መኸተ ደቀባት ኣጋኣዝያን ወይ ሰውራን ምክልኻል ሃገርን፣ምኣስ ከምተጀመረ ትፈልጡዎዶ? ነቶም ጸረ ደቂ ኣግኣዝያን ዝኾኑ፣ ጸላእትን ቀንኣትን ውዲታውያንን ሃገራትከ ትፈልጡዎምዶ?

ካብ ወራር ሱልጣን ኣዳል ክሳብ ወራር መሓመድ ግራኝ፣ ካብ ወራር ቱርኪ ክሳብ ወራር ግብጺ፣ ድሕሪ ወራር ግብጺ ድማ ብውዲት ኮሎንያል ዓባይ ብሪጣንያ ወራር ኮሎንያል ጣልያን፣ ንኣስታት ሓደ ሽሕ ዓመታት ዝወሰደ መኸተ እቲ ኣልፋ ዝኾነ ህዝቢ ኣግኣዝያንን ኣምሓራን። ወራር መሓመድ ግራኝ Gragn( the left-handed), ወይከኣ (ኣሕመድ ኢብን ኢብራሂም ኣል-ጋዚ ካብ 1506  ክሳብ 21 የካቲት (February) 1543...