ይኽደነና ዓገብ!!! ዋና ፈይስቡክ ከይሓነኸ ሎሚኸኣ፣ ብስማርትፎን ኣቢሉ ኣተሓሳስባኻ ዘንብብ ፕሮግራም የማዕብል ከምዘሎ ኣግሂዱ መግለጺ ሂቡ። ወይ ጉድ! እቲ መርበብ ስለያስ ኣብ መወዳእታ እንታይ እዩ ክስሊ?? Facebook is Working on a Smartphone That Can Read Thoughts

ወናኒ ፈይስቡክ  መን ምዃኑ ትፈልጡዎዶ? ቀንዲ ዕላማ ፈይስቡክን ምስጢሩንከ ትፈልጡዎዶ? በሉ እስከ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሓበሬታ ኣንቢብኩም ክትርድኡዎ ፈትኑሞ፣ ኣይትተሃመሉ!! ፈይስቡክን ስማርትፎንን ዝተተሓሓዙ ምዃኖምን፣ ጉዳይ ስለላን ኮለላን ከምዝኾነ ቀንዲ ወፍሪን ዕማምን ፈይስቡክ ድማ ኣስተብህልሉ! እትዛረቦን እትጽሕፎን ምእካብን ምስላይን ከይኣክልስ፣ ገና እንታይ ከምትሓስብ ምስላይ ግና ዓገብን ዘይኢትነገርን እዩ።...

ክቡር ወዲ ክቡራት ሓው ተስፋጽዮን!! ከምይ ድኣ እወ! ብዘይ ሃገር ሃይማኖት የለን! ብዘይ ሃይማኖትውን ክብርን ልዑላውነትን ዘለዎ ሃገር የለን!

ራዛ ናየብኡ ሓዛ፣ ወዲ ሰብ ጭማራ፣ ሰብ ሽራራን ጋምባለን፣ጕራደን ሴፍን ዋልታን፣ ወዲ ዘንክብርቲ እምቤት ወይዘሮ ስሄል፣ ንዓዲ ስሄል ዝወለዳ፣ “ዝረገጸቶ ሰተለምለም፣ ዝተዛረበቶ ቀለም” ተባሂለን ብንጉስ ጎንደር ዝተመረቓ፣እተን ጓል ንጉስ ጎንደር፣ ሰይቲ ኣብሓጎኻ ሃብተስሉስ፣ ቀጽል ብስነመጎትን ታሪኽን ጥራይ ተማጐት ኢኻ፣ ነቶም ካብ ብኣምርኦም ብሕምብርቶም ዝሓስቡ ብዓል ክናናን ምናናን፣ ምኒን ክብሉ...

ክትበልዓ ዝደሌኻ ኣባጉምባሕ ዛግራ ትብላ። British troops sent to South Sudan as famine grips nation

“ንሰብኣዊ መሰል ምጥባቕን: ንኣፍሪቃውያን ካብ ጥሜትን ዕርቃንንን ምድሓን”  ብዝብል ጭርሖ፣ ሎሚ 300 ሰራዊት ዓባይ ብሪጣንያ ድሮ ንደቡብ ሱዳን ኣትዮም። እቲ  ልሙድ ውዲታዊ ፕሮፓጋንዳ ጽዮናውያን “ንኣፍሪቃውያን ካብ ጥሜትን ዕርቃንን ንምድሓንን፣ ንሰብኣዊ መሰል ምጥባቕን ” ዝብል መዝሙር እዩ። ኣብ መወዳእታ ግና፣ ነቲ ሃገር ንምቍጽጻርን ንባህርያዊ ሃብቲ እታ ሃገር ንምዝማትን...

ኣንጸባራቒ ዓወት ኣብ ሆላንድ! ሃብሮማትን ጀጋኑን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ኣብ ሆላንድ፣ ነቲ ብዙሕ ምሽብሻብን ምድላዋትን ዝተገብረሉ ፍሹል መደብ ኩባንያ ህግደፍ፡ ብትብዓት መኪትኩም ዘፍሸልኩም የውሃና ይብጻሓኩም!!!

ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ ሰሜን ኣሜሪካ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ኣብ ሆላንድ- ኣብ ቃልሲ ንፍትሒ ህዝቢ ኤርትራ፡ ምሳኹምን ኣብ ጎኒኹምን ኣለና። ሃብሮማትን ጀጋኑን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ኣብ ሆላንድ ንዝወሰድኩምዎ ተባዕ ተበግሶ ነሞጉስ። ተዓዊትኩም የዐዊትኩምና። ብዙሕ ምሽብሻብን ምድላውን ንዝተገብረሉ መደብ ህግደፍ፡ የውሃና ይብጻሓኩም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ሆላንድ – ኣብ ሓጺር ጊዜ...