ፕረሲደንት ዶናልድ ትራም ከምቲ ኣብ ጽንብል ፕረሲደንትነት ከም ዝገለጾ ወይ ኣስሚሩሎም ዘሎ ፕሮግራማትን ጭርሖታትን ተስፋ ዘለዎም እዮም።

1.ፕረሲደንት ዶናልድ ጀ. ትራምፕ፣ ንህዝቢ ኣሜሪካ፣ ንጽዓዱን ጸለምትን ከደሮትን ብሓደ ዓይኒ ክርእዮም ከምዝኾነ እብቲ ምዓልቲ ጽምብል ኣረጋጊጹ።

“But what the American people like about Donald Trump is that he’s someone who can sit down, roll his sleeves up and make a deal. And what you’re hearing in his reflections whether it be with Russia, or China or other countries in the world, is that we’re going to reengage. We’re going to put America first, we’re going to reengage in a way that advances America’s interests in the world and that advances peace.”

  1. ፕረሲደንት ዶናልድ ጀ. ትራምፕ፣ ከም ከነዲ እንተዘተቐንጺሉ፣ እቲ ጀሚሩዎ ዘሎ ፕሮጀክት ኣብ ውሽጢ እሜሪካን ዓለምን ለውጢ ከምጽእ እዩ። እቲ ቀንዲ ዝጽበዮ ዘሎ ኲናት ድማ ኣንጻር እቶም ውሑዳት ወነንቲ ሃብትን፣ ቀንዲ መሳርሒኦም ማዕከን ዜናታትን (ሜድየን) ስለላ መርበብ ኣሜሪካን እዮም። ኣብዚኦም ለውጢ እንተድኣ ኣምጺኡ መሰረታዊ ለውጢ ንኽመጽእ ጥርጥር የልቦን። ፕሮግራም ፕረሲደንት ኬነዲ እውን ከምኡ ስለዝኾነ እዩ ግዳይ ማሕበር ጸልማት ኮይኑ ዝተቐንጸለ። ሎሚ ግና ህዝቢ ኣሜሪካ ብዝሓለፈ ይለዝተመኮረ ጸላእቱ ፈሊጡ እዩ። ስለዚ ኣብ ጸላእቱ ውሽጡ ከምዘለው ኣለልዩ ስለዝኾነ፣ ንፕረሲደንት ዶናልድ ጀ. ትራምፕ ትራምፕ ክትንክፍዎ ዕድል ኣይክህቦምን እዩ። እንተዘይኮይኑ ግና ኣብ ውሽጢ ኣሜሪካ ኲናት ሓድሕድ ክባራዕ እዩ።

  2. እቶም ኣብቲ ግዜ ጽንብል ፕረሲደንትነት ማለት ብዕለት 20.01.2017 ሰላማዊ ሰልፍታት ዝገበሩ ተዛረብቲ ኣቑሑት፣ ብውዲት ወነቲ ሃብቲ ጽዮናውያን መሳርሒ ኮይኖም፣ ንሓደ ሰብ ንስዓት 50 ኤውሮ ተኸፊሎም እዮም ኮለል ክብሉ ውዒሎም። ኣንጻር ጥቕሞም፣ ናዕብን ዕግርግርን ክገብሩ ድማ ብዝሕፍር ተራእዮም እዮም። እቶም ዝኸፈሉዎም ዓሰብቶም ድማ እቶም ዘይሕፍሮም ግንከኣ ብውዲት ጥራይ ንዓለም ክቆጻጸሩዋ ዝጸንሑ፣ ወነቲ ሃብትን ባጠራን በልዚንን ወርቅን ድያሞንድን እዮም። ነቶም ሕሱራት ሰልፈኛታት ድማ እተን ንብረት ጽዮናውያን ዝኾና 10 ማዕከናት ዜናታት (ሜድየን) እየን።

  3. እቶም ብፍላይ ኣንጻርቶም ወነንቲ ወርቅን ባጤራን በልዚንን ጋዝን ዝኾኑ ገስገስትን ደለይቲ ፍትሕን ሓርነትን ተዓዘብቲ፣ ግንከኣ ፈላጣትን፣ ፕሮፈሶራት ተመራመሪቲ ታሪኽን ፖለቲካን፣ ርእይቶኦም ክህቡ ከለው ከምዚ ይብሉ፣ “ድሕሪ ፕረሲደንት ኬነዲ ሎሚ ኣብ እዋን ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ፣ ትንሳኤ ለውጢ ኣብ ኣሜሪካ ክመጽእ ጥርጥር የልቦን። መኽንያቱ ድማ ህዝቢ ነቶም ውዲታውያን ኣለሊዩዎም እዩ። ዝኾነ ኮይኑ ግና ንፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ንኽዕንቅፉ ብዙሕ ውዲታት ክገብሩ ክፍትኑ እዮም”።
    “In our dealings with other countries, we will seek shared interests wherever possible and pursue a new era of peace, understanding, and good will.”

  4. እዞም ጸረ ጽዮናውያን ግንከኣ ወነቲ ወርቅን በልዚን፣ ምሃንድሳት ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓትን ዝኾኑ፣ ሓቀኛ ዜናታት ማዕከንን፣ ደለይቲ ለውጥን ክገልጹ ከለው ከምዚ ይብሉ፣ እታ ቀንዲ ኣንጻር ለውጢ ኣብ ውሽጢ ኣሜሪካ ይኾነት ንእሽቶ ሃገር እስራኤል እትብሃል፣ ቅድሚ ሎሚ ብ1962 ዓ.ም.ፈ. ጆን ኤፍ ከነዲ፣ ኑክሌር ቦምብ ክትሰርሒ ኣይፈቅድን እየ ኢሉ ስለዝኣዘዛን፣ ንማእከላይ ስለላ መርበብ ኣሜሪካ ድማ ኣይተድልዩንን ኢኹም ስለዝበሎም እዮም ቀንጺሎሞ፣ ይብሉ። ከምኡውን ኣብቲ  9.11.2001 ኣብ ኒውዮርክ ዕንወት ዎርልድ ሰንተር ዝተፈጸመ ውዲታዊ ህልቀት 4000 ንጹሃት ኣሜሪካዋን፣ ተሓታቲት ንሳ መንግስቲ እስራኤል በቶም ጓሶታ ሞስዓድ ምዃኖ ኣረጋጊጾም እዮም።

    The United States is entirely responsible for the bloody decimation of Syria. It is absurd to think that either the Saudis, the Qataris or the Turks would have launched a war on a strategically-critical nation like Syria without a green light from Washington. The conflict is just the latest hotspot in Washington’s 15 year-long war of terror. The ultimate goal is to remove all secular Arab leaders who may pose a threat to US imperial ambitions, open up the region to US-dominated extractive industries, and foment enough extremism to legitimize a permanent military presence.

  1. እቶም ተመራመርቲ ፖለቲካን ስለላን ክገልጹ ከለው፣ “ኣብ ውሽጢ ኣሜሪካ፣ ብፍላይ ኣብ ውሽጢ ውዲታዊ ስለለን ኮለላን፣ ማእከላይ ስለላ መርባብ ኣሜሪካ፣ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ለውጢ ኣምጺኡ፣ መሰረታዊ ለውጢ ኣብ ኣሜሪካ ክመጽእ እዩ። ብፍላይ ድማ ኣብ ኣፍሪቃ ሃገራት ሓዲሽ ለውጢ ክመጽእ ጥርጥር የልቦን ይብሉ።
    “Trump’s approach to foreign policy may seem commendable given the disastrous results in Afghanistan, Libya, Syria and Iraq, but it is also a dramatic departure from the last 70 years of activity during which time the United States has either overthrown or attempted to overthrow 57 foreign governments. (According to author William Blum) This is why the political class and their wealthy constituents are so worried about Trump, it’s because they don’t want the new president mucking-around in a process he doesn’t understand, a process that has reshaped the world in a way that clearly benefits US mega-corporations while reinforcing Washington’s iron grip on global power. The bottom line is that “violence works” and any deviation from the present policy represents a direct threat to the people whose continued power and prosperity depend on that violence”.

  1. “እቶም ኩሎም መራሕቲ ኣፍሪቃ፣ ብስለላ መርበብ ኣሜሪካን እስራኤልን ዓባይ ብሪጣንያን ተኣዚዞምን ተጓሲዮምን እዮም ንህዝቢ ኣፍሪቃ ብባርርባራዊ መግዛእቲ ዝገዝኡዎ ዘለው”። ቀጺሎም ክትንትኑ ከለው፣ እቲ ብሃገር ኣስላም ይኹን ብኣልቃሂዳን ተባሂሉ ዝጽዋዕ “ኣኽራሪ ግብረሽበራ” እንተኾነውን፣ በቶም 3 ዓበይቲ ስለላ መርበባት ዓለም እዩ ዝካየድ ዘሎ ይብሉ።

ብርእይቶ ኣዳለውቲ መርበብ ሓበሬታ ደቀባት-ኣግኣዝያን ድማ፣ እቶም ኣብ ኤርትራ ሻዕብያን ዝገዝኡ ዘለው እሞ ከኣ ን30 ዓመታት ሰውራ ኣካይድና እንዳበሉ ብህዝቢን ብስውኣትን ዝነግዱ ዘለው፣ ንብረት ስለላ መርበብ ሲኣይኤን ሞሳዓድን እዮም። ውድብ ወያኔ እንተኾይኑውን ን17 ዓመታት ብስም ማለሌት ተቓሊሰ ዝብል፣ ብዝረቐቐ ውዲት ብፍላይ እኳድኣ ብስለላ መርበብ ዓባይ ብሪጣንያን፣ ብሓፈሻ ድማ ብስለላ መርበብ እስራኤል ሞሰዓድ ይሕለዉን ይጓሰዩን እዮም። እሞ ከኣ ን30 ዓመታት ሰውራ ኣካይድና እንዳበሉ ብህዝቢን ብስውኣትን ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝነግዱ ዘለው፣ ክልተ ሓይልታት መብጽዓኦም ጠሊሞም፣ ብትእዛዝ እዞም ሰለስት ስለላ መርበባ ዓለም ተማእዚዞም ይገዝኡ ኣለው ኢና ንብል።

ስለዚ ኣብ እዋን መሪሕነት ፕረሲደንት ትራም ለውጢ ኣብ ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ከምዝመጽእ ጥርጥር የልቦን ንብል። ፕረሲደንት ዶናልድ ትራም፣ ካብቶም ከዕገርግሩዎ መደብ ኣውጺኦም ዘለው ስዉራት ሓይልታት ጸልማት፣ ክድሕን ድማ ኣምላኽ ክሕግዞ ልባዊ ትምኒትና ንልግጸሉ።

 References
The question is whether the deep state powerbrokers –who have already launched a number of attacks on Trump in the media — will throw in the towel and allow Trump to develop his own independent foreign policy or take steps to have him removed from office.

Now that the Trump regime has formally been installed, the real battle over the future of the planet earth can begin in earnest.

Israel could attempt to kill Trump if he doesn’t fall in line: Mark Glenn, an American author and political Analyst.

Donald Trump wants to fundamentally change U.S. foreign policy.

ብሓልዮት መርበብ ሓበሬታ ደቀባት-ኣግኣዝያን

24.ጥሪ.2017 ዓ.ም.ፈ.