2018 May Be A Frightening Year For The US And Its Israeli Ally

The US and Israel’s secret new anti-Iran plans are unlikely to get them far By Abdel Bari Atwan January 01, 2018 “Information Clearing House” – While Russia strives to move Syria on from a stage of war and bloody anarchy to one of peace, stability...

“ደጊም ደድሕሪ ቦጣት ምጒያይ ኣብቂዑ እዩ፣ ነበርቲ ከተማ ከረን”! ይብሉ ኣለው እንዳ ህግደፍ፣ ሓቂዶ ሓሶት?

ስለምንታይከ ደድሕሪ ቦጣት ምግጕያይ ኮይኑ? ሓዳስ ኤርትራ መበል 27 28 ታሕሳስ 2017 – ገጽ 2 ነበርቲ ከተማ ከረን፡ ውሑስ ቀረብ ማይ፡ ኣብ መነባብሮ ርግኣት ከምዝፈጠረሎም – ንዝነበሮም ጸገም ብምጥቃስ ሓቢሮም። ኣምሆ ዘመን፣ ኣብ መዋእል ንጉስ ሃይለስላሴን፣ ደርግንከ ፣ ኣብ ከተማ ከረን ማይዶ ተሳኢኑ ይፈልጥ እዩ? ርእይቶ ደቀባት ብመሰረት ዝተዋደደ ውሑስ ምንጪን ዝተዘርግሐ መስመራትን፡ ስሩዕ...

Pedophilia & Empire: Satan, Sodomy, & The Deep State – Chapter 7: Sins of the Pope and Vatican–Satanic Pedophilia Abuse and Church Cover-up (መግለጺ ብቪድዮ)

ብዮኣኺም ሃጎፕያን ዝተባህለ ምሁር ክኢላ ብስነኣምራዊ ሞያ ዝሰልጠነ ምሁር ዝተዳለወ፣ ግድነት ክስማዕ ዘለዎ ቪድዮ። ብላዕለዎት ሰበስልጣናት ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ  ህጻናት ዝፍጸም ዘይኢትንገር ዝኾነ ሰይጣናዊ ጾታዊ ዓመጽ። ብዮኣኺም ሃጎፕያን ንዝተዓመጹ ህጻናት ዝከናኸንን፣ ዝምህርን ክኢላ ኮይኑ፣ ንብዙሕ ዓመታት ድማ ብዝዕባ ዓለምለኽ ዝምድናታት ኣሜሪካ፣ ልዑል ኣገልልግሎት ዘበርከተ ክኢላ ኣሜሪካዊ ዜጋ እዩ። Pedophilia...

ኤርትራዊ ስምረት ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

መግለጺ ኤስደለ ንሓዲሽ ዓመተ ምሕረት 2018 ብሰፊሑ ንምንባ ኣብዚ ጠውቑ፣ ኲነታት ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ኵነታት ጸላኢ ኵነታት ደምበ ተቓውሞ   ካብ ቤት ጽሕፈት ዛናን ባህልን ኤስዯለ 01 ጥሪ...