ቋንቃ ትግሪኛ ሕመሬት መንነት ደቂ ኣግኣዝያን እዩ።

ክቡርወዲ ማይኍጓይላ ደበሳይ፣ ተደንከለ እምበር ኣ ይተ ደፍአን ከምዝብሃል፣ በትሪ ሙሴ ብቆርበት ተሸፊና፣ ኣብ ሰርወ ኣደራሽ ተሓቢኣ ንብዙሕ ዘመናት ጸኒሓ። ሎሚ ግና መዓልታ ቆጺራ ኣብ ኢድ ክቡር ሓውና ፈላስፋ  ተስፋጺዮን  ኣትያ። ተዓወት! ብየማናይ ኢድካ ከምሙሴ ዕተራሞ፣ በትርኻ ኣብ ኢድካ ተመን ከኣ ኣብ እግርኻ ስለዘሎ ግና፣ በታ በትርኻ ገርካ ከምታ ሙሴ ንተመን ፈርዖን ዝውሓጦ፣ በትርኻ ድማ ነዞም ጫውጫውዝብሉ ዘለው...

GOLD OF ERITREA!!! Nevsun in Eritrea: Dealing With a Dictator Iseias Afewerki! ካብ ዕደና ወርቂ ብሻን ሃይኮታን ብጽዮናውያን ዝተሓፍሰ ምህርቲ ወርቅና፣ መህጠር ርእሰማል ጽዮናውያን ኮይኑ። ሳልሳይ ወለዶ ደቂና ድማ ባራዩ ትክላት ሃጸያውያን ንኽኾኑ ንስደት የምርሑ ኣለው። ኣብ ከተማታት ኤርትራ ዝነብርዘሎ ህዝቢ ድማ፣ “ሉቸምበር ጠፊኣ: ማይከኣ ሎምስ ቅልቅል ኢላስ ተሸቲታ” ክብል ይውዕልን ይሓድርን ኣሎ። እንዳ ህግደፍ ተላታ ወረጋ ድማ “ዓወት ንሓፋሽ”! እንዳበሉ ክሳብ ህዝቢ ለኪሞም ኣብ ግሃነብ እሳት ዝኣትዉ ገና ይረባረቡ ኣለው። ኣየ ተካል ዘመን! በሉስከ ክቡራትን ክቡራንን ተኻታተልቲ መርበብ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ፣ ነዚ ቪድዮ ዕደና ወርቂ ርኣዩዎ ኢኹም።

ነቭሱስ እትብሃል ካናዳዊት ትካል ዕደና ወርቂ፣ ከይሓፈረት ኣብታ ቅዋም ዘይብላ ሃገረ ምድረ-ባሕሪ ኣትያ፣ ምስ መላኺ ኢሰያስ ጥራይ ውዕል ብምግባር፣ ወርቂ ደቀባት ኤርትራ ትዘምት ኣላ። Nevsun in Eritrea: Dealing With a Dictator Iseias Afewerki!  እወ፣ ኣምሆ ዘመን እንዳ ሻዕብያ “ውድቀት ንጽዮንነት ዓወት ከኣ ንሓፋሽ” ኢልኩም ድኣ ጨርሑ” ይብሉና ነይሮም። ...

ዴስነት ምድረ ኣግኣዝያንዶ ይሓይሽ፣ ወይስ ዴስነት ሩስያን ቻይናን? ኣየናይከ እዩ እቲ ኣልፋ ወይ መጀመርያ ዝነበረ ? ኣብ ባህልን መንነትን ዋንነት መሬትን፣ሕጊእንዳባን፣ ሃይማኖትን፣ ዝተሰረተ ስነሓሳብዶ የዐውተና ነይሩ፣ ውይስ “ማርክሰ ለሊንነት”? ካብ ከይፈለጥካ ሙማትስ ፈሊጥካ ሞትዶ ኣይሓይሽን!

እቲ ኮሚንስት ዝብሃል ፍሹል ፍልስፍና “ማሕበርነት“ ወይከኣ “ደስነት“፣ ንርሂጸ በላዕ ዓለም ንምትላል፣ ብውዲት ብመሃንድሳት ጽዮናውያን፣ ካብ “ፕሮቶኮል“ ዝተባህለ ውዲታዊ ፍልስፍና ተቐዲሑ ዝተሰንዐ፣ ስኑዕ ፍልስፍና ሓሶት እዩ ዝነበረ። ንኸምስሉ ግና በቶም ምሳርሕን ግዳይን ጽዮናውያን ዝነበሩ፣ ኤንጅልስ፣ ማርክስን፣ ሌሊንን ዝተጻሕፈ “ፍልስፍና” እዩ ዝነበረ። እወ፣ ንሚልዮናት ዝኾኑ ሩስያውይንን...

ፍትሔኛታትን ፈላጣትን ተነበይቲ ፈላስፋታት ዓለም፣ ሎሚ ዓመት ኣብዛ ንነብረላ ዘሎና ዓለም፣ ሓደ ግንከኣ ኣዎንታዊ ለውጢ ክመጽእ እዩ ይብሉና ኣለው። ሓደ ካብኦም ድማ በንያሚን ፉልፎርድ ዝተባህለ ደራሳይን ጆርናሊስትን እዩ። እወ፣ ተስፋ ንገብር፣ ግንከኣ ክንብርኩት ከይንብርኩት ኣብ ማይ ንብጻጻሕ ንብል።The liberation of the planet earth from Khazarian gangster control is now snowballing.The liberation of the planet earth from Khazarian gangster control is now snowballing. Benjamin Fulford 20.11.2016 ብፍላይ ነቶም እንግሊዝኛ እትርድኡ ተኻታተልቲ ዝቐረበ ዓንቀጽ።

 Hungary, the UK, the US, Bulgaria, Moldova free from Khazarian control, Austria, Italy, South Korea next  The UK liberated itself with the Brexit vote while the Americans freed themselves by electing Donald Trump as President. Trump’s election was followed...