምዘለዎሲ፣ ኣስተብሂልኩምሉዶ ትፈልጡ? VIDEO መለኽትን ደረጃታትታት ጭካኔኦምን፤ መላኺ ኢሳያስ ምስ መላኺ ሙሰቬኒ ክወዳደር ከሎ። ከምኣመሉ ድማ ዘይፍጸሙ ተስፋታት...