“ንሰብኣዊ መሰል ምጥባቕን: ንኣፍሪቃውያን ካብ ጥሜትን ዕርቃንንን ምድሓን”  ብዝብል ጭርሖ፣ ሎሚ 300 ሰራዊት ዓባይ ብሪጣንያ ድሮ ንደቡብ ሱዳን ኣትዮም።

እቲ  ልሙድ ውዲታዊ ፕሮፓጋንዳ ጽዮናውያን “ንኣፍሪቃውያን ካብ ጥሜትን ዕርቃንን ንምድሓንን፣ ንሰብኣዊ መሰል ምጥባቕን ” ዝብል መዝሙር እዩ። ኣብ መወዳእታ ግና፣ ነቲ ሃገር ንምቍጽጻርን ንባህርያዊ ሃብቲ እታ ሃገር ንምዝማትን ጥራይ ድኣምበር፣ ካብ መዋእለ ባርነት (15 ክፍለ-ዘመን) ጀሚሮም ክሳብ ሎሚ (21 ክፍለ-ዘመን)  ካብ ርሃጽን ደምን ባህርያዊ ጸጋን ህዝቢ ኣፍሪቃ ጥራይ እዮም ዝነብሩ። ንህዝቢ ንምድንጋር ግና ኩሉ ጥሜትን ጽምእን ዕርቃንን ህዝቢ ኣፍሪቃ ከነጥፍእ ኢና እናበሉ ይሕስዉ እምበር ንገርሀኛ ህዝቢ ኣፍሪቃስ ከቶ ረዲኦሞ ኣይፈልጡን።

ብተመኵሮ ከምዝተራእየ፣ ንሃገር ኣፍጋኒስታን ይኽን ንሃገር ኢራቕን ሊብያን ክኣትዋ ከለው፣ ንህዝቢ ዓለም  “ንሰብኣዊ መሰል ምጥባቕን: ንኣፍሪቃውያን ካብ ጥሜትን ዕርቃንን ንከንድሕኖ ኢና ”  ከምኡውን፣ “ኣኽረርቲ ሃይማኖት ኣስላም ይጻብኡና ኣለ” ዝብል ጭርሖታት እንዳጨርሑ እዮም፣ ንህዝቢ ዓለም እዳህሊሎሞ። ምስኣተዉ ግና እተን ዝኣተዉወን ሃገራት፣ ካብቲ ዝነበረን ሃለዋት ኣብ ዘስካሕክሕ ወዲቐን ይርከባ ኣለዋ።

እቲ ሃብተን ገና ጽዮናውያን ንሓላሎም ገቢቶም በልዚን ይኹን ካልእ ክቡር ማዕድናት እታ ሃገር ከኣ ብነጻ ክጓሩቱዎ ንርእዮ ኣሎና። ሎሚ ድማ ንሃገር ሱዳን ክወሩዋ ስለዝደለዩ ብደቡብ ሱዳን ኣቢሎም፣ ዋናታት ረዲኤትን ሓልዮን ተመሲሎም  ይቃላቈሉ ኣለው። እተን ካብ መላእ ዓለም ወነንቲ  ገዛእ ባንክታተን ዝኾና ሃገራት 7 እየን ነይረን። ንሳተን ድማ ሃገር ሊብያ፣ ኢራቕ፣ ኣፍጋኒስታን፣ ሰሜን ኮርያ፣ ኩባን፣ ኢራንን ሱዳንን ጥራይ እየን።

እንተድኣ ብንቕሓት ተኻታቲልና ድማ እቲ ኩሉ መዓት ዝወርደን ዘለዋ እዘን ዝተጠቕሳ ሃገራት ጥራይ እየን። ንሃገር ኢራቕ ወሪሮማ፣ ባንካን በልዚናን ድማ ወኒኖሞ። ንኣፍጋኒስታን ከኣ ወሪሮማ፣ ባንካን ኦፕዩም ዕጸፋርስን ካልእ ማዕድናትን ወኒኖም። ግንከኣ እቲ ኲናት ኣብ ውሽጢ ኣፍጋኒስታን ገና ኣይተወድአን ይቕጽል ኣሎ። ንሃገር ሊብያ ድማ ድሮ ብውዲት ኣመኽንዮም ወሪሮማ። ባንካን ወርቃን በልዚናን ድማ ዘሚቶሞ። ሕጂ ተሪፎመን ዘለው ኢራንን ንሰሜን ኮርያን ኩባን እየን። ሎሚ ድማ ዛጊት ንሃገር  ሱዳንን ክወሩዋ ይሻባሸቡ ኣለው።

ኣብ ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ኢሰብኣዊ ዝኾነ፣ ህዝቢ እንዳሃለቐ፣ ወርቂ ህዝቢ ኤርትራ ድማ ግብጽዮናውያን ክምዝመዝ ንዕዘብ ኣሎና። ጽባሕ ብጊሓት ድማ ከምቲ ንሃገር ሊብያ ዝገበሩዋ፣ ነታ ክንዲ ክልተ ሃገራት ኤውሮጳ እትኸውን ገጃፋ ሃገር ሃገር ሱዳን ድማ ክወቕዑዋ ክንርእዮም ኢና። እቲ ግሎባላይዘይሽን ዝብሃል ወፍሪ ንባህርያዊ ጸጋ ሃብታማት ሃገራት ዘሚትካ፣ ንህዝበን ኣጕዲልካ ንምቕቍጽጻር ጥራይ እዩ ዓላማኡ።

ኣስተብህል. ብዘይካዘን 7 ሃገራት ኩለን ካልኦት ሃገራት ዓለም፣ ዋላ ኣሜሪካ ትኹን ሃገር ጀርመን ወይ ካልኦት ዓበይቲ ሃገራት ዓለም፣ ባንክታተን ኣብ ትሕቲ ጽዮናዊ ሮትሻይልድ ዝብሃል ወናኒ ባጤራ ዓለም  እየን። ነዚ ግና ህዝቢ ዓለም ገና ኣየድሃበሉን ኣሎ። ነዚ ተቓዊሞም ዝተቀንጸሉ መራሕቲ ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ ድማ፣ ኣብርሃም ሊንኮልን፣ ዊሊልያም ሚክንለዝ፣ ሩዝቨልት ጆን ኤፍ ከኔድን ተቐንጺሎ ም። ፕረሲደንት ሬጋን ድማ ፈተና ቅትለት ተፈጺሙሉ ካብኡ ምስድሓነ  ግና ሰንቢዱ ምቅዋም ደቅ ኣቢሉ ሰጥ ኢሉ ቀጺሉ።

British troops sent to South Sudan as famine grips nation
April 18, 2017

British troops sent to South Sudan as famine grips nation
British soldiers walk to a Royal Air Force (RAF) Chinook helicopter for transport in Lashkar Gah, Helmand province, February 7, 2010. REUTERS/Baris Atayman
The UK is sending 300 troops and millions of dollars of aid to Sudan as the nation is suffering from famine.

(WASHINGTON, DC) Three hundred UK troops and millions of pounds in foreign aid will be poured into South Sudan as famine grips the world’s newest country.

Operating as part of a UN mission, defense chiefs say the troops will help to stem the flow of migrants and provide humanitarian support.

They will operate from two military bases to fulfill their east African mission.

There are already 100 UK troops in the country setting up for the main deployment.

“Our part in this mission is contributing to the UN objective of solving the source of the problem. There is no doubt, this is a major deployment for the UK,” Lieutenant Colonel Jason Ainley, Royal Engineers, told the Daily Mail.

“The UK will play a significant role in the coming months. We have been preparing for this for six to eight months and to be finally here it fills you with pride.”

Defense Minister Mike Penning told the paper that, “This mission, along with others in the region, aims to end destabilizing conflict that is prompting migration and shows how Britain works globally to promote security.”

Estimates suggest that over 2 million people have been displaced with thousands fleeing to neighboring countries every day.

As part of the United Nations Mission in South Sudan (UNMISS), British troops will be building infrastructure from their bases in Malakal and Bentiu in the north of the country.

The newly-deployed troops will focus on building a temporary field hospital, later to become a permanent facility, at Bentiu.

South Sudan has been riven with internal conflicts between government and opposition fighters since it separated from Sudan in 2011.

The UK government plans to combine the military deployment with an increase in humanitarian aid.

“UK Aid is providing a lifeline for those fleeing unimaginable horrors but without concrete steps to end the violence by those in power more people will die long, slow painful deaths from the brutal famine,” Development Minister Priti Patel told the Mail.

RT copy/TRUNEWS copy

DONATE TODAY!

Support TRUNEWS to help build a global news network that prov
– See more at: http://www.trunews.com/article/300-british-troops-send-to-sudan-as-famine-grips-the-nation#sthash.in2E2mIu.dpuf