“ሓዲሽ ዓለማዊ ሥርዓት“ ትርጉሙ እንታይ ከም ምዃኑ ትፈልጡዎዶ? እቶም መሃንድሳት ዓለማዊ ስርዓትከ መነመን እዮም ? እስከ ነዚ ጎኒንጎኑ ብእንግሊዚኛ ቋንቋ ተተርጒሙ ተዳልዩ ዘሎ ሕጽር ዝበለ መግለጺ ንከታተሎሞ፣ ምስቲ ኣብ ሃገና ዘሎ  ኩነታት ድማ ከነዋዳድሮ ንፈትን ኢና። ኤርትራ ከምቲ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ትካል ጽዮናውያን ኮይኑ ኣብ ሳሕል ዝዓበየ፣ ድሕሪ ነስመራ ምእታዉ ድማ፣ ህዝቢ ኤርትራ ንብረት ህግደፍ እዩ፣ ሃገር ኤርትራ ድማ ሓንቲ ኩባንያ ምንጪ እቶት ዕደና ወርቂን ሃብቲ ባሕርን ጽዮናውያን እያ ኮይና ዘላ።

For Those Who Value Deqebat.com: We Need Your Help!

መንዮም ንዓለም ብስዉር ውዲት ዝገዝኡዋ ዘለው Video

George Orwell once said that “in a time of universal deceit, telling the truth is a revolutionary act.” Since he offered those words decades ago, we have seen deceit become a pervasive and global problem, where the general public really has no clue what is happening around the world. The truth is, we live in a world of secrecy, and many prominent figures throughout history have been trying to tell us this for years. Even President Theodore Roosevelt warned us of the secret government, revealing that “behind the ostensible government sits enthroned an invisible government, owing no allegiance and acknowledging no responsibility to the people.” (source)

ንመረዳእታ፣ ካብ ቅድሚ 14 ክፍለዘመን ጀሚሩ ብዘገምታዊ ጉዕዞ ክኸይድ ዝጸንሐ ናዕብን፣ ምዝመዛን ዋናታቱ ጽዮናውያን እዮም። እቶም ዋናታት ዕዳጋ ባርነት ጸለምቲ ኣፍሪቃውያ፣ እቶም ኣዘዝቲ ኮሎንያል መግዛጥታትን፣ ዋናታት ኒዮ ኮሎንያሊዝምን፣ ዋናታት ኮሚኒስትን፣ ሎሚ ከኣ ዋናታትን መሃንድሳትን ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ወይ ግሎባላይዘሽን ዝኾኑ ንሶም ጽዮናውያን እዮም።

( “We are dealing with a criminal undertaking at a global level … and there is an ongoing war, it is led by the United States, it may be carried out by a number of proxy countries, which are obeying orders from Washington … The global war on terrorism is a US undertaking, which is fake, it’s based on fake premises. It tells us that somehow America and the Western world are going after a fictitious enemy, the Islamic state, when in fact the Islamic state is fully supported and financed by the Western military alliance and America’s allies in the Persian Gulf. … They say Muslims are terrorists, but it just so happens that terrorists are Made in America. They’re not the product of Muslim society, and that should be abundantly clear to everyone on this floor. … The global war on terrorism is a fabrication, a big lie and a crime against humanity.”
(source) (source) FULL INTERNATIONAL CONFERENCE THE “NEW WORLD ORDER” A RECIPE FOR WAR or PEACE!)

1) The creation of a One World Government with one single church and one single currency under their control. ሓንቲ ዓለም፣ ሓንቲ ቤተ-መቕደስ ወይ ቤት ኣምላኽ፣ ሓደ ዓይነት ባጤራ፣ ሓደ ዓለምለኽ መንግስቲ  ጥራይ ፈጢርካ፣ ንዝቢ ዓለም ብእንኮ መንግስቲ  ምግዛእ።
ኣስተብህል፤ ኣብ ኤርትራ ሰልፍታት ወይ ሕገመንግስቲ ዘይብሉ፣ ሓደ ኣምባገነ ዝኾነ መላኺ ግዝያዊ መንግስቲ ጥራይ እዩ ዘሎ። እቲ መንግስቲ ዝብሃል ድማ፣ ኣብ ጉዳይ ሃይማኖት ጠብሎቕ ኢሉ እንዳ ኣተወ ፣ ብፍላይ ነታ ኦሪታዊት  ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ሃይማኖት ካብ ዝጻብኣ እዋን ኮይኑ። ሕሉፍ ሓሊፉ ሞባእ ክዘምት ዘይሓፈረስ፣  ንብጹዕ ወቅዱስ ፓትርያርካ ሃይማኖት ተዋህዶ ዝኣክል ደፊሩ ሓይሩ። ንካህናትን ድያቆናትን ብቐስብ እንዳገፈፈ ድማ ኣብቲ ብስም  “ሃገራዊ  ኣገልግሎት”  ዝጽዋዕ መዓስከር፣ ግንከኣ ወፍሪ ባርነት ገና የዋፍሮም ኣሎ። ስለምንታ? እዚ ፕሮጀክት ጥፍኣት ዝኾነ መድብ ዕዮ እምብኣር ሓደ ካብቲ ፕሮጀክት ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት እዩ።

H A A R P

2)The total destruction of every national identity and all national pride, because only then will people accept a super-national world government.ዝነበረ ስርዓተ ክብርታትን፣ መንንትን ሃገራዊ ክብርን ሓኺኽካ፣ እቲ ህዝቢ ኣብ ሓዲሽ እንኮ ዓለምለኽ መንግስቲ፣ ግንከኣ ሕጊ ኣልቦ መለኮታዊ ብዓል ዓቢ ሓይለ-ስልጣን  ጥራይ ከምዝኣምን ምግባር።
ኣስተብህል፤ እተን ምለለዪን መግለጽን መንነትን ሃገራውነትን ዝኾና ጥንታውያን ኣውራጃታት ኤርትራ ፣ ብትርጉም ኣልቦ ዞባዊ ኣስማት ገሩ ሰናኒዑ፣ ትርጒም ኣልቦ ገሩ መሃነነን ኣጥፊኡዎ።
መለለዪ መንነት ዝኾነ መረት ህዝቢ መንዚዑ፣ “መሬት፣መሬት መንግስቲ እዩ” ኢሉ ወሲኑ። ስለምንታይ?
3) The destruction of every religion, especially Christian denominations. The only exception: a “religion” of their creation. ኣብዛ ዓለም ዘለዉ ኩሎም ሃይማኖታት፣ ብፍላይ ንሃይማኖት ክርስትና ኣጥፊእካ፣ ድሕሪኡ ኩሉ ህዝቢ ዓለም ብዓልኻ ዝጠፍጠፍካዮ “ሓዲሽ ሃይማኖት“ ከምዝቕበል ምግባር።
ኣስተብህል፣ ስለምንታይ ፓትሪያትርክ ተዋህዶ ሃይማኖት ተሓይሮም? እቲ ኣብ ሃገራት ኣዕራብ ብስም ኣኽራሪ ኣስላማዊ ግብረሽበራ ዝካየድ ንዓዘቦ ዘሎና፣ ኣምሲልካ ሃይማኖት ምስልምና ዝኣምኑ ኣዋፊርካ ናዕብን ሽበራን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ክርስትያን ዓለም ምክያድ እዩ። ኣብ ኤርትራ ድማ ኢሰያስ ድሮ ንህዝቢ ክርስትያን ንግዜኡ ብስደትን ብውግእን ብስእነትን ድኽነት ኣላሽ ብስ ኣበሎ፣ ጽባሕ ንግሆ ድማ ሰራዊት ኣስላም ክነዝሓሉ እዩ። እዚ ከኣ ፕሮጀክት ኢሉምናቲ እዩ።

4) The establishment of thought-control techniques with the goal of creating human robots who respond to external impulses and direction. ነቲ ብተፈጥሮ ዝተጠርየ ባህላዊን ሃይማኖታዊን ሕልናዊን ኣተሓሳስብ ወድሰብ ብረቂቍ ስነኣምራዊ ዘመተ ጌሮም ኣዘንቢዖም፣ ወዲ ሰብ ከም ሓደ ሮቦተር ኮይኑ ከምዝነብር ምግባር።
ኣስተብህል፤ ትምህርትን ምዕብልናን ብነብስኻ ተኣማሚንካ ምንባርን ኣብ ኤርትራ ሎሚ ከምዘየሎ ፍሉጥ ኮይኑ ኣሎ።እቲ ህዝቢ ብስለላን ኮለላን ጨካን መግዛእትን፣ ብጓይላን ከበሮን ዳንኬራን ኣእምሮኡ ኣእምሮኡ ተሰሊቡ፣ (ማይንድ ኮንትሮልድ ኮይኑ)፣ ዳርጋ ኣብ ሮበቶር ተቐይሩ ኣሎ።

5) The end of industrialization with the exception of the computer and service sectors. A “post-industrial zero growth society” is the goal. ብዘይካ ኮምፒዩተር፣ ንኹሉ ትካላትን ኩባንያታትን  ከምዝበትኽ ምግባር።
ኣስተብህል፣ ኣብ ኤርትራ ትካል ኢንዱስይትሪ የልቦን፣ ሞባይልን ኮምፕዩተርን ግና  ማእለያ ዘይብለን ኣለዋ። ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ወፍሪ ፍልጠትን ምርምርን ካብ ዝበኩር እዋን ኮይኑ እዩ። ስለምንታይ?
6) The other industry branches will be transferred to more cost-effective third world countries. እቲ ካልእ ትካላትን ኩባንያታትን ካብ ውሽጢ ሃገር መንቂስካ ንሳልሳይ ዓለም ምግዓዝ። ብሰንኪዚ ድማ ኣብ ምዕራባውያን ሃገራት ስርሓተ ኣልቦ ኣጥለቕሊቑ ይርአ ኣሎ።
ኣስተብል፣ ኩባንያ ህግደፍ መላእ መንእሰይ ኤርትራ ካብ መኣዲ ትምህርቱ ብቕሰብ ገገፊፉ፣ኣብ “ኣገልግሎት ሃገር” ብግብግና ባርነታዊ ኣገልግሎት ካብ ዝዋፈር እንሆ ካብ 20 ዓመታት ንላዕሊ ሓሊፉ። ኣብ ሃገር ኤርትራ ግና ሓንቲ ኩባንያ ማእቶት እተፍሪ ክሳብ ሎሚ የላን። ሃላኺ ኣቝሑት ካብ ወጻኢ ጥራይ እዩ ንኤርትራ ዝኣቱ። ኩሉ ትካላት ንግድን ሸቐጥን ሕርሻን ድማ  እቲ ማፍያ ዝኾነ ኣገልጋሊ ፕሮጀልት ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ዝኾነ ግዛያዊ መንግስቲ ህግደፍ እዩ። ስለምንታይ?
7) To encourage or even to legalize drug usage and to make “art” out of pornography, which will first be generally accepted and finally be seen as totally normal. ሓሺስ ብወግዒ ከምዝውሰድን፣ ግብረሰዶም ከም ኖርማል ኮይኑ ሰብ ከም ዝቕበሎን ምግባር። ሓደ መደብ ዕዮ ኢሉሚናቲ ወይ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት እዩ።
ኣስተብህል፣ ኣብ ሰሜናዊ ባሕሪ ኤርትራ ብፍላይ ኣብቲ ባሕሪ ድንበዛንን ካርነሽምን፣ እቲ ግዝያዊ መንግስቲ ባዕሉ በውግዒ  ሓሺሽ ዘሪኡዎ ኣሎ። ንወጽኢ ድማ ኤክስፖርት ይገብሮ ኣሎ። ካብቲ መላኺ ሓለቕኦም ጀሚርካ መራሕቲ ህግደፍ ኩሎም ወልፋናት ዕጸፋርስ ግብረሰዶምን እዮም። ግብርሰዶም እውን ሎሚ  ኣብ ኤርትራ ካብዝተኣታቶ ዳርጋ ነዊሕ ግዜ ኮይኑ ኣሎ።

8) To undertake the depopulation of larger cities following the example of Pol Pot’s bloodbaths in Cambodia. ንህዝቢ ዓለም ኣዝዩ ከምዝውሕድ ምግባር፣ ንኣብነት ከምቲ ኣብ ፖልፖት ካምቦድቻ ዝተፈጸመ ካብ 1975-1979 ዓ.ም.ፈ. ጃምላዊ ህልቂት ዝተፈጸመ፣ ንሶም እቶም ውዲታውያን ኢሉሚናቲ እዮም ነቲ ባርዕ ኣሳወርቱን ኣጎድቱን።
ኣስተብህል፤ ህዝቢ ኤርትትራ  ድሕሪ 30 ዓመታት ቃልሲ ሓዲሽ ኪናት ባዱመን ተወሊዑ ካብ 200 ሽሕ ዝብeዝሕ መንእሰይ ሃሊቑ፣ ክሳብ 2 ሚልዮን ህዝቢ ድማ ካብ መነብብሮኡ ተዘናቢሉ ግዳይ ስደትን መከራን ኮይኑ። ስለምንታ? ዛጊት ድሕሪ ውግእ ባድመ ድማ መንእሰይ ወለዶ፣ ካብ ሃገሩ ነፊጹ ኣብ ስደት የምርሕ ስለዘሎ። እቲ ቁጽሪ ህዝቢ ኤርትራ ክልተ ሚልዮ እኳ እይበጽሕን እዩ። ድሕር ድማ ህዝቢ ኤርትትራ ብወግዒ ተቖጺሩ ኣይፈልጥን እዩ። ብመራሕ ህግደፍ ድማ እቲ ህዝቢ ይሃሉ ኣይሃሉ ኣይግድሶን እዩ። እቲ ቀንዲ ጸገም ድማ እቲ  ልኡኽ መላኺ ኢሰያስ፣ ከዳማይ መሃንድሳት “ሓዲሽ ዓለማዊ ሥርዓት” ስለዝኾነ ጥራይ እዩ።

9) The suppression of all scientific development except that which serves the purposes of the Illuminati. ንኹሉ ምህዞን ትምህርቲ ስነፍልጠትን ኣደስኪሎም፣ ንዓላማ ኢሉሚናቲ ዝወቅዕ ትምህርቲ ጥራይ ምዝውታር። መንእሰይ ኣብ ሞባይልን ኮምፒዩተርን ጥራይ ኣድሂቡ ሓዲግ መዲግ ከምዝኸውን ምግባር። ፕሮጀክት ኢሉሚናቲ እዩ።
ኣስተብህል፤ ኣብ ኤርትራ ስነፍልጤታዊ ምርምር ይኹን ትምህርቲ የልቦን። እታ ሓንቲ ዝነበረት ዩኒቨርሲቲ ከኣ ብልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ዓጽዩዋ። መንእሰይ ከይምሃርን ከይምዕብልን ድማ ንስደት ይውሕዝ ኣሎ።

10) To bring about the premature death of 3 billion people by the year 2050—either through “regional warfare” in developed countries, or through starvation and sickness in under-developed nations. The Committee of 300 (under the direction of the Illuminati) commissioned Cyrus Vance (US Secretary of State under Carter) to write a paper on how such a population reduction could be managed. The paper was called Global2000Report and was accepted and approved of by President Carter and Edwin Muskie, the then-Secretary of State, for and in the name of the US government. One of the conditions of the Global2000Report states that the US population must be reduced by 100 million people by the year 2050. እቶም ኮሚት 300 ዝብሃሉ ላዕለዎት ሰበስልጣን ኢሉሚናቲ፣ ብዓል ፕረሲደንት ካርተር ዘለዉዎም፣እንተኾይንሎም ከም ውግእ፣ ጥሜት፣ ከም ባዕሎም ዝፈጠሩዎ ቀዛፊ ሕማማት፣ ክታበት ወይከኣ ብተፈላለየ ውዲታት፣ ወዘተ. . . . ፣ገሮም ክሳብ 2050 ዓ.ም.ፈ. ዘሎ ዓመታት፣ ክሳብ 3 ቢልዮን ህዝቢ ዓለም ክሃልቕ ከምዘለዎ መዲቦም እዮም። ኣብቲ „Global2000Report“ ዝብል ውዲታዊ ስምምዕ ኣኼባ፣ ኣብ ኣሜሪካ ጥራይ ክሳብ 2050 ዓ.ም.ፈ. ሓደ ሚእቲ ሚልዮን ህዝቢ ክጐድል ከምዘለዎ ተሰማሚዖም።
ኣስተብህል. ኣብ ኤርትራሞ ካብ 200 ዓመታት ጀሚሩ እዩ ክጎድል ጀሚሩ።

ኣስተብህል፣ ኣብ ኤርትራ ግቡእን ስሩዕን ሕክምናን ክንክን ጥዕናን ስለዘየልቦ፣ ህዝቢ ኤርትራ እንዳውሓደ እዩ ዝኸይድ ዘሎ። ንመረዳእታ፣ ኣረገውቲ ብባህርያዊ እርጋን ክሞቱ ከለው፣ ተካእን ወራስ ዓራትን መንእሰይ ወለዶ ኤርትራ ድማ ይስደድ ኣሎ። ከመይ ገሩ እዩ እቲ ህዝቢ ድኣ ክስስን? ስለዚ ኣብ ኤርትራ ምጕዳል ህዝቢ ዘይኮነስ ምጽናት ህዝቢ እዩ ዝካየድ ዘሎ።እወ፣ብወራር መሓመድ ግራኝ፣ ወራር ቱርኪ፣ ወራር ግብጺ፣ ወራር ማህዲ፣ ወራር ኮሎንያል ጣልያን፣መግዛእቲ ኢትዮጵያ፣ንባዕሉ እቲ ሰውራ ኤርትራ ዝብሃል ንብረት ጽዮናውያን ኮይኑ ጀብሃን ሽሳዕብያን እንዳበለ መንእሰይ ኤርትራ መንቊሱ እዩ።ሎሚ ድማ መግዛእቲ ባርባራዊ መግዛእቲ ህግደፍ ንህዝቢ ወኒኑ፣ ንሃገር ኣሕሊፉ ንጽዮናውያን ከረክባ ገልዳሕ ይብል ኣሎ። እዚ ከኣ መደብ ዕዮ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ኣዩ። ላቦራቶሪ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ንኽትከውን እምብኣር፣በዚ መኽንያት እዚ እያ፣ እታ ጥንታዊት ምድረባሕሪ ዝነበረት ሓዳስ ኤርትራ ተባሂላ ዝተጸውዐት።
11) To weaken the people’s morale and to further demoralize the working class through large-scale unemployment and, therefore, to push them into drug or alcohol addiction. The youth should be encouraged to rebel against the status quo, which also leads to the weakening/dissolution of the family, through drugs and aggressive music. ነቲ ደርቢ ሸቃላይ ኾነ ህዝቢ ብሃለኽለኽ ሽቕለተ ኣልቦ እንዳገበሩ፣ ግዳይ ድኻምን፣ ኣልኮላዊ መስተን፣ ሓሺስሽን ግብረ ሽበራን ከምዝኸውን ገሮሞ፣ ብግቡኣ ሓሲቡ ሓራ ኮይኑ መታን ከይነብር ሓዲግ መዲግ ኣትሪፎም ሰጥለበጥ ኣቢሎም ብረቂቕ ሲስተም ይግዝኡዎ ኣለው።
ኣስተብህል፤ ኣብ ኤርትራ ዳርጋ 95% ህዝቢ ስራሕ-ኣልቦ  ኮይኑ እዩ  ከርፋሕ መነባብሮ ዘሕልፍ ዘሎ። ካብ ኩሉ ዝገደድ ድማ፣ ማይን መብራህትን ገንዘብን ሃጊሩ፣ እቲ ህዝቢ ብኸብዱን ብህይወቱን ጥራይ ከምዝሓስብ ብምግባር ትንፋሱ የውጽኦ ኣሎ። እዚ ድማ  ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ሰብ ከይተፈለጦ፣ ሓደ ፕሮግራምሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ብግብሪ ዝርኣየሉ ዘሎ እዩ።

12) To stop people from determining their own fate by forcing them to weather one crisis after another and to learn to leave such crises to be dealt with by the government. The people will soon feel so overwhelmed by their “own fates” and many difficult decisions that they will become apathetic. There is already an authority for crisis management; it’s called FEMA, or the Federal Emergency Management Agency.ንህዝቢ ዓለም፣ ካብቲ ካብ ጥንቲ ዝነበሮ መንነታዊን ባህላዊን ርእሰ ተኣማንነትን፣ ማለት ባዕሉ ነብሱ ከምዘይኣልን ግንከኣ ተጸባዪ ረዲኤት ካብ “ሓደ ገጂፍ ኣላዪን ሓጋዚን ዝኾነ መንግስታዊ ትካል”፣ እወ፣ ብነብሱ ከምዘይተኣማመን ኮይኑ፣ ብስነኣእምራዊ ተተንኪፉ ተጸባያይ ጥራይ ኮይኑ ከምዝነብር ምግባር። ንመረዳእታ፣ ብሓደ “ማእከላይ ምሕደራ”፣ ይኣይ ብህጹጽ ጸገማት ህዝቢ ዝኣሊ ገጂፍ ትካል፣ ከም ቀይሕ መስቀል ከም “ወተሃደራዊ ሓይሊ” ወይ “ሰራዊ ሕቡራት መንግስታት ዓለም”፣ ጥራይ ከምዝኸውን ገርካ ሓዲግ መዲግ ምግባር።
ኣስተብህል፤ ህዝቢ ኤርትራ ካብቲ ባሕርን በረኻን ሓሪሱ ምህርቲ ሓፊሱ ነብሱ ክኢሉ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ዝነብር ዝነበረ። ሎሚ መሬቱ ብኩባንያ ህግደፍ ተወሪሱ ሓሺሽ እንዳ ተዘርአ፣ ዕደና ወርቂ ካብ ኣፍደገ ግራቱ ብጽዮናውያን ተዘሚቱ ንወጻኢ ክግዕዝ እንዳ ርኣዮ፣ተጸባዪ ረዲአት ኮይኑ ከምዝነብር ተገሩ ኣሎ። እዚ ድማ ሓደ ክፋል ፕሮጀክት ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት እዩ።

13) To introduce new cults and support existing ones.ሓዲሽ ጥንቆላ ምትትታውን ነቲ ዝነበረ ጥንቆላ ድድማ ምምሕያሽን።
ኣስተብህል፣ ኣብ ኤርትራ እቲ መራሕ ኩባንያ ህግደፍ ኣብ እንዳ ጠንቋሎን ዕቝራን እዩ ሸንኮለል ክብል ዝሕድርን ዝውዕልን። እቲ ኣብ ቍሸት ዓዲ ሃሎ ኩብራለ ትካል ሓጽቢ ኮይኑ ዝብሃል፣ ጻዕዳ ሓሶት እዩ፣ እንዳ ጠንቋሎን ዑቝራን እዩ ዝመላለስ። ኣብ ከተማ ኣስመራ ከይነብር ድማ ህዝቢ ከይሃድኖ ጀጂዩ ጥራይ እዩ ዝነብር ዘሎ። እቲ ቀንዲ ሓደሽቲ ፕሮግራማት ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት (ኢሉሚናቲ) ድማ፣ ካብታ መዓስከር መሃንድሳት ስለላ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት (ጽዮናውያን)  ዝኾነት ንእሽቶ ሃገር ቀጠር እዩ ዝመላለስ። ካብኡዩ እቲ እከይ ፕሮግራማት ተኾልኲሉ ዝመጽእ።

14) To support Christian fundamentalism, which will then, through identification with “God’s Chosen People”, support the goals of the Zionist Israeli state with, among other things, great sums of money. ሓዲሽ ሃይማኖት ኣተኣታቲኻ፣ እቲ ንክርስቶስ ዘይኣምን እንኮ ሃይማኖት ይሁዳ ከም ጥራይ ከም እንኮ ሃይማኖት ኮይኑ ከምዝነብር ምግባርን፣እቶም ኣምላኻ ዝተሓርዩ ጽዮናውያን ጥራይ ከምዝኾኑ ገርካ ንህዝቢ ዓለም ከምዝኣምን ምግባር።
ኣስተብህል፣ በቲ ኣብ እስራኤል ብትምህርቲ ታልሙድ ሰይጣናዊ ትምህርቲ ዝሰልጠነ፣ ወዲ ሓትንኡ ንኢሰያስ፣ ወዲ ቀሺ ዲሜጥሮስ  እዮም ብጹእ ወቅዱስ ፓትሪያርክ ኦርቶክሳዊት ቤተክርስትያን ትሓዪሮም ዘለው። ብኢሰያስ ዝተባረኸ ኣርቲፊሻል ፓትሪያርክ ድማ መተካእታ ኣቦና ብጹኣ ወቅዱስ ፓትሪaርክ ኮይኑ ተሸሙ። ከይጸንሐ ድማ ተቈዚፉ።

Patriarch Abune Antonios
Patriarch Abune Antonios
The government’s persecution of Patriarch Antonios is only one example of the country’s grave religious freedom violations. The Patriarch has been detained since 2007: His “crime” was his refusal to excommunicate 3,000 parishioners who opposed the government.ሎሚ ቤተክርስትያን ተዋህዶ ሃይማኖት ሞባእ ቤተ መቕደሳ ብሂግደፍ እንዳ ተዘምተ፣ ፓትርያርክ ኣልቦ ኮይና እያ ዘላ። እዚ ከኣ ሓደ ክፋል ፕሮጀክት ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት እዩ።

15) To push for the spread of religious sects like the Muslim Brotherhood or the Sikhs and to carry out thought-control experiments similar to the ones Jim Jones carried out in his camp in Jonestown (Guayana) before the c. 900 followers of his People’s Temple were killed or committed suicide on command (November 1978). ሓደስቲ ሃይማኖታት ከም “Sects” ንኣብነት ሓዲሽ ምስልማና፣ ከም ሙስለም ብራዘርስ፣ ከም ጴንጤቈስጠ፣ ጅየሀዋ መሰኻኽር፣ ከም ብሃይ ንእምነት ወዲስብ ምዝንባዕ። ንመረዳእታ ብ1978 ዓ.ም.ምፈ. ኣብ Jonestown (Guayana) እትብሃል ዓዲ ብሰበብ ሓድሽ ሃይማኖት ኣብ ሓደ ግመዓልቲ 900 ሰባት ሞይቶም። እዚ እምብኣር ኮነ  ኢሎም ኢሉሚናቲ ዝፈጠሩዎ ውዲት እዩ ዝነበረ።

16) To circulate ideas with respect to religious freedom around the world in order to undermine all existing religions, especially Christianity. This process has already begun with the so-called “Theology of Liberation”. ሃይማኖታዊ ተመሲልካ ሓዲሽስ ሓሳብ ፈጢርካ፣ ሓርነት ሃይማኖት ኣድላዪ እዩ እንዳበልካ፣ ከም ትምህርቲ ትዮሎጂ ዝኣመሰሉ ኣብ ልስፍናታት ኣታኣታቲኻ፣ ብፍላይ ነቲ ካብ ጥንቲ ዝነበረ ሃይማኖት ክርስትና ምዕናው።
ኣስተብህል፤ ህዝቢ ኤርትራ ክብርታቱን ባህሉን ሃይማኖቱን ተጋሂሱ እዩ ዘሎ።

17) To provoke a collapse of the world economy and thus create total political chaos. ቍጠባ መላእ ዓለም ኣዕኒኻ ኣብ ዓለም ናዕቢ ከምዝፍጠር ምግባር።

ኣስተብህል፤ መራሕቲ ኩባንያ ጽዮናውያን ህግደፍ፣ንህዝቢ ኤርትራ ብቍጠባ ጎሮሩኡ ሓኒቍካ፣ እንደገና ወያኔ መጸካ እንዳበልካ ብራዕድን ብፍርሕን ከምዝብህርር ገሮም እዮም ዝገዝኡዎ ዘለው።

18) To take over control of all domestic and international policies of the USA. ንኹሉ ኣህጉራዊን ዓለምለኻዊን ፖለቲካዊ መምርሒ ሃገር ኣሜሪካ  ተቛጻጺሮሞ እዮም።

ኣስተብህል፤ ሎሚ ኣብ ኤርትራ ንዘስተብህል ሰብ፣ ህዝቢ ኤርትራ ንብረቱን ንባዕሉን ተሃጊሩ እዩ ዝነብር ዘሎ። ሰብ ኣብ ኤርትራ ካብ ኣቕሓ ዘይ ሓይሽ ኮይኑ እዩ ዝርኤ ዘሎ። እዚ ድማ ሓደ ክፋል ፕሮጀክት ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት እዩ።

19) To ensure that supra-national institutions (e.g. the UNO (United Nations Organization), the IMF (International Monetary Fund), the BIS (Bank for International Settlements), the ICJ (International Court of Justice), etc.) receive the greatest support, while, at the same time, local and national institutions become decreasingly able to act by systematically destroying them or by bringing them under the controlling umbrella of the UNO.
ንመላኣ ዓለም ዝውክሉ ዓበይቲ ትካላት መስሪትካ፣ ንኣብነት፣- ከም ሕቡራት መንግስታት ዓለም (UNO= (United Nations Organization) ዓለምለኻዊ ማዕከን ባጤራ (IMF= (International Monetary Fund)፣ ሃገራት ዓለም ዝሕገዛሉ ዓለምለኽ ባንክ (BIS) ዓለምለኽ ቤት ፍርዲ (ICJ=(International Court of Justice)
ኣስተብህል፣ ህዝቢ ኤርትራ ብተዘዋዋሪ መንገዲ ብባዕዳዊ ሓይሊ እዩ ዝግዛእ ዘሎ፣ (ብማእከላ ስለላ መርበብ ኣሜሪካን፣ እስራኤልን፣ ስለላ መርበብ ሃገር እንግሊዝ) እምበር ብህግደፍ ኣይኮነን ዝግዛእ ዘሎ። መሬቱን፣ ዕደና ወርቁን፣ ሃብቲ ባሕሩን፣ ገንዘቡን ተሃጊሩ፣ ባህርያዊ ጸግኡ ትጓሕጚሑ ንጽዮናውያን ይግዕዝ ኣሎ።

20) To infiltrate and take over all governments in order to insidiously dissipate and destroy the sovereignty of each nation from the inside.
ኣብ ውሽጣዊ መንግስታዊ ምምሕዳር ሓንቲ ሃገር ኣቲኻ፣ ብምስጢር ነቲ ልዑላውነት እታ ሃገር ከምዝዓኑ ምግባር። (ነቶም መራሕቲ ብገንዘብ ዓሲብካ እገልገልትኻ ምግባር ማለት እዩ።)

ኣስተብህል፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ኤርትራ ልዑላውነት ሃገር አርትራ ከምዘየለ ብዙሓት ረቛሒታት ኣለው፣ ነዚ ንምትንታን ግና ኣብ ቀጻላይ ክንገብሮ ኢና።

21)To create an international terrorism and to negotiate with terrorists whenever terrorist activities have occurred. ባዕልኻ ግብረሽበራ ምሂዝካ፣ ኣብቲ ግብረሽበራ ዘዋፈርካሉ ሃገራት ከድካ ምስቶም ግመራሕቲ ግብረሽበራ ዘተ ምክያድ።

ኣስተብህል፣ ባዕሉ ብቈንዱ እካ ህግደፍ ግብረ ሽበራ እንተኾነ፣ በብግጽዜኡ ግና ብዓሉ ዝፈጠሮም ግብርሽበራ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ  ነይርክም እዮም ብሕጂውን ንምፍጣሮም ጸገም የብሉን። ንኣብነት፤  ኣብ ተስዓታት ዛጊት ድሕሪ ነጻነት፣ “ሞጃሃዲን ጭሓማት” ወሪሮና ክብል ግዒሩ። እቲ ሓቂ ግና ብምኽሪ ጎይተቱ መሃንድሳት ኢሉሚናቲ፣ ብዕሉ ዝፈጠሮም “ግብረሽበራ ሞጅሃዲን ብሱዳን ኣቢሎም እዮም ይወሩና ኣለዉ እንዳበ ክግዕር ቀንዩ እዩ።

22) To take control of the education system in the USA with the goal of completely destroying it. ንስርዓተ ትምህርቲ መላኣ ዓለም ንምቍጽጻር፣ነቲ ጥንታዊ ስርዓተ ትምህርቲ ኣዕኒኻ ብባዕልኻ ዝሰናዕካዮ ስድርዓተ ትምህርቲ ምጉዓዝ።
ኣስተብህል፣ ኣብ ኤርትራ ግቡእን ምስ ዕለምለኻዊ ስታንዳርድ ዘለዎ ስርዓት ትምህርቲ የልቦን

ኣስተብህል፣
እዞም ብስም “ዓላማ ኢሉሚናቲ ወይ ጠበብቲ፣ The Goals of the Illuminati“ ዝብል ኣርእስቲ ኣብ ላዕሊ ተዘርዚሮም ዘለው፣ ዓላማታት “ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት“፣ ምስቲ ኣብ ሃገር ኤርትራ ብኩባንያ ህግደፍ ብግብሪ ዝርአ ዘሎ ኣገባብ መግዛእቲ እንተድኣ ብጉቡእ ምስትብሃል ከነወዳድሮ ክኢልና፣ኣብ ኤርትራ ማለት ኣብታ ብስም ግዛያዊ መንግስቲ ዝብሃል ግንከኣ ኩባንያ ህግደፍ ትግዛእ ዘላ ሃብታም ሃገ፣ ህዝቢ ብገርሁ ከሎ፣ ንኹለን ነዘን ዓላማታት “ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት“ ሓደ ብሓደ የተግብረን ከምዘሎ ክንርዳእ።

ስለዚ ኤርትራን ጉዳይ ኤርትራን ብመሃንድሳት “ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት“ እዩ ተወኒኑ ዘሎ እምበር ብህዝቢ ኤርትራ ከምዘይኮነ ንምርድኡ ጸገም ኣይኮነን። ኤርትራ ድማ ሓንቲ መፈተኒ መደብ ዕዮ ኢሉሚናቲ፣ ወይከኣ ሓንቲ ላቦራቶሪ “ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት“ ኮይና ከምዘላ ንምርድኡ ቀሊል እዩ።

 

ብሓልዮት መርበብ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ  24.03.2017 ዓ.ም.ፈ.